Category: News

1 372 373 374 375 376 977 3740 / 9768
ሰራዊት ሱዳን፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈንወ ክልተ መጥቃዕታት ከምዘፍሸለ ገሊጹ

ሰራዊት ሱዳን፣ ካብ ኢትዮጵያ ዝተፈንወ ክልተ መጥቃዕታት ከምዘፍሸለ ገሊጹ

Radio Erena: 08 January 2021 ሰራዊት ሱዳን፣ ካብ ወገን ኢትዮጵያ ዝተፈነወ ክልተ መጥቃዕታት ከምዘፍሸለት ንወትሃደራውያን ምንጭታት ብምጥቃስ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። እቲ ኣብዚ ሰሙን'ዚ፣ ሳሪባ ኣብ ዝተባህለ [...]
ብጸሓፊ ክፍሊ ሃብቲ ሃገር፣ ስቴቨን ምኑሺን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ፈጺሙ

ብጸሓፊ ክፍሊ ሃብቲ ሃገር፣ ስቴቨን ምኑሺን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 07 January 2021 ብጸሓፊ ክፍሊ ሃብቲ ሃገር፣ ስቴቨን ምኑሺን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ሱዳን፣ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ብረቡዕ 6 ጥሪ ናብ ካርቱም ኣትዩ። እቲ ልኡኽ፣ [...]
ኣርባዕተ ሃገራት ዓረብ ምስ ቀጠር ኣቋሪጸንኦ ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ርክብ ኣሐዲሰን

ኣርባዕተ ሃገራት ዓረብ ምስ ቀጠር ኣቋሪጸንኦ ዝጸንሓ ዲፕሎማስያዊ ርክብ ኣሐዲሰን

Radio Erena: 07 January 2021 ስዑዲ ዓረብ፣ ሕቡራት ኢማራት፣ ባሕሬይንን ግብጺን፣ ኣብ ልዕሊ ቀጠር ኣንቢረንኦ ዝጸንሓ እገዳታት በረራታት ክሊ ኣየርን ንግዲን ዳግም ናብ ንቡር ክመልሳ ምዃነን ተሰማሚዐን። እዘን [...]
“ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ሓገዝ ተሓቲቱ ዘይኮነ ባዕሉ’ዩ።” ሜ/ ጀነራል በላይ ስዮም

“ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ሓገዝ ተሓቲቱ ዘይኮነ ባዕሉ’ዩ።” ሜ/ ጀነራል በላይ ስዮም

Radio Erena: 07 January 2021 ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ትግራይ ዝኣተወ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ሓገዝ ተሓቲቱ ዘይኮነ ባዕሉ'ዩ ክብል ኣዛዚ እዚ ሰሜን ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ሜጀር ጀነራል በላይ ስዮም ገሊጹ። እቲ ጀነራ [...]
ሱዳን፣ ዘለዋ ዕዳ ንምኽፋል ዘኽእላ ልዕሊ 700 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ካብ ኣመሪካ ንምርካብ ትጽበ

ሱዳን፣ ዘለዋ ዕዳ ንምኽፋል ዘኽእላ ልዕሊ 700 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ካብ ኣመሪካ ንምርካብ ትጽበ

Radio Erena: 06 January 2021 ሱዳን፣ ዘለዋ ዕዳ ንምኽፋል፣ ካብ መንግስቲ ኣመሪካ ናይ ልዕሊ 700 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ትጽበ ምህላዋ ተገሊጹ። ባይቶ ኣመሪካ፣ ብሰኑይ ኣብ ዘቕረቦ እማመ፣ እቲ ንሱዳን ክወሃ [...]
ኣብዚ ዓመት’ዚ ምርጫ ካብ ዘካይዳ 11 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብውሕዱ ኣብተን ኣርባዕተ ግጭታት ክጎሃሃር ተኽእሎ ምህላዉ ተገሊጹ

ኣብዚ ዓመት’ዚ ምርጫ ካብ ዘካይዳ 11 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ብውሕዱ ኣብተን ኣርባዕተ ግጭታት ክጎሃሃር ተኽእሎ ምህላዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 06 January 2021 ኣብዚ ዓመተ 2021፣ ኣብ 11 ሃገራት ኣፍሪቃ ምርጫ ክካየድ ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ። ኢትዮጵያ፣ ጂቡቲ፣ ሶማል፣ ኡጋንዳን ቻድን ገለ ካብተን ኣብዚ ዓመት'ዚ ምርጫ ከካይዳ ወጢነን [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ሳልሳይቲ ሃገር ክጣየሱ ዝተበገሱ ኤርትራውያን ናይ ዝኸልከሎም ብዝሒ ኣማኢት በጺሑ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ሳልሳይቲ ሃገር ክጣየሱ ዝተበገሱ ኤርትራውያን ናይ ዝኸልከሎም ብዝሒ ኣማኢት በጺሑ

Radio Erena: 06 January 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብምጥያስ ይኹን ብምጥርናፍ ስድራቤታት፣ ናብ ኤውሮጳ፣ ኣመሪካ፣ ካናዳን ካልኦት ሃገራትን ዝተበገሱ ኤርትራውያን ቪዛ ካብ ዝኽልክሎም ኣዋርሕ ኣቑጺሩ ይርከብ። [...]
ብቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ዝተረቑሑ ሓለፍቲ ክልል ትግራይ፣ ብዛዕባ ምእታው ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ዝተገራጨወ መግለጺታት ይህቡ

ብቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ዝተረቑሑ ሓለፍቲ ክልል ትግራይ፣ ብዛዕባ ምእታው ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ዝተገራጨወ መግለጺታት ይህቡ

Radio Erena: 05 January 2021 ብቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ኣብይ ኣሕመድ ዝተረቁሑ፣ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ክልል ትግራይ፣ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ ከምዘሎ ክኽሕዱ'ዮም ጸኒሖም። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣብ [...]
1 372 373 374 375 376 977 3740 / 9768