Category: News

ሓደ ካብ መርመርቲ ኣብያተ ማእሰርቲ ስርዓት ደርግ ዝነበረ ኢትዮጵያዊ፣ ኣብ ኣመሪካ ን22 ዓመት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: May 26, 2014 ሓደ ካብ ሓለዋን መርመርቲ ኣብያተ ማእሰርትን ስርዓት ደረግ ዝነበረ ከፋለኝ ኣለሙ ወርቁ፣ መንነቱ ሓቢኡ ኣብ ኣመሪካ ክነብር ድሕሪ ምጽናሕ፣ መንነቱ ተቃሊዑ ብዝፈጸሞ ገበናት ን22 ዓመት ክእሰር [...]

ኣብ ታሪኽ ጅቡቲ፣ ንፈለማ እዋኑ ሓያሎ ወትሃደራት ኤውሮጳ ግዳይ ዝገበረ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ተኻይዱ
Radio Erena: May 26, 2014 ኣብ ጅቡቲ ኣብ ሓደ ሬስቶራትን ዝተፈጸመ ሽበራዊ መጥቃዕቲ፣ ኣብተን ኣብታ ሃገር ወትሃደራዊ መዓስከራት ዘለወን ሃገራት ኤውሮጳን ኣመሪካን ቁጥዐ ፈጢሩ። በቲ ኣብ ማእከል ከተማ ጅቡቲ ኣብ ዝርከብ [...]

ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ንመበል 23 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ብድምቐት ይጽምብላ ኣሎ
Radio Erena: May 23, 2014 ኣብ ውሽጢ ሃገርን መላእ ዓለም ዝርከብ ህዝቢ ኤርትራ ንመበል 23 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ብክብ ዝበለ ይጽምብላ ኣሎ። ኣብ እቶም ወጻኢ ዝርከቡ ደገፍቲ መንግስቲ፣ ብኤምባሲታት ኣብ ዝተወደበ ዝተፈላ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ቀይድዎም ዝጸንሐ ተወሰኽቲ 15 የመናውያን ለቒቑ
Radio Erena: May 23, 2014 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ቀይዲ ዘጽንሖም ተወሰኽቲ 15 የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ከምዝለቐቐ፣ ኤምባሲ የመን ካብ ኣስመራ ኣፍሊጡ። ፈጸሚ ጉዳያት ኤምባሲ የመን መሓመድ ኣል ዓዛኒ፣ ብዛዕባ’ዚ ኣመልኪቲ [...]

‘ብዝሒ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ኣብ ኡጋንዳ ምስ ቀዳሞት ሓሙሽተ’ዩ ዝስራዕ’
Radio Erena: May 22, 2014 ብዝሒ ኤርትራውያን ኣውፈርቲ ኣብ ኡጋንዳ፣ ምስቶም ቀዳሞት ሓሙሽተ ከምዝስራዕ ንመንግስታዊ ምንጭታት እታ ሃገር ብምጥቃስ ኢንድያን ኦሻን ኒውስ ለተር ሓቢሩ። ኣብ ኡጋንዳ ካብ ኤርትራ ኢትዮጵያ፣ ሱ [...]

ብርክት ዝበለ ሰራዊት ኤርትራ ናብቲ ምስ ሱዳን ዘዳውብ ምዕራባዊ ሸነኽ ከምዝገዓዘ ተገሊጹ
Radio Erena: May 21, 2014 ብርከት ዝበለ ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ ናብቲ ምስ ሱዳን ዘዳውብ ምዕራባዊ ሸነኽ ኤርትራ ከምዝገዓዘ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። መብዛሕቱ ካብ ከባቢ ከተማ ኣስመራ ተሳሒቡ ናብ ምዕራባዊ ሸነኽ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት እሱራት ክፈትሕ’የ ዝብል ወረ የናፍስ ኣሎ ተባሂሉ
Radio Erena: May 20, 2014 መንግስቲ ኤርትራ፣ ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ኣብዚ ክልተ መዓልታት እሱራት ክፈትሕ’ዩ ዝብል ወረ የናፍስ ከምዘሎ ምንጭታት ኤረና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። እቲ ሕጂ ኣብ መበል 23 ዓመት ጽምብላ መዓ [...]

ባይታ ዘቢጡ ዝርከብ ቁጠባ ኤርትራ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ መጠናዊ ዕብየት ከመዝግብ ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: May 20, 2014 ባይታ ዘቢጡ ዝርከብ ቁጠባ ኤርትራ ኣብዚ ዓመት እዚ መጠናዎ ዕብየት ከርኢ ትጽቢት ከምዘሎ ሓድሽ ጸብጻብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣመልኪቱ። ብመሰረት እቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ቁጠባዊ ኮሚሽን ኣፍ [...]

ሓያሎ ሃገራት ዜጋታተን ናብ ኬንያ ከይገሹ መጠንቐቕታ ኣቕሪበን
Radio Erena: May 20, 2014 ኣብ ኬንያ ብተደጋጋሚ ድሕሪ ዝካየድ ዘሎ ሽበራዊ መጥቃዕታት፣ ሓያሎ ሃገራት ዜጋታተን ናብታ ሃገር ከይገሹ መጠንቐቕታ ኣመሓላሊፈን። እተን ኣመሪካ፣ ፈረንሳ፣ ብሪጣንያ፣ ኣውስትራልያን ዝርከብአን ሓ [...]

ኢትዮጵያ ካብ ቻይና ብልቓሕ ዝዓደገተን ትሽዓተ መራኽብ ወደብ ጅቡቲ ኣትየን
Radio Erena: May 19, 2014 ኢትዮጵያ ካብ ቻይና ዝዓደገተን ትሽዓተ ናይ ንግዲ መራኽብ፣ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ኣትየን። እተን ነፍሲ ወከፈን፣ ኣስማት ናይ ኣብ ክልላት ዝርከባ ከተማታት ኢትዮጵያ ተዋሂብወን ናብ ወደብ ጅቡቲ ኣትየ [...]