Category: News

ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ኣልበሽር ዝመስረቶ ክሲ ክስርዞ ሕብረት ኣፍሪቃ ወሲኑ
Radio Erena : 03 February 2015 ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ዝመስረቶ ናይ ገበን ክሲ ክስርዞ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ ወሲኖም። እቲ ውሳኔ ኣብ ዝሓለፈሉ ዋዕላ [...]

ፖሊስ ከሰላ፣ ፊኖን ሰሜንቶን ጽዒና ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ ተምርሕ ኣብ ልዕሊ ዝነበረት ኣውቶቡስ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ክልተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 02 February 2015 ፖሊስ ሱዳን፣ ካብ ከባቢ ከሰላ ናብ ምብራቓዊ ሰነኽ እታ ከተማ ናብ ዝርከብ ኡም ሳፋሪ ዝተባህለ ቦታ እትጎዓዝ ኣብ ልዕሊ ዝነበረት ኣውቶቡስ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ክልተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ምንጭ [...]

ኡጋንዳ፣ ንተሞክሮ ኤርትራን እስራኤልን ብምጥቃስ ግዱድ ሃገራዊ ኣገልግሎት ንምትእትታው መደበ ከምዘለዋ ተገሊጹ
Radio Erena: 02 February 2015 ሃገራዊ ውጥን ኡጋንዳ፣ ግዱድ ሃገራዊ ኣገልግሎት ንምትእትታው መደብ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ኡጋንዳ ዝመሓደር ሃገራዊ ውጥን፣ ንተሞክሮታት ኤርትራን እስራኤልን ከም ኣብነ [...]

ኣመሪካ ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ደብዳብ ሓያሎ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 02 February 2015 ኣመሪካ ትማሊ ሰንበት ኣብ ሶማል ብዘካየደቶ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ደብዳብ ሓያሎ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። እቲ ዲንሶር ኣብ ዝተባህለ ካብ ሞቋድሾ 237 ኪሎሜተር ንምዕራብ ርሒቁ ኣብ ዝ [...]

ፓርላማ ብሪጣንያ ኣብ ጉዳይ ኤርትራን ኢትዮጵያ ተኻቲዑ
Radio Erena : 30 January 2015 ፓርላማ ብሪጣንያ ብ27 ጥሪ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘትዩ። እቲ ፓርላማ ኣብ ዘተኡ፣ ብዛዕባ ዋሕዚ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ኣብ ኤርትራ ዘሎ ኩነታት [...]

ፕረዚደንት ሳልቫኪር ብሃንደበታዊ ሕማም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ዝርከብ ሆስፒታል ድሕሪ ምእታዉ፣ ጥዕንኡ ተመሓይሹ ኣብ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ክሳተፍ ክኢሉ
Radio Erena : 30 January 2015 ኣብ መበል 24 ዋዕላ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫኪር ሚያርዲት ብሰንኪ ሃንደበታዊ ሕማም ሆስፒታል ኣትዩ ድሕሪ ምጽናሕ፣ [...]

ፊንላንድ ኣብ ስልጠና ላዕለዋይ ትምህርቲ ዝውዕል 1.5 ሚልዮን ዮሮ ሓገዝ ኣበርኪታ
Radio Erena: 29 January 2015 ፊንላንድ ንመንግስቲ ኤርትራ እትገብሮ ዘላ ሓገዝ ክትቕጽሎ ምዃና ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ፊንላንድ ብመንገዲ ፊን ቸርች ኤይድ ዝተባህላ ትካል ስልጠና ላዕለዋይ ትምህርቲ ንምሃብ ምስ መንግስቲ [...]

ካብ ቱርኪ ናብ ግሪኽ ንምዝጋር ዝፈተኑ 17 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 71 ስደተኛታት ካብ ምጥሓል ድሒኖም
Radio Erena: 29 January 2015 ካብ ቱርኪ ናብ ግሪኽ ብመንገዲ ባሕሪ ዝሰግሩ ዝነበሩ 17 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 71 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዝደሓኑ ኣገልግሎት ዜና ኩዌት ሓቢሩ። እቶም ካብ ዝተፈላለያ ኣብ [...]

መንግስቲ ኤርትራ ንሽዱሽተ ዓመታት ዝኣሰሮም ጋዜጠኛታት ምፍትሑ መንግስቲ ኣመሪካ ብሓጎሶ ከምዝተቐበሎ ገሊጹ
Radio Erena: 28 January 2015 መንግስቲ ኤርትራ ንሽዱሽተ ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ቀይዶም ዝጸንሐ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት፣ ገጠምትን ስነ ጥበባውያንን ብዋሕስ ምፍትሑ መንግስቲ ኣመሪካ ብሓጎስ ከምዝተቀበሎ ገሊጹ። [...]

ኤርትራን ቀጠርን ኣብ መጓዓዝያ ነፈርቲ ዘተኮረ ዝርርብ ኣካይደን
Radio Erena: 28 January 2015 ኤርትራን ቀጠርን ኣብ መዳይ መጓዓዝያን መራኸቢታትን ዘተኮረ ዝርርብ ከምዘካየዳ ድሒሩ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ነቲ ዝርርብ ዘካየዱ ብወገን ቀጠር ሚኒስተር መጓዓዝያ ጃስም ሰይፍ ኣሕመድ ኣል [...]