Category: News
እገዳ ሱዳን ክለዓል ተስፋ’ሎ፣ ሚ.ጉ.ወ. ጋንዶር
Radio Erena: 31 August 2017 ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሱዳን ንኣስታት 20ታት ኣጽኒዓቶ ዘላ እገዳ ከተልዕሎ ተስፋ ከምዘሎ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን ኢብራሂም ጋንዶር ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ነዚ ዝገለጸ፣ ምስ ሓላፊ ወኪል መንግ [...]
ጸቕጢ ሃገራት ዓረብ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ሶማል ይዓዝዝ
Radio Erena: 31 August 2017 መንግስቲ ሶማል ምስ ቀጠር ዘለዎ ዝምድና ክበትኽ ስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዲፕሎማስያዊ ጸቕጢ ይቕጽልኦ ከምዘለዋ መርበብ ሓበሬታ ጋልፍ ታይምስ ገሊጹ። ብመሰረት እቲ መርበብ ሓበሬታ ኣቕሪብ [...]
30 ነሓሰ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሃለዋቶም ዝጠፍኡ እሱራት ብደረጃ ዓለም ይዝከር
Radio Erena: 30 August 2017 30 ነሓሰ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ ሃለዋቶም ዝጠፍኡ ጋዜጠኛታት ዝርከብዎም እሱራት ብደረጃ ዓለም ይዝከር። ኣብ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል ጋዜጠኛታት ብዘይ ዶብ፣ በቲ ኣጋጣሚ ኣብ ዝዘርግሖ መግ [...]
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል መጽናዕቲ ንኸዳሉ፣ ምስ ሓደ ትካል ዝኣተወቶ ስምምዕ ትስርዝ
Radio Erena: 29 August 2017 መንግስቲ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዘኽእል መጽናዕቲ ንኸዳሉ፣ ማእከል ፖሊሲ ስደተኛታት ምዝተባህለ ዘይመንግስታዊ ትካል ዝኣተዎ ስምምዕ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ከምዝሰ [...]
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ ብዘይድሌቶም ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ምውጻእ ዝኣበዩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ክእሰሩ የብሎም ይብል
Radio Erena: 29 August 2017 ኣብ ከተማ ዮርሳሌም ዝመደበሩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እስራኤል፣ ብዘይድሌቶም ናብ ሳልሰይቲ ሃገር ምውጻእ ዝኣበዩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ፣ ልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ክጸ [...]
ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ መርሃዊ ቅዱስ፣ ኣብ ታሪኽ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ እቲ ዝበለጸ፣ ናይ ግራንድ ቱር ናይ መድረኽ ዓወት ተጓናጺፉ
Radio Erena: 29 August 2017 ኣብ ስጳኛ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቅድድም ብሽክለታ ቮልታ ስጳኛ፣ ኤርትራዊ ፕሮፌሽናል ተቐዳዳማይ መርሃዊ ቅዱስ፣ ኣብ ታሪኽ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ እቲ ዝበለጸ፣ ናይ ግራንድ ቱር ናይ መድረኽ ዓወት [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ብዝካየድ ዘሎ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ፣ ኣገልግሎታት መጓዓዝያ ይተዓናቐፍ
Radio Erena: 29 August 2017 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ጸጸኒሑ ብዝካየድ ዘሎ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ፣ ኣብ 29 ወረዳታት ኣገልግሎታት መጓዓዝያ ደው ኢሉ ምንባሩ ተሓቢሩ። ጋዜጣ ዘ ሪፖርተር ካብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝ [...]
ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ዝዝቲ፣ መራሕቲ ሃገራት ኤውሮጳን ኣፍሪቃን ዝሳተፍዎ ዋዕላ ኣብ ፓሪስ ይካየድ
Radio Erena: 29 August 2017 ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ዝዝቲ፣ ኣርባዕተ መራሕቲ ሃገራት ኤውሮጳን ሰለስተ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃን ዝሳተፍዎ ዘለዉ ዋዕላ ኣብ ፓሪስ ይካየድ ኣሎ። እዚ መራሕቲ ፈረንሳ፣ ጀርመን፣ ኢጣልያ፣ ስ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣሲራቶም ዝጸንሐት ክልተ ኤርትራውያን ናብ መንግስቲ ኤርትራ ኣረኪባ
Radio Erena: 28 August 2017 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣሲራቶም ዝጸንሐት ክልተ ኤርትራውያን ናብመንግስቲ ኤርትራ ኣረኪባ። መንነት ናይቶም ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ዝተረከቡ ክልተ ኤርትራውያን ብንጹር ክፍለጥ እኳ እ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ሓድሽ ቀዋሚ ወኪል ኣብ ኤርትራ መዚዙ
Radio Erena: 28 August 2017 ሕብረት ኤውሮጳ ሓድሽ ወኪሉ ኣብ ኤርትራ ከምዝመዘዘ ኣፍሊጡ። እቲ ጆሰፕ ኮል ካርቦ ዝተባህለ ሓድሽ ወኪል ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ፣ ነቲ ኣብ ኤርትራ ወኪል ናይቲ ሕብረት ኮይኑ ንልዕሊ ሰለ [...]