Category: News

ሱዳን፣ ኣብ የመን ተዋፊሩ ዝጸንሐ ሰራዊታ ትስሕብ ኣላ ተባሂሉ
Radio Erena: 30 July 2019
ሱዳን፣ ንስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ንምድጋፍ ኣብ የመን ኣዋፊራቶ ካብ ዝጸንሐት ገለ ክፋል ሰራዊታ ትስሕብ ከምዘላ ማዕከናት ዜና ዓረብ ገሊጸን።
እተን ማዕከናት ዜና፣ ንኣፈኛ [...]

ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ በጺሑ
Radio Erena: 30 July 2019
ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሶማል፣ ናብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ከምዝበጽሐ ማዕከን ዜና ጋሮወ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓድሽ ፍሉይ ልኡኽ ኮይኑ ዝተመዘዘ ጄምስ ስዋን፣ ንመጀመርያ እዋ [...]

ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን፣ ደገፍቲ ህግደፍን ደለይቲ ፍትሒን፣ ኣብ ክልተ ደምበታት ተኸፋፊሎም ፈስቲቫላት ኣካይዶም
Radio Erena: 28 July 2019
ኤርትራውያን ነበርቲ ሽወደን፣ ኣብ መንጎ ደገፍቲ ህግደፍን ደለይቲ ፍትሒን፣ ኣብ ክልተ ደምበታት ተኸፋፊሎም ዓበይቲ ፈስቲቫላት ኣካይዶም።
ኣብዚ ብ26ን 27ን ሓምለ ኣብ ከተማ ስቶኮ [...]

መውዓሊ ህጻናትን ናይ መባእታ ኣብያተ ትምህርትን እስራኤል፣ ኤርትራውያን ቆልዑ ክምዝግባ ቤት ፍርዲ ወሲኑ
Radio Erena: 28 July 2019
መውዓሊ ህጻናትን ናይ መባእታ ኣብያተ ትምህርትን እስራኤል ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ህጻናት ክምዝግባ ብቤት ፍርዲ ውሳኔ ሓሊፉ።
ቤት ፍርዲ እስራኤል ብረቡዕ 17 ሓምለ ኣብ [...]

ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም ኣስታት 150 ስደተኛታት ኣብ ባሕሪ ሊብያ ጥሒሎም
Radio Erena: 27 July 2019
ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ተበጊሶም ናብ ኢጣልያ ንምእታው ዝሓለኑ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 150 ሰባት ኣብ ባሕሪ ከምዝጠሓሉ ላዕለውይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ኣ [...]

ካብ ሰንዓፈ ናብ ሰርሓ ህዝቢ ከመላልሳ ዝጸንሓ ናይ ብሕቲ መጓዓዝያ ደው ክብላ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ
Radio Erena: 26 July 2019
ካብ ሰንዓፈ ናብ ሰርሓ ህዝቢ ከመላልሳ ዝጸንሓ ናይ ብሕቲ መጓዓዝያ ካብ 24 ሓምለ፣ ደው ክብላ ትእዛዝ ተመሓላሊፉ።
ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ ሓበሬታ፣ እቲ ምስመር፣ ብና [...]

ኤርትራ፣ ብኸቢድ ተሃስዩ ዘሎ ቁጠባ ንምብርባር፣ ክትነጽጎ ዝጸንሐት ዓንቀጽ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ንምቕባል ተሰማሚዓ
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ (IMF)፣ ብኸቢድ ተሃስዩ ዘሎ ቁጠባ ኤርትራ ንምብርባር ምስ መንግስቲ ኤርትራ ከምዝዘተየ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካል ብ23 ሓምለ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ኤርትራ ናብቲ ብዓንቐጽ ኣርባዕተ [...]

ሱዳን፣ ፈተነ ዕልዋ ኣካይዱ ዝተባህለ ጀነራል ተኣሲሩ
Radio Erena: 25 July 2019
ኣብ ሱዳን፣ ፈተነ ዕልዋ ኣካይዶም ዝተባህሎም፣ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ጀነራል ሓሺም ዓብደል ሙጣሊብ ኣሕመድ ዝርከቦም ውትሃደራውያን መኮናት ከምዝተኣስሩ ወትሃደራዊ ባይቶ እታ ሃገር ኣፍሊጡ [...]

እስራኤል፣ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ክሱሳት ጾታዊ ዓመጽ ክሳብ 17 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም
Radio Erena: 25 July 2019
ኣብ እስራኤል፣ ደቡባዊ ቴልኣቪቭ፣ ከባቢ ሪሾን ለጽዮን፣ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመታት ጾታዊ ዓመጽ ፈጺምኩም ተባሂሎም ዝተኸሰሱ ኣርባዕተ ኤርትራውያን፣ ካብ ሽዱሽተ ክሳብ 17 ዓመታት ክእሰሩ ዞባዊ ቤት [...]

ፕረዚደንት ጋምቢያ ነበር፣ ብቅትለት 30 ስደተኛታትን ሓደ ጋዜጠኛን ተኸሲሱ
Radio Erena: 24 July 2019
ንጋምቢያ ን21 ዓመታት ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር ያሕያ ጃምህ፣ ብቕትለት 30 ስደተኛታት ተኸሲሱ።
እቲ ፕረዚደንት ነበር ኣብ ስልጣን ኣብ ዝነበረሉ፣ ኣብ 2005፣ ካብ ጋና፣ ናይጀ [...]