ልኡኽ ቀዳማይ ሚኒስተር ቱርኪ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ፈጺሙ

ልኡኽ ቀዳማይ ሚኒስተር ቱርኪ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 09 February 2015

Turkey Eritrea

ሓደ ጉጅለ ልኡኽ ቀዳማይ ሚኒስተር ቱርኪ ኣብ ኤርትራ ዑደት ብምክያድ መንእሰያት ኤርትራ ኣብ ቱርኪ ማህደረ ትምህርቲ ዝረኽብሉ ዕድላት ዘትዩ።

እቲ ልኡኽ ካብ 4 ክሳብ 7 ለካቲት ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝጸንሓሉ፣ ምስ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶም፣ ሓላፊ ፖለተኢካዊ ጉዳያት ህግደፍ ኣቶ የማነ ገብርኣብን ዳይረክተር ላዕለዋይ ደረጃ ኣብያተ ትምህርቲ ኤርትራ ዶክተር ታደሰ መሓርን ተዘራሪቡ።

 

====================================================

 

COMMENTS

WORDPRESS: 0