Category: News

ተሳትፎን ዓወትን ኤርትራውያን ኣብ ዓበይቲ መድረኻት ዓለም
Radio Erena: 20 October 2020
ሎሚ ሰሉስ 20 ጥቅምቲ ኣብ ዝጅምር ዎርልድ ቱር ቮልታ ቺኪሊስታ ስጳኛ፣ ናትናኤል ብርሃነን መርሃዊ ቅዱስን ክሳተፉ'ዮም።
እዞም ንፈረንሳዊ ጋንታ ኮፊዲስን ካዛኪስታናዊት ጋንታ [...]

ከሰላ፣ ንሳልስቲ ዝጸንሐ ሰዓታት እቶ እቶ ክናዋሕ ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 19 October 2020
ኣብ ከሰላ፣ ካብ 15 ጥቅምቲ ኣትሒዙ ኣብ ዝተወልዐ ሓድሽ ግጭት፣ ብውሕዱ 8 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ፣ ሓያሎ ድማ ቆሲሎም።
እቲ ግጭት ደገፍቲ ናይቲ ብቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ [...]

ኤርትራ፣ ዝተናውሐ ምዕጻውን ጸልማትን ንህዝቢ የማርር
Radio Erena: 19 October 2020
ኣብ ኤርትራ፣ መብራህቲ ዘይምህላው ከም ንቡር ካብ ዝውሰድ ነዊሕ ዓመታት ኣቝጺሩ'ዩ።
ስሩዕ ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪክን ኣብ ኤርትራ ክህልዉ'ዩ ዝብል ሓሳብ'ውን ዳርጋ ንዝበ [...]

ሰለስተ ንቑጣታት ዶብ ሱዳን-ኢትዮጵያ ንንግዲ ክፉት ኮይኑ
Radio Erena: 18 October 2020
ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳንን ንንግዲ ከምዝተኸፍተ፣ ካብ ዞባ ብሉ ናይል ተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ።
ራድዮ ዳባንጋ ብወገና ኣብ ዘመሓላለፈቶ ዜና፣ ሰለስተ ንቑጣታት ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ብዓርቢ [...]

ሕ.ኣ. 300 ሚልዮን ዶላር ንምእካብ ናይ ሓገዝ ምሸት ኣዳልዩ
Radio Erena: 18 October 2020
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብታ ሃህጉር ተኸሲቱ ዘሎ ቁጠባዊ ቅልውላው ንምርግጋእ፣ ናይ 300 ሚልዮን ዶላር ክእክብ መደብ ከምዘውጸአ ኣፍሊጡ።
ኮቪድ 19 ብደረጃ ዓለም ኣብ ህይወት ሰብን መነባብ [...]

ወከልቲ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት: ሱዳን ኣትዮም
Radio Erena: 18 October 2020
ንዑመር ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክቐርበሉ ዝኽእል መንገድታት ንምዝታይ፣ ወከልቲ’ቲ ትካል ናብ ሱዳን ዑደት ኣካዪዶም።
እቲ ብኣኽባር ሕጊ ፋቱ በንሱዳ ዝተመርሐ ጉጅ [...]

ሊብያ፣ ተቛሪጹ ዝጸንሐ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምግዓዝ መስርሕ ጀሚሩ
Radio Erena: 16 October 2020
ኣብ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን፣ ናብ ውሕሱ ቦታ ናይ ምስግጋሮም መስርሕ ዳግም ምጅማሩ፣ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡ [...]

ፕረዚደንት ጂቡቲ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ ብቀ/ሚ ኢትዮጵያ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ተሓቢሩ
Radio Erena: 16 October 2020
ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ፣ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ንምርኻብ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ንዝቐረበሉ ዕድመ ከምዝነጸገ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ [...]

ምብራቕ ሱዳን፣ ድሕሪ ምስጓግ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ኣብ ዝተጎሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ 5 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 16 October 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፣ ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ከሰላ ኮይኑ ንዝተመዘዘ ሳልሕ ዓማር ካብ ስልጣኑ ድሕሪ ምስጓጉ፣ ኣብ ስዋኪን ኣብ ዝተጎሃሃረ ቀቢላዊ ግጭት ብውሕዱ ሓሙሽተ [...]

ፈረንሳ፣ ብሰንኪ ደግሲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ
Radio Erena: 16 October 2020
ኣብ ፈረንሳ፣ ደግሲ ለበዳ ኮረና ቫይረስ እናበኣሰ ብምምጽኡ፣ መንግስቲ እታ ሃገር ሰዓታት እቶ እቶ ኣዊጁ።
እቲ ካብ ወርሒ ክሳብ ወርሕን ፈረቓን ክጸንሕ ከምዝኽእል ዝተገልጸ ኣ [...]