Category: News

1 750 751 752 753 754 979 7520 / 9788
ኤርትራ፣ ንንግዲ ካብ ዘይምችኣ ቀዳሞት ሃገራት ምዃና ባንክ ዓለም ገሊጹ

ኤርትራ፣ ንንግዲ ካብ ዘይምችኣ ቀዳሞት ሃገራት ምዃና ባንክ ዓለም ገሊጹ

Radio Erena: 27 October 2016 ኤርትራ፣ ካብተን ቀዳሞት ንንግዲ ዘይምችኣ ሃገራት ምዃና ሓድሽ ጸብጻብ ባንክ ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ዝተዘርግሐ ጸብጻብ ባንክ ዓለም፣ ንንግዲ ዘይምችኣ ሃገራት ኢሉ ምስ ኤርትራ [...]
ፕረዚደንት ኣንጎላ፣ ጓሉ ንሃብቲ ነዳዲ እታ ሃገር ከተመሓድር ምርቁሑ ተቓውሞ ገጢምዎ

ፕረዚደንት ኣንጎላ፣ ጓሉ ንሃብቲ ነዳዲ እታ ሃገር ከተመሓድር ምርቁሑ ተቓውሞ ገጢምዎ

Radio Erena: 27 October 2016 ሓደ ካብቶም ኣብ ስልጣን ንነዊሕ ዓመታት ዝጸንሑ መራሕቲ ኣፍሪቃ ዝኾነ ፕረዚደንት ኣንጎላ ሆሰ ኤድዋርዶ ዶ ሳንቶስ፣ ንጓሉ ሓላፊት ናይቲ ብመንግስቲ ዝውነን ኩባንያ ነዳዲ ክትከውን ምርቁሑ ኣ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዑደት ኣካይዱ

ፕረዚደንት ሱዳን ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: 27 October 2016 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ምስ ንጉስ ሳልም ናይ ስዑዲ ዓረብ ዘትዩ። እቲ ፕረዚደንት ብሓያሎ ሚኒስተራቱ ተሰንዩ ብሰኑይ 24 ጥቅምቲ ናብ ሃገር ድሕሪ ምእታዉ፣ ብዛዕባ ህሉው ኩ [...]
ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ኣርባዕተ ፓይሎታት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑቕባ ሓቲቶም

ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ኣርባዕተ ፓይሎታት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑቕባ ሓቲቶም

Radio Erena: 27 October 2016 ክልተ ፓይሎት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ፣ ናይ ልምምድ ነፋሪት ሒዞም ብሮቡዕ26 ጥቅምቲ፣ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ መቐለ ብምዕላብ ዑቕባ ድሕሪ ምሕታቶም፣ ኣብ ውሽጢ'ዚ ሰለስተ ኣዋርሕ ዑቅባ ናይ [...]
ካናዳ ኣስታት 1700 ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ሱዳን ከተጣይስ’ያ

ካናዳ ኣስታት 1700 ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ሱዳን ከተጣይስ’ያ

Radio Erena: 26 October 2016 ካናዳ ክሳብ መጋቢት 2017 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣስታት 1700 ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ሱዳን ከተጣይስ መደብ ከምዘለዋ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት (IOM) ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ [...]
ፈረንሳ ኣብ ካሌ ዝጸንሑ ልዕሊ 2 ሽሕ ስደተኛታት ናብ ውሑስ ቦታ ኣግዒዛ

ፈረንሳ ኣብ ካሌ ዝጸንሑ ልዕሊ 2 ሽሕ ስደተኛታት ናብ ውሑስ ቦታ ኣግዒዛ

Radio Erena: 26 October 2016 ፈረንሳ፣ ኣብ ካሌ ዝጸንሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 2 ሽሕ ስደተኛታት፣ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት እታ ሃገር ናብ ዝተዳለወ ግዝያዊ መዕቖቢታት ኣግዒዛ። እታ ሃገር፣ ንካሌ ናይ ምዕናው [...]
ኣልሸባብ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ሰለስተ መጥቃዕታት ኣካይዱ

ኣልሸባብ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ሰለስተ መጥቃዕታት ኣካይዱ

Radio Erena: 26 October 2016 ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሓያሎ ከባቢታት ሶማል ከምዝሰሓበ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኣልሸባብ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት መጥቃዕቲ ኣብ ምክያድ ይርከብ ኣሎ። እቲ ሽበራዊ ጉጅለ፣ ካብ ሰኑን ክሳብ [...]
ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ካብ ናይ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ እቲ ዝደኸመ ምዃኑ ተገሊጹ

ናይ ኤርትራ ፓስፖርት ካብ ናይ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃ እቲ ዝደኸመ ምዃኑ ተገሊጹ

Radio Erena: 25 October 2016 ናይ ኤርትራ ፓስፖርት፣ በደረጃ ዓለም ሓደ ካብ ድኹማት ዝደኸመ ምዃኑ፣ ኣርቶል ዝተባህለ ትካል ኣብ ዘካየዶ መጽናዕቲ ገሊጹ። እቲ ኣብ ጉዳይ ቱሪዝምን ወፍርን መጽናዕቲ ዘካይድን ምኽሪ ዝህብን [...]
ኣብ የመን፣ ብሰንኪ ሸሮኽ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

ኣብ የመን፣ ብሰንኪ ሸሮኽ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

Radio Erena: 25 October 2016 ኣብ የመን፣ ሸሮኽ (ኮሌራ) ኣማኢት ሰባት ከምዘጥቅዐ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ እታ ሃገር ነቲ ሕማም ምቁጽጻር ናይ ህጹጽ እዋን ከምዝተኣወጀ ጋዜጣ ሻርቕ ኣል ኣውሰጥ ሓቢራ። ኣብታ [...]
ኣብ ሶማል፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ተጨውዮም ዝጸንሑ 26 ባሕረኛታት ተለቒቖም

ኣብ ሶማል፣ ንሓሙሽተ ዓመታት ተጨውዮም ዝጸንሑ 26 ባሕረኛታት ተለቒቖም

Radio Erena: 25 October 2016 ንኣስታት ሓሙሽተ ዓመታት ብሸፋቱ ባሕሪ ሶማል ጅሆ ተታሒዞም ዝጸንሑ 26 መርከበኛታት ተለቒቖም። እቶም ዜጋታት ቻይና፣ ፊሊፒንስ፣ ካምቦድያ፣ ኢንዶነዥያን ታይዋንን ዝኾኑ 26 ሰራሕተኛታት ናይ [...]
1 750 751 752 753 754 979 7520 / 9788