Category: News
ኤርትራ እትርከበን 11 ሃገራት ኣፍሪቃ ምስ ሰሜን ኮርያ ወትሃደራዊ ርክባት ከይህልወን መርመራ ክካየደለን’ዩ
Radio Erena: 20 September 2017 ኤርትራ እትርከበን 11 ሃገራት ኣፍሪቃ ምስ ሰሜን ኮርያ ወትሃደራዊ ርክባት ከይህልወን ንምፍታሽ ዝዓለመ መርመራ ክካየደለን ምዃኑ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ንሕቡራት ሃገራት ዝወከሉ ሸሞንተ [...]
ኢትዮጵያን ሱዳንን ወትሃደራዊ ዝምድንኣ ንምሕያል ተወሳኺ ርክባት የካይዳ
Radio Erena: 20 September 2017 ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝህሉ ወትሃደራዊ ዝምድና፣ ኣብቲ ዞባ ጸጥታን ርግኣትን ንምውሓስ ወሳኒ ምዃኑ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ገሊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዝገለጸ፣ ብ [...]
ኣልሸባብ ንሓደ ላዕለዋይ ኣባል ስለያ መንግስቲ ሶማል ቀንጺሉ
Radio Erena: 20 September 2017 ኣልሸባብ፣ መሓመድ ሙዓሊም ሓሰን ቛለይ ንዝተባህለ ላዕለዋይ ኣባል ስለያ መንግስቲ ሶማል ከምዝቀንጸለ ሰበ ስልጣን መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጦም። እቲ ኣዛዚ ክፍሊ ስለያን ጸጥታን ናይ ሓደ [...]
ሓተቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል፣ ኣብ ዝኾነ ዓይነት ስራሕ መንግስቲ ከይዋፈሩ ዝእግድ ሓድሽ ብይን ተዋሂቡ
Radio Erena: 19 September 2017 ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘይብሎም ሓተቲ ዑቕባ ኣብ እስራኤል፣ ኣብ ዝኾነ ዓይነት ስራሕ መንግስታዊ ትካላት ከይዋፈሩ ዝእግድ ሓድሽ ብይን ተዋሂቡ። ብመሰረት እቲ ብይን፣ ኣብ ናይ ጽሬት ኣብያተ [...]
ጉዳይ ቪዛ፣ ንኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ተደጋጋሚ መሰናኽል ይፈጥር
Radio Erena: 19 September 2017 ጉዳይ ቪዛ፣ ንኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ተደጋጋሚ እዋን መሰናኽል ይፈጥረሎም ምህላዉ ምስ ስፖርት ቅርበት ዘለዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ምንጭታት ነዚ ዝሓበሩ፣ ተቐ [...]
ቀጠር ካብ ብሪጣንያ 24 ነፈርቲ ውግኣት ንምሽማት ትሰማማዕ
Radio Erena: 19 September 2017 ምስ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምትፍናን እትርከብ ቀጠር ካብ ብሪጣንያ 'ዮሮ ታይፉን' ዝዓይነተን 24 ነፈርቲ ውግእ ንምሽማት ስምምዕ ከምዝኸተመት ተሓቢሩ። ብሪጣንያ ኣቐዲማ'ውን ኣስ [...]
18 መስከረም፣ መበል 16 ዓመት ፍጻሜ ጸሊም ታሪኽ ኣብ ኤርትራ ይዝከር
Radio Erena: 18 September 2017 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንናይ ብሕቲ ጋዜጣታት ብምዕጻው ንኣዳለውተንን ጋዜጠኛታትን ከምኡ ድማ ጽገናዊ ለውጢ ንዝጠለቡ ላዕለዎት ሰበ ስልጣናቱ ነበር ብኣልማማ ብምቕያድ፣ ሃለዋቶም ዘጥፍኣሉ ፍጻሜ [...]
ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ሓዲሽ ፖሊስ ክትክተል ምዃና ትገልጽ
Radio Erena: 18 September 2017 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ኤርትራ ሓዲሽ ፖሊሲ ክኽተል ከምዝወሰነ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣፈኛ እቲ ሚኒስተር ኣቶ መለስ ኣለም ብሓሙስ 14 መስከረም ኣብ ዝሃቦ ጋ [...]
ደ.ሱዳን ንናጻ ምንቅስቓስ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ነጺጋቶ
Radio Erena: 17 September 2017 ህዝብታት ኣባል ሃገራት ኢጋድ፣ ብዘይቪዛ ክንቀሳቐሱ ዘፍቅድ እማመ፣ ደቡብ ሱዳን ከምዝነጸገቶ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። በይናዊ በዓል ስልጣን ንምዕባለ ማለት ኢጋድ፣ ንጽላታት [...]
ግጭት ሓይልታት ጸጥታ ሶማል ምስ ዕጡቓት ጉጅለታት ይቕጽል
Radio Erena: 17 September 2017 ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ ሶማልያ ኣንጻር ዕጡቓት ጉጅለታት ኣብ ዘካየድዎ ግጭት ብውሑዱ ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ። እቲ ብቀዳም ዕለት 16 መስከረም ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ዝተኻየደ ግጭ [...]