Category: News

ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ – ካልኣይ ክፋል
Radio Erena: 01 March 2021
https://www.youtube.com/watch?v=xdSXFaUDdCQ&feature=emb_title [...]

ሱዳን፣ ኣብ ሓደ መዓልቲ፣ መራኽብ ኵናት ሩስያን ኣመሪካን ኣአንጊዳ
Radio Erena: 01 March 2021
ሱዳን፣ ኣብ ሓደ መዓልቲ፣ መራኽብ ኵናት ሩስያን ኣመሪካን ኣአንጊዳ።
ኣብ ህንዳዊ ውቅያኖስ ኣብ ልምምድ ዝቐነየት፣ ኣድሚራል ግሪጎሮቪች ዝተሰምየት ናይ ሩስያ ናይ ኵናት መርከብ፣ [...]

ኣብ ትግራይ፣ ከቢድ ስንክልና ዘጋጠሞም ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ደንጎሎ ይእለዩ ኣለዉ
Radio Erena: 01 March 2021
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ከቢድ ስንክልና ዘጋጠሞም 10ታት ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ደንጎሎ ይእለዩ ከምዘለዉ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
ብመሰረት እቶም ምንጭታት ዝል [...]

ልዕሊ 5 ሽሕ ሶማላውያን፣ ኣብ ኤርትራ ወትሃደራዊ ስልጠና ከምዝወሰዱ ተገሊጹ
Radio Erena: 01 March 2021
ካብ 19 ታሕሳስ 2019 ኣትሒዙ፣ ክሳብ'ቲ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ በረራታት ደው ዝበለሉ መጋቢት 2020፣ ወትሃደራት ሶማል ዝጸዓና ነፈርቲ ካብ ሞቛድሾ ተበጊሰን ናብ ኤርትራ ይበ [...]

‘ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክውሰድ ዘለዎ ቀዳማይ ስጉምቲ’ዩ።’ ሚ/ጉ ወጻኢ ኣመሪካ
Radio Erena: 28 February 2021
ሰራዊት ኤርትራን ሚሊሻታት ኣምሓራን፣ ካብ ትግራይ ብዝቐልጠፈ ክወጹ፣ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ደጊሙ ጸዊዑ።
ጸሓፊ እቲ ክፍሊ፣ ኣንቶኒ ብሊንከን፣ ብ27 ለካቲት ኣብ ዘውጽ [...]

”ኣብ ዶባዊ ግጭት ኢትዮጵያን ሱዳንን ኢድ የብለይን” መንግስቲ ኤርትራ
Radio Erena: 28 February 2021
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዶባዊ ግጭት፣ ኤርትራ ኢድ ከምዘየእተወት ገሊጻ።
ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት የማነ ገብረኣብን ናብ ሱዳን ብምኻድ ኣብ ዘ [...]

መ. ኢትዮጵያ ንመግለጺ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡ
Radio Erena: 28 February 2021
ኣብ ትግራይ ኣብዚ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝተፈጸመ ህልቂት ኢሉ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ዘውጸኦ መግለጺ፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺጉዎ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ [...]
ኤርትራ ዳግማይ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ክትከውን ዘኽእላ ድምጺ ክትረክብ ጎስጓስ ተካዪድ
Radio Erena: 28 February 2021
ኤርትራ ዳግማይ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ክትከውን ዘኽእላ ድምጺ ክትረክብ ጎስጓስ ተካዪድ ከምዘላ ተገሊጹ።
ህዩማን ራይትስ ዎች ኣብ ዘውጸኦ ጸብጻብ፣ ሕብረት ኣፍሪቃ [...]

ዘተ ምስ ኣቶ ክብሮም ዳፍላ
Radio Erena: 26 February 2021
https://www.youtube.com/watch?v=99x1QCUGINM&feature=emb_title [...]

ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውባ፣ ካብ ዝሓዘቶ መሬት ከምዘይትወጻእ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 26 February 2021
ሱዳን፣ ካብቲ ብ6 ሕዳር ኣትሒዛ፣ ተቖጻጺራቶ ዘላ መሬት ከምዘይትወጽእ ኣፍሊጣ።
'ብኢትዮጵያ ተጎቢጡ ዝነበረ መሬት ኢና ኣምሊስና፣ ካብ መሬትና ድማ ኣይንወጻእን ኢና' ዝበለ [...]