Category: News

1 386 387 388 389 390 977 3880 / 9770
‘’ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ካብ ዝርከባ ሃገራት ንመነባብሮ ደቀንስትዮ ዝኸፈአት ሃገር’ያ’’ A.C.P.F

‘’ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ካብ ዝርከባ ሃገራት ንመነባብሮ ደቀንስትዮ ዝኸፈአት ሃገር’ያ’’ A.C.P.F

Radio Erena: 22 November 2020 ኤርትራ፣ ኣብ ኣፍሪቃ ካብ ዝርከባ ሃገራት ንመነባብሮ ደቀንስዮ ዝኸፈአት ሃገር ምዃና ብዓርቢ 20 ሕዳር ዝወጸ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ገሊጹ። ኣፍሪካን ቻይልድ ፖሊሲ ፎረም ኣብ ዘቕረቦ ጽሑፍ [...]
ሕቡራት ሃገራት፣ ውግእ ሓድሕድ ኢትዮጵያ ንምሽምጋል ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተወስደ ተበግሶ ሕቡራት ሃገራት ሞጊሱ

ሕቡራት ሃገራት፣ ውግእ ሓድሕድ ኢትዮጵያ ንምሽምጋል ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተወስደ ተበግሶ ሕቡራት ሃገራት ሞጊሱ

Radio Erena: 22 November 2020 ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ዝተወለዐ ውግእ ንምሽምጋል ብሕብረት ኣፍሪቃ ዝተወስደ ተበግሶ ሕቡራት ሃገራት ሞጊሱ። ብኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ፕረዚደንት ሲሪል [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 20 ሕዳር 2020 ፈነወና

ናይ ሎሚ ዓርቢ 20 ሕዳር 2020 ፈነወና

Radio Erena: 20 November 2020 https://www.youtube.com/watch?v=7BIY2S2zyUs&feature=emb_title [...]
ተዘክሮ ኵናት 1998 -2000 ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝፈጠሮ በሰላ

ተዘክሮ ኵናት 1998 -2000 ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝፈጠሮ በሰላ

Radio Erena: 20 November 2020 https://www.youtube.com/watch?v=H2so-51CZ60&feature=emb_title [...]
ኢትዮጵያ፣ ፍቓድ ሮይተርስ ኣጊዳ፣ ንቢቢሲን ዶቸ ቬለን ድማ መጠንቀቕታ ሂባ

ኢትዮጵያ፣ ፍቓድ ሮይተርስ ኣጊዳ፣ ንቢቢሲን ዶቸ ቬለን ድማ መጠንቀቕታ ሂባ

Radio Erena: 20 Movember 2020 ንሜድያታት ፍቓድ ዝህብ በዓል መዚ ፈነወ ኢትዮጵያ፣ ንኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ሂብዎ ዝነበረ ፍቓድ ከምዝሰሓቦ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ፣ ንቢቢሲን ካብ ጀርመን ንእትፍኖ ዶቸ [...]
ሶማል ፣ ምስ መርገጺ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብዝተሓሓዝ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ካብ ስልጣኑ ተሰጕጉ

ሶማል ፣ ምስ መርገጺ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብዝተሓሓዝ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ካብ ስልጣኑ ተሰጕጉ

Radio Erena: 20 November 2020 መንግስቲ ሶማል፣ ምስ መርገጺ ናይቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ብዝተሓሓዝ፣ ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ ኣሕመድ ዒሰ ዓዋድ ካብ ስልጣኑ ተሰጕጉ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፣ [...]
ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤት ክርስትያን ኤርትራ፣ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣመሪካን ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራን፣ ኵናት ትግራይ ብዘተ ክፍታሕ ጸዊዐን

ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤት ክርስትያን ኤርትራ፣ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣመሪካን ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራን፣ ኵናት ትግራይ ብዘተ ክፍታሕ ጸዊዐን

Radio Erena: 20 November 2020 ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤት ክርስትያን ኤርትራ፣ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣመሪካን ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ተወሊ [...]
8 ወይ 9 እሱራት ዝጸዓነት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣስመራ ዓሊባ

8 ወይ 9 እሱራት ዝጸዓነት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣስመራ ዓሊባ

Radio Erena: 20 November 2020 መንነቶም ዘይተፈልጡ፣ 8 ወይ 9 ዝኾኑ እስራት ዝጸዓነት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ብሓሙስ 12 ሕዳር፣ ከባቢ ፍርቂ ለይቲ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ከምዝዓለበት ናይ ዓ [...]
ኡጋንዳ፣ ንምእሳር ካልኣይ ግዜ ሕጹይ ተወዳዳሪ ፕረዚደንት ቦቢ ዋንይ ስዒቡ ኣብ ዝተላዕለ ናዕቢ ብውሕዱ 16 ሰባት ተቐቲሎም

ኡጋንዳ፣ ንምእሳር ካልኣይ ግዜ ሕጹይ ተወዳዳሪ ፕረዚደንት ቦቢ ዋንይ ስዒቡ ኣብ ዝተላዕለ ናዕቢ ብውሕዱ 16 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 20 November 2020 ኡጋንዳ፣ ን34 ዓመታት ኣብ ስልጣን ንዝርከብ ሙሴቬኒ ክብድህ ይኽእል'ዩ ዝተባህለ ሕጹይ ተወዳዳሪ፣ ኣብ ውስጢ ሓደ ወርሒ ንኻልኣይ እዋኑ ድሕሪ ምእሳሩ፣ ኣብታ ሃገር ተቓውሞም ናዕ [...]
ሆስፒታል ሰንዓፈ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ብዝተወግኡ ወትሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣዕለቕሊቑ

ሆስፒታል ሰንዓፈ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ብዝተወግኡ ወትሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣዕለቕሊቑ

Radio Erena: 18 November 2020 ኣብ ሰንዓፈ ዝርከብ ሆስፒታል፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ኵናት ትግራይ ብዝተወግኡ፣ ወትሃደራውት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣዕለቕሊቑ ከምዘሎ ራድዮ ኤረና ከተረጋግጽ ክኢላ። እቲ ሆስፒታል [...]
1 386 387 388 389 390 977 3880 / 9770