Category: News
ኣብ ኣስመራ ምጥቃም ጀኔረተራት ብምምሕዳር ዞባ ማእከል ተነጺጉ
ብሰንኪ ተደጋጋሚ ምቁራጽ ኤሌክትሪክ ካብ ንጥፈታተን ተዳኺመን ዘለዋ ሓያሎ ትካላት ከተማ ኣስመራ ጀኔረተራት ንኽጥቐማ ዘቕረብኦ ሓሳብ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ነጺግዎ። ኣብ ኣስመራ ብዘይካ ዓበይቲ ሆቴላትን ውሱናት ብመንግስቲ ዝተፈ [...]
ኤርትራ ሒዛቶም ዘላ 200 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናጻ ክወጹ ጻውዒት ቀሪቡ
ማሕበር ገፈፍቲ ዓሳ የመን፣ መንግስቲ ኤርትራ ሒዝዎም ዘሎ ኣስታት 200 ዝኾኑ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ናጻ ክሰዶም ጸዊዑ። እቲ ማሕበር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ካብ 2006 ክሳብ እዚ እዋን’ዚ ልዕሊ 200 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳን 85 [...]
ፕ.ኢሳይያስን ኣሚር ቐጠርን ርክብ ኣካዪዶም
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ኣሚር ቐጠር ሓማድ ቢን ከሊፋ ኣልታኒ ኣብ ዶሓ ተራኺቡ ተዘራሪቡ። ካብ ቀንዲ መወልቲ መንግስቲ ኤርትራ ዝኾነት ቐጠር፣ ብጉዳይ እቲ ገና ማዕልቦ ዘይረኸበ ምስሕሓብ ኤርትራን ጅቡትን፣ ጉዳይ ክራይ ወደ [...]
ኡጋንዳ ካብ ሱዳን ንዝቐረበላ ክሲ ነጺጋቶ
መንግስቲ ኡጋንዳ ንኣልበሽር ካብ ስልጣኑ ንምዕላው ይሰርሕ ኣሎ ክብል ብካርቱም ንዝቐረበ ክሲ ኡጋንዳ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂባትሉ። ኣፈኛ ሃገራዊ ባይቶ ሱዳን ኣሕመድ ኢብራህም ኣል ጣህር ብዛዕባ’ዚ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ መግለ [...]
ኢትዮጵያ ንመርበብ ሓበሬታ ኣልጀዚራ ዓጺያቶ
ኢትዮጵያ ንመርበብ ሓበሬታ ኣልጀዚራ ከምዝዓጸወቶ፣ እቲ ኣብ ቛጠር ዝመደበሩ ማዕከን ዜና ኣልጀዚራ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ዶሓ ዝመደበሩ መራኸቢ ብዙሃን ኣልጀዚራ፣ ኣብ ዘቕረቦ ሓበሬታ፣ ሰበ ስልጣን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ምዕፋን መርበብ ሓበሬታ [...]
ዋጋ ክራይ ኣባይቲ ከቢድ ጸገም የኸትል
ዋጋታት ናህሪ ክራይ ኣባይቲ ካብ ወርሒ ናብ ወርሒ ሰማይ እናዓረገ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ሕጂ'ውን ነቲ ንስድራቤታት ሓደ ካብቲ ዝኸበደ ጾር ኮይንወን ዘሎ ቅልውላው ንምፍትሑ ዝኾነ ተበግሶ ንምውሳድ ቅሩብ ከምዘይኮነ ተገሊጹ። [...]
ፕሮጀክት ዓርቢ ሓርነት ንጥፈታቱ ይቕጽል
ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ዝርከቡ ኣባላት ዓርቢ ሓርነት ነቲ ብተሳተፍቲ ስርሒት ፎርቶ ኣብ 21 ጥሪ ዝቐረበ ጠለባት፣ ብዕለት 6 ናይዚ ወርሒ’ዚ ናብ ድምጺ ሓፋሽ ብምድዋል ብቐጥታ ኣብ ኣየር ከም ዝስማዕ ምግባሮም፣ ኣካየድቲ’ቲ ፕሮጀክት ናብ ሬ [...]
መንገዲ ኣየር ኤርትራ ኣስጋኢ’ዩ ተባሂሉ
ኣህጉራዊ ማሕበር ሲቪል ኣቭየሽን፣ ኤርትራ ሓንቲ ካብንተ ዘይውሑስ መንገዲ ኣየር ካብ ዘለወን 13 ሃገራት ዓለም'ያ ክብል ረቒሑዋ። እቲ ንኩነታት ኣቭየሽን ሃገራት ዓለም ዝከታተል ኣካል ውድብ ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ማሕበር፣ ዘይ [...]
ሱዳን፣ ንዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ብዝምልከት ሕጊ ከተጽድቕ’ያ
ፓርላማ ሱዳን፣ ብዘይሕጋዊ ምስግጋርን መሸጣን ደቂ ሰብ ገበነኛታት ኮይኖም ንዝተረኽቡ ክሳብ 20 ዓመት ማእሰርቲ ንኽቕጽዑ ዘፍቅድ ብካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ንዝተነድፈ ሓድሽ እማመ ሕጊ ከጽድቕ ትጽቢት ኣሎ። መንግስቲ ኤርትራ [...]
ኮሚሽን ሰ.መሰላት ኣፍሪቃ፣ ንጉዳይ ዳዊት ኢሳቕ ክርኢ እዩ
ኣካል ሕብረት ኣፍሪቃ ዝኾነ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣፍሪቃ፣ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ኤርትራ ተቐይዱ ዝርከብ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ ብዝምልከት ንመንግስቲ ኤርትራ ሕቶ ከቕርብ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ንጉዳይ እቲ ድርብ ዜግ [...]