Category: News
ጋዝ ጽዒና ካብ ቀጠር ዝተበገሰት መርከብ፣ ኣብ ክሊ ማይ ባብ ኤልመንደብ መጥቃዕቲ ተኻይዱላ
Radio Erena: 08 November 2016 ጋዝ ጽዒና ካብ ቀጠር ዝተበገሰት መርከብ፣ ኣብ ክሊ ማይ ባብ ኤልመንደብ መጥቃዕቲ ተኻይዱላ። እታ ዋንነት ስጳኛ ዝኾነት 'ጋላስያ ስፕሪት' ዝተባህለት መርከብ፣ ብ25 ጥቅምቲ ካብ ቀጠር ተበ [...]
ኢንተርነት ካፌታት፣ መንነት ወረቀት ክሓታን ምሉኡ ስምን ኣድራሻን ክምዝግባን ድሕሪ ዝቀረበለን ግዴታ፣ ብዝሒ ዓማዊለን ይቕንስ
Radio Erena: 07 November 2016 ኢንተርነት ካፈታት፣ መንነት ወረቀት ብምሕታትን ምሉእ ስምን ኣድራሽን ብምምዝጋብን ኣገልግሎት ክህባ ብመንግስቲ ድሕሪ ዝቐረበለን ግዴታ፣ ብዝሒ ዓማዊለን እናጎደለ ይመጽእ ከምዘሎ ምንጭታት ሬ [...]
ኤርትራዊ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሴ ኣብ ውድድር ማራቶን ኒው ዮርክ ሲቲ ቀዳማይ ኮይኑ ተዓዊቱ
Radio Erena: 06 November 2016 ኤርትራዊ ኣትሌት ግርማይ ገብረስላሴ፣ ሎሚ ሰንበት 6 ሕዳር፣ ኣብ ኒው ዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ጉያ እግሪ ማራቶን ቀዳማይ ብምዃን ናይ ዓወት ኣኽሊል ደፊኡ። ሻምፕዮን ማራቶን ዓለም 2 [...]
ስዊዘርላንድ ንመንግስቲ ኤርትራ 2 ሚልዮን ኤውሮ ልምዓታዊ ሓገዝ ክትልግስ’ያ
Radio Erena: 04 November 2016 ስዊዘርላንድ፣ ንመንግስቲ ኤርትራ ዓመታዊ 2 ሚልዮን ኤውሮ ልምዓታዊ ሓገዝ ክትልግስ ተኽእሎ ከምዘሎ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እታ ሃገር ንመንግስቲ ኤርትራ ልምዓታዊ ሓገዝ ክትህብ [...]
ኬንያ፣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ተዋፊሮም ዝነበሩ ወትሃደራታ ትስሕብ
Radio Erena: 04 November 2016 ኬንያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ተዋፊሩ ዝነበረ ዓቃብ ሰላም ሰራዊታ ክትስሕብ ጀሚራ። እታ ሃገር፣ ነቲ ኣብ ትሕቲ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት ተዋፊሮም ዝነበሩ ኣስታት ሓደ ሽሕ ወትሃደራታ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣጋጢሙ ንዘሎ ዋሕዲ መድሃኒታት ንምቅላል ካብ ህንዲ ይሽምት
Radio Erena: 03 November 2016 ኣብ ኤርትራ ከቢድ ናይ መድሃኒት ሕጽረታት ኣጋጢምሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ካብ ህንዲ መድሃኒት ይሽምት ምህላዉ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት ብሰነድ ኣሰንዮም ኣብ ዝል [...]
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 239 ሰባት ጥሒሎም
Radio Erena: 03 November 2016 ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 239 ስደተኛታት ጥሒሎም ከምዝሞቱ ኣፈኛ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቶም ሎሚ 03 ሕዳር ኣብ ገማግም ባሕሪ ዝጠሓሉ ስደተኛታት መብዛሕቶም ዜጋታት ሃገራት ም [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ካሌ ዝጸንሑ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ተግዕዝ
Radio Erena: 03 November 2016 ፈረንሳ፣ ኣብ ካሌ ዝጸንሑ ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ከተግዕዝ ጀሚራ። እታ ሃገር ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚራ ኣስታት 5 ሽሕ ስደተኛታት ናብ ዝተፈላለየ ቦታ ከተግዕዝ እንከላ፣ ንትሕቲ ዕድመ ቆልዑ ግ [...]
ኣመሪካ፣ ንፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ሶማል ኣብ ጅቡቲ ኣሰልጢና
Radio Erena: 03 November 2016 ኣመሪካ፣ ንፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ሶማል ኣብ ጅቡቲ ኣሰልጢና። እዚ ኣብ ጅቡቲ ዝሰልጠነ ፍሉይ ሓይሊ ሶማል፣ ብ30 ጥቅምቲ ድሕሪ ምምራቑ፣ ኣብታ ሃገር ኣብ ምርግጋእን ምውሓስን ጸጥታ ክዋፈር ም [...]
ኣብ ካናዳ፣ ከተማ ዊኒዌግ፣ 700 ኤርትራውያን ተጣይሶም
Radio Erena: 02 November 2016 ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ኣብ ካናዳ፣ ከተማ ዊኒፔግ ዑቕባ ካብ ዝተዋህቦም 1000 ስደተኛታት፣ እቶም 700 ኤርትራውያን ምዃኖም ንክፍሊ ስደተኛታት እታ ሃገር ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ካናዳ cbc ኣፍ [...]