Radio Erena: 20 August 2020
ኣብያተ ማእሰርቲን መደበር ታዕሊም ሳዋን፣ ኣብ እዋን ኮረና ቫይረስ እቲ ዝበበለጸ መወሸቢ ማእከል’ዩ ዝብል ኣሽካዕላል ሰበ ስልጣን ህግደፍ፣ ንህይወት ዜጋታት ናብ ዘይተደልየ ተደራቢ ሓደጋ የቃልዕ ከምዘሎ ሓደ ካብ መስረቲ ህዝባዊ ግንባርን ሚኒስትረ ምክልኻል ነበርን ኣቶ መስፍን ሓጎስ ገሊጹ።
ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብ ታሕቲ ጠውቑ።
=======
ርእይቶ
አቶ መስፍን ሓጎስ ንተመሃሮ ሳዋ ኣይትውርድዱ ትብል ኣሎኻ መስሓቅ አኻ
መስፍን ሓጎስ ንህዝቢ ሓላዪ ኣይትምሰል ንስኻ”ውን ገበነኛ ኢኻ። ኣብ ሜዳ ክንደይ ሰብ ዝበላዕኩም ሕጂ ምምጽዳቕ ካብ ገበን ነጻ ኣይገብረካን እዩ። ስልጣንካ ስለተመንዛዕካ ኢኻ ትቃወም ዘለኻ። ኣፍካ ሓዘልና ለኽባጥ!