Category: News

ስልጣኑ ብ8 ለካቲት ዘብቅዐ ፕረዚደንት ፋርማጆ፣ ንሶማል ከምዘይውክል መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራት ገሊጾም
Radio Erena: 09 February 2021
ኣብ ሶማል፣ ኣባላት ባይቶ ሓድሽ ፕረዚደንት ክምረጽ ብዘይምኽኣሉ፣ እታ ሃገር ናብ ተወሳኺ ፖለቲካዊ ወጥሪ ትሽመም ከምዘላ ተሓቢሩ።
ስልጣኑ ኣብ 8 ለካቲት ንሓድሽ ዝተመርጸ ፕ [...]

ሱዳን፣ ተቓወምቲ ወገናት ዝሓቖፈ ሓድሽ ካቢኔ ሚኒስተራት ቆይሙ
Radio Erena: 09 February 2021
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኣብ ስምምዕ ጁባ ካብ ዝተሳተፉ ተቓወምቲ ወገናት ዝሓቖፈ ሓድሽ ካቢኔ ሚኒስተራት ኣቝሙ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ንዝነበረ ካቢኔ ሚኒስ [...]

ብውሕዱ 9 ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ክሳተፉ’ዮም
Radio Erena: 09 February 2021
ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት፣ ምስ ዝተፈላለያ ዓበይቲ ክለባት ዓለምና ዝተሓቝፉ ትሽዓተ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ክሳተፉ'ዮም።
ንኣስ [...]

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራ ካብ ትግራይ ሰራዊታ ክትስሕብ ብኣመሪካ ንዝቐረበ ጻውዒት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 09 February 2021
ኤርትራ ካብ ትግራይ ሰራዊታ ክትስሕብ ብኣመሪካ ንዝቐረበ ጻውዒት ከምዝድግፍ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
እቲ ሕብረት ኣብ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝዘር [...]

ኤርትራ፣ ብእምነቶም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 60 ሰባት ተፈቲሖም
Radio Erena: 08 February 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ልዕሊ 60ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል ካብ ማእሰርቲ ከምዝተፈትሑ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ኣረጋጊጾም።
እቶም ዝበዝሑ ደቂተባዕትዮ ዝርከብኦም [...]

ኢትዮጵያ፣ ናይ ብሄር ግጭታትን ጽልኢ ዝጽሕትር ዘመተን ደው ክብል እንተዘይክኢሉ፣ ዝበኣሰ ሓደጋ ከጋጥም ምዃኑ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ
Radio Erena: 08 February 2021
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዝጎሃሃር ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታትን ኣብ ብሄር ዘተኮረ ናይ ጽልኢ ዘመተን ደው ክብል እንተዘይክኢሉ፣ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነት ክፈጥር ከምዝኽእል ኣብ ምክ [...]

ምምሕዳር ባይደን፣ ንሑቲ ካብ መዝገብ ሽበራ ክስርዞ ምዃኑ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 08 February 2021
ምምሕዳር ባይደን፣ ንሑቲ ናይ የመን፣ ካብ መዝገብ ሽበራ ክስርዞ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ብዛዕባ'ዚ ኣመሪካ እትወስዶ ተበግሶ ናብ ባይቶ [...]

ሶማል፣ ሎሚ ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ኣባላት ባይቶን ፕረዚደንትን ብሰንኪ ዘይምርድዳእ መንግስትን ርእሰ ምምሕዳራትን ተሰናኺሉ
Radio Erena: 08 February 2021
ኣብ ሶማል፣ ሎሚ ሰኑይ 8 ለካቲት ክካየድ ዝነበሮ ምርጫ ኣባላት ባይቶን ፕረዚደንትን፣ ኣብ መንጎ ፈደራላዊ መንግስትን ርእሰ ምምሕዳራትን ብዝተፈጥረ ዘይምርድዳእ ከምዝተሰናኸለ ተሓ [...]

ግብጺ፣ ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ብቕጽበት ክፍትሑ ጸዊዓ
Radio Erena: 07 February 2021
ግብጺ፣ ሃለዋት’ቶም ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ከምዘሻቐላን ብቕጽበት ክፍትሑን ጸዊዓ።
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ ምስ ኤርትራዊ መዘንኡ ኣቶ ዑስማ [...]