Category: News

ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኣኽሱም፣ ኣማኢት ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተለ ኣምነስት ኢንተርናሽናል ኣቓሊዑ
Radio Erena: 25 February 2021
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሕዳር፣ ኣብ ኣኽሱም፣ ኣማኢት ሰለማውያን ሰባት ከምዝቐተለ፣ ኣምነስት ኢንተርናሽናል፣ ብ25 ለካቲት ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ኣቃሊዑ።
እቲ ሰ [...]

ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታተል ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ፍሉይ ወኪል፣ ናብ ኤርትራ ክበጽሕ ዘቕረቦ ጠለብ መልሲ ከምዘይረኸበ ገሊጹ
Radio Erena: 25 February 2021
ንኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ክከታተል፣ ብሕቡራት ሃገራት ዝተመዘዘ ፍሉይ ወኪል ወይ ራፖርቱር፣ ዶክተር መሓመድ ዓብዱሰላም ባብከር፣ ናብ ኤርትራ ክበጽሕ፣ ዘቕርቦ ጠለብ፣ ዛጊት [...]

“ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ቅልጡፍ ፍታሕ እንተዘይረኺቡ፣ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ናይ ስደተኛታት ዋሕዚ ክትፈጥር’ዩ” ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ
Radio Erena: 25 February 2021
ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታት ቅልጡፍ ፍታሕ ክረክብ እንተዘይክኢሉ፣ ኣብ ዓለም ሓደ ካብ ዓበይቲ ጠንቂ ዋሕዚ ስደት ክኸውን ከምዝኽእል፣ ኣብታ ሃገር ናይ ገምጋም ዑደት ዘካየደ ሚኒስተር ጉዳ [...]

ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንኢትዮጵያ ዝኣተዎ ናይ 2.9 ቢልዮን ዶላር መብጽዓ፣ ዝተረፈ ክፋሉ ንኸረክባ ናይ ፖሊሲ ምትዕርራይ ክትገብር ሓቲቱ
Radio Erena: 25 February 2021
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንመንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ካብ 2019 ኣትሒዙ፣ በብእዋኑ ከለቀሖ ካብ ዝወሰነ 2.9 ቢልዮን ዶላር፣ ነቲ ዝተረፈ፣ ከሰጋግረሉ እንተኾይኑ፣ ምስ ዘሎ ኩነታት ዝኸይድ [...]

ጀርመን፣ ኣባል ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶርያ ዝነበረ ሓታቲ ዑቕባ፣ ኣብ ሃገሩ ብዝፈጸሞ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ልዕሊ 4 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ
Radio Erena: 25 February 2021
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ጀርመን፣ ዒያድ ንዝተባህለ፣ ኣባል ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶርያ ንዝነበረ ሓታቲ ዑቕባ፣ ኣብ ሃገሩ ብዝፈጸሞ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ንኣርባዕተ ዓመትን መንፈቕን [...]

Reselling the Old Wine of Conspiracy
Radio Erena: 24 February 2021
President Isaias Afwerki’s interview on Feb.17 was a bore as usual. In a yawning monologue, he hovered over the H [...]

ኤርትራ፣ ኮቪድ 19 ንምግታእ ተዓጽዩ ዝጸንሐ ትካላት ንግዲ ይኽፈት ኣሎ
Radio Erena: 24 February 2021
ኣብ ኤርትራ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ፣ ተዓጽዩ ዝጸንሐ ሓያሎ ትካላት ንግዲ ይኽፈት ኣሎ።
ኣብያተ መግቢ፣ ኣብያተ ሻሂን ባራትን ግና ዛጊት ክኽፈት ኣይተወሰነን።
ለ [...]

ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወጻኢ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ብህጹጽ ክኣቱ ተሰማሚዑ
Radio Erena: 24 February 2021
ቤት ምኽሪ ጉዳያት ወጻኢ ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ፣ ናብ ትግራይ፣ ሰብኣዊ ሓገዝ ብህጹጽ ክኣቱ ከምዘለዎ ኣስሚርሉ።
እቲ ቤት ምኽሪ፣ ብ22 ለካቲት፣ ኣብ ቤልጁም፣ ከተማ ብራስለ [...]

ሊብያ 6 ኣስገርቲ ተታሒዞም 156 ስደተኛታት ነጻ ኮይኖም
Radio Erena: 24 February 2021
ሓይልታት ጸጥታ ሊብያ ኣብ ኩፍራ ብዝገበርዎ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ናይ ገዛ ማሕዩር ተታሒዞም ዝነበሩ 156 ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ነጻ ክወጹ እንከለዉ 6 ኣስገርቲ ኣብ ትሕቲ [...]

ሰራዊት ጂቡቲ፣ ፈረንሳን ኣመሪካን፣ ኣብ ምክልኻል ስርሰራ ሓበሬታ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም
Radio Erena: 24 February 2021
ሰራዊት ጂቡቲ፣ ፈረንሳን ኣመሪካን፣ ኣብ ድሕነት፣ ምዕቃብን ምትሕልላፍን ውሑስ ሓበሬታ ዘተኮረ ሓባራዊ ልምምድ ኣካይዶም።
እቲ ኣብ ጂቡቲ ዝተኻየደ ናይ ኣርባዕተ መዓልታት ልም [...]