ኩዌት 33 ኢትዮጵያን ቀይዳ

ኩዌት 33 ኢትዮጵያን ቀይዳ

Radio Erena: 30 November 2015

ku eth

እቶም ኣብ ሓደ ክፍሊ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክንበሩ ከምዝጸንሑ ዝተሓበሩ 33 ኢትዮጵያን፣ እቶም 5 ደቂተባዕትዮ ክኾኑ እንከለዉ እተን 28 ከኣ ደቂንስትዮ’የን።

ፖሊስ ኩዌት፣ ኣብ ልዕሊ’ቶም ኢትዮጵያውያን እንታይ ስጉምቲ ክወስድ’ዩ እኳ እንተዘይተሓበረ ናብ ዓዶም ክጥርዞም ዝልዓለ ተኽእሎ ኣሎ።

ኣብ ናይ ገዛ ስራሕ ንምውፋር ናብ’ታ ሃገር ዝኣተዉ ዜጋታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝርከቦም ዜጋታት ዝተፍላለያ ሃገራት፣ ካብ ኣስራሕቶም ወጻኢ ኣብ ካልእ ስራሓት ከምዝነጥፉ ዝፍለጥ’ዩ።

 

==============================

COMMENTS

WORDPRESS: 0