Category: News

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብሓደጋ ዕልቕልቕ ንዝተሃስየ ህዝቢ ሱዳን ንምርዳእ 100 ቶን ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ለጊሳ
Radio Erena: 07 September 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብሓደጋ ዕልቕልቕ፣ ካብ መነባብርኡ ንዝተመዛበለ ህዝቢ ሱዳን ንምርዳእ 100 ቶን ዝግመት ዝተፈላለየ ህጹጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ምልኣኻ ኣፍሊጣ።
እቲ ሓገዝ፣ [...]

OPEN MIC ምስ ነባር ጋዜጠኛ ኣኽበረት ስዮም ( ዱብቲ):- “ሰራዊት ኤርትራ፣ ንህዝቡ ካብዚ ዘለዎ ሕሱም ምልካዊ ስርዓት ከናግፎ ተስፋ ኣሎ ዶ?”
Radio Erena: 05 September 2020
https://www.youtube.com/watch?v=8BSHCeVa-H0&feature=emb_title
[...]

ሊብያ፣ ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ ዝመለሶም 5 ኤርትራውያን ብሕጋዊ መስርሕ ተዓዊቶም ኢጣልያ ኣትዮም
Radio Erena: 06 September 2020
ኣብ ሊብያ ዝነበሩ 5 ኤርትራውያን ኣንጻር መንግስቲ ኢጣልያ ድሕሪ ዝመስረቱዎ ክሲ ብምዕዋቶም፤ መሰል ዑቕባ ተዋሂቡዎም ብሕጋዊ መንገዲ ናብ ኢጣልያ ከምዝኣተዉ ተገሊጹ።
ኣብ [...]

ሱዳን፣ ብሰንኪ ዕልቕልቕ ንስለስተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጃ
Radio Erena: 06 September 2020
መንግስቲ ሱዳን ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ኣዋጅ ኣውጺኡ።
ቆንስል ጸጥታን ምክልኻልን ሱዳን ብዓርቢ 4 መስከረም ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ’ዩ ነቲ ኣዋጅ [...]

ተቓውሞታት ህዝቢ ኦሮሞ፣ ኣብ ልዕሊ ኤምባሲታት ዘካይዶ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ሰኣን ግቡእ ጸጥታዊ ሓለዋ ምዃኑ መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ
Radio Erena: 06 September 2020
ሃገራት ኤውሮጳ፤ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ፤ መጥቃዕቲ ክወርደን እንከሎ ግቡእ ጸጥታዊ ሓለዋ ኣይገበራን ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ።
ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፤ ኣምባሳደር [...]

ን5 ኣዋርሕ ኣዋርሕ ተቛሪጻ ዝጸንሐት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፣ ኣርባዕተ ገጻት ጥራይ ሒዛ ዳግም ጀሚራ
Radio Erena: 04 September 2020
ልሳን መንግስቲ ዝኾነት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ፣ ንሓሙሽተ ኣዋርሕ ተቛሪጻ ድሕሪ ምጽንሓ፣ ኣርባዕተ ገጻት ጥራይ ሒዛ ድግም ጀሚራ።
እታ ጋዜጣ፣ ምስ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ተተሓሒ [...]

ጂቡቲ፣ መኸዘንን መጻረዩን ነዳዲ ዝርከቦ ኢንድስትርያዊ ፓርክ ክትሃንጽ’ያ
Radio Erena: 04 September 2020
ጂቡቲ፣ መኸዘብንን መጻረዩን ነዳዲ ዝርከቦ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ክትሃንጽ'ያ።
እቲ ኣብ ዳመርጆግ ዝርከብ ፕሮጀክት፣ ፕረዚደንት እታ ሃገር እስማዒል ዑመር ገለ ዝርከቦም ላዕለ [...]

ንኣስታት ሓደ ወርሒ፣ ኣብ ኣመሪካ፣ ክሕከም ዝጸንሐ ፕረዚደንት የመን፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሱ
Radio Erena: 04 September 2020
ካብ 2015 ኣትሒዙ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሰዲዱ ዝርከብ ፕረዚደንት የመን፣ ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ፣ ንኣስታት ሓደ ወርሒ ኣብ ኣመሪካ፣ ኣብ ሕክምና ድሕሪ ምጽንሑ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ [...]

ተዓጽዩ ዝርከብ ቤት ምህርቲ ኢጣልያ ኣብ ኣስመራ ክኽፈት፣ ኣብ መንጎ መንግስታት ኢጣልያን ኤርትራን ወግዓዊ ዝርርብ ክካየድ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 03 September 2020
መንግስቲ ኢጣልያ፣ ተዓጽያ ዘላ ኣብ ኣስመራ እትርከብ ቤት ትምህርቲ ኢጣልያ ንኽትክፈት ምስ መንግስቲ ኤርትራ ዝርርብ ክቕጽል ባህላዊ ማሕበር ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኢጣልያውያን ጻውዒት ኣቕ [...]