ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ልኡኽ መንግስቲ ነርወይ፣ ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ቅድሚ ምምላስ ተወሳኺ መጽናዕቲ ከምዘድሊ ገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ልኡኽ መንግስቲ ነርወይ፣ ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ቅድሚ ምምላስ ተወሳኺ መጽናዕቲ ከምዘድሊ ገሊጹ

Radio Erena: 08 June 2015

Nor

ኣብ ኣስመራ ዑደት ብምክያድ ምስ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ዝተዘራረበ ወኪል መንግስቲ ነርወይ፣ ዑቕባ ዝተነጽጉ ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ቅድሚ ምምላስ ተወሳኺ መጽናዕቲ ከምዘድሊ ገሊጹ።

እቲ ንኩነታት ኤርትራን ከጽንዕ ናብ ኤርትራ ዑደት ዘካየደ ብጸሓፊ ሚኒስትሪ ፍትሒ ኖርወይ ዮራን ካልሚር ዝተመርሐ ልኡኽ መንግስቲ ነርወይ፣ ንኤርትራ ምስ ሰሜን ኮርያ ምምስሳል ጌጋ’ዩ ክብል’ውን ጠቒሱ።

 

ክቡራት ተኸታተልቲ ምሉእ ጸብጻብ ናይዚ ወኪል ነርወይ ኣብ ኤርትራ ዘካየዶ ዑደት ኣብ ናይ ጽባሕ ፈነወና ክቐርብ’ዩ።

===============================================================

COMMENTS

WORDPRESS: 0