Category: News

1 918 919 920 921 922 968 9200 / 9677
Ethiopia jails nine journalists, renews crackdown on the press

Ethiopia jails nine journalists, renews crackdown on the press

Radio Erena: April 29, 2014 The Committee to Protect Journalists is alarmed by the Ethiopian government's arrests of nine journalists in one of the w [...]
ኩባንያ ኦርታክ፣ ኣብ ሃይኮታ- ዕደና ነሓስ ዘለዎ ወፍሪ ናብ 25 ሚእታዊት ክብ ኣቢልዎ

ኩባንያ ኦርታክ፣ ኣብ ሃይኮታ- ዕደና ነሓስ ዘለዎ ወፍሪ ናብ 25 ሚእታዊት ክብ ኣቢልዎ

Radio Erena: April 29, 2014 ኣብ ብሪጣንያ ዝመደበሩ ኩባንያ ዕደና ‘ኦርታክ’፣ ኣብ ኤርትራ ዘካይዶ ወፍሪ ናብ 25.37 ሚእታዊት ክብ ከምዘበሎ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባንያ ኣብ መጀምርያ ወርሒ ናይዚ ዓመት እዚ፣ ኣብቲ ኣብ ሃይ [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከካይድ’ዩ

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ከካይድ’ዩ

Radio Erena: April 29, 2014 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ጆን ኬሪ ናብ ኢትዮጵያ ዑደት ንምክያድ ሎሚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ምዃኑ ካብ ዋሽንግተን ዝተመሓላለፈ ጸብጻብ ሓቢሩ። ጆን ኬሪ ኣብዚ ናይ ኢትዮጵያ ዑደቱ ምስ ቀዳ [...]
ሶማል ኣብ ኬንያ ዝነበረ ኣምባሳደራ ስሒባ

ሶማል ኣብ ኬንያ ዝነበረ ኣምባሳደራ ስሒባ

Radio Erena: April 29, 2014 ፖሊስ ኬንያ ንላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ሶማል ኣብ ናይሮቢ ድሕሪ ምቕያዶም፣ ኣብ መንጎ ኬንያን ሶማልያን ድሕሪ ዝተፈጥረ ዘይምርድዳእ፣ ፈደራላዊ መንግስቲ ሶማል ኣብ ኬንያ ዝነበረ ኣምባሳደሩ ስሒቡ። [...]
ኣብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራን የመንን ልዕሊ 56 ኩንታል ሓሽሽ ከምዝተታሕዘ ተገሊጹ

ኣብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራን የመንን ልዕሊ 56 ኩንታል ሓሽሽ ከምዝተታሕዘ ተገሊጹ

Radio Erena: April 28, 2014 ኣብ ቀይሕ ባሕር ኣብ ሓለዋ ተዋፊሩ ዝርከብ ሓባራዊ ሓይሊ ባሕሪ ሃገራት ምዕራብ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ፣ የመንን ዖማንን ልዕሊ 56 ኩንታል ሓሺሽ ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቲ ብሓይልታት ባሕሪ [...]
ኬንያ፣ ንሶማላዊ ዲፕሎማሰኛ ምቕያዳ ትኹነን

ኬንያ፣ ንሶማላዊ ዲፕሎማሰኛ ምቕያዳ ትኹነን

Radio Erena: April 28, 2014 ፖሊስ ኬንያ ንሓደ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ኤምባሲ ሶማል ኣብ ናይሮቢ ኣብ ቀይዲ ምእታዉ፣ ፓርላማ ሶማል ብትሪ ተቓዊምዎ። ረሻሽ ብዝዓጠቓ መካይን ዝተሰነዩ ፖሊስ ኬንያ ናብ መንበሪ ገዛ እቲ ሲያድ [...]
ናብ ኢትዮጵያ ንምስጋር ዝፈተኑ ክልተ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ምስ ኣሞኦም ሞይቶም ተረኺቦም

ናብ ኢትዮጵያ ንምስጋር ዝፈተኑ ክልተ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ምስ ኣሞኦም ሞይቶም ተረኺቦም

Radio Erena: April 25, 2014 ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ንምስጋር ዝፈተኑ ክልተ ኣሕዋት ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፣ ኣብ በረኻ ሞይቶም ከምዝተረኽቡ ተሓቢሩ ካብ ኤርትራ ናብ ኢትዮጵያ ንምስጋር ዝፈተኑ ሚኪኤል ክብሮምን ዮርዳኖስ ክ [...]
ስርሑ ኣቋሪጹ ዝጸንሐ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ብክራይ ብዘምጽኣ ሓንቲ ነፋሪት ናብ ጅዳን ዱባይ ግዝያዊ በረራታት ክጅምር’ዩ

ስርሑ ኣቋሪጹ ዝጸንሐ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ብክራይ ብዘምጽኣ ሓንቲ ነፋሪት ናብ ጅዳን ዱባይ ግዝያዊ በረራታት ክጅምር’ዩ

Radio Erena: April 25, 2014 ብሰንኪ ክሳራታትን ውሕስነት ዘይብሉ መጓዓዝያን በረራታቱ ኣቛሪጹ ዝጸንሀ መንገዲ ኣየር ኤርትራ፣ ብሓንቲ ናይ ክራይ ነፋሪት ካብን ናብን ኣስመራ ጅዳን ኣስመራ ዱባይን ሓድሽ በረራታት ክጅምር'ዩ [...]
ፕረዚደንት ሳልቫኪር፣ ካብ ዓሌት ኑዌር ዝኾኑ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ መዝነቶም ብምስጓግ ብዓሌት ዲንካ ተኪእዎም

ፕረዚደንት ሳልቫኪር፣ ካብ ዓሌት ኑዌር ዝኾኑ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ካብ መዝነቶም ብምስጓግ ብዓሌት ዲንካ ተኪእዎም

Radio Erena: April 25, 2014 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲት፣ ምስ ተቓወምቲ ርክብ ከይህልዎ ንዝጠርጠሮ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት እታ ሃገር ካብ መዝነቱ ሰጉጉዎ። እቲ ፕረዚደንት ካብ ዓሌት እቶም ብሬክ ማሻር ዝምርሑ [...]
ሕ.ኢ. ዓረብ ንሓሙሽተ ሽሕ ኤርትራውያን ቆልዑ ናይ ክዳውንቲ ሓገዝ ኣበርኪታ

ሕ.ኢ. ዓረብ ንሓሙሽተ ሽሕ ኤርትራውያን ቆልዑ ናይ ክዳውንቲ ሓገዝ ኣበርኪታ

Radio Erena: April 24, 2014 ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ዝመደበሩ ማሕበር ቀይሕ ወርሒ፣ ንኣስታት 5 ሽሕ ኤርትራውያን ቆልዑ ናይ ክዳውንቲ ሓገዝ ከምዘበርከተ ኣገልግሎት ዜና ኢማራትስ ኣፍሊጡ። እቲ ብማሕበር ቀይሕ ወርሒ ዝ [...]
1 918 919 920 921 922 968 9200 / 9677