Category: News

1 345 346 347 348 349 976 3470 / 9760
ንቻድ ን31 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት ኢድሪስ ደቢ ተቐቲሉ

ንቻድ ን31 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት ኢድሪስ ደቢ ተቐቲሉ

Radio Erena: 20 April 2021 ካብ 1990 ኣትሒዙ ንቻድ ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ኢድሪስ ደቢ፣ ምስ ዕጡቓት ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ድሕሪ ዘጋጠሞ መጋእቲ፣ ከምዝሞተ ማዕከናት ዜና ፈረንሳ ኣረጋጊጸን። ወዲ 68 ዓ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ኣምሓራ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕቲ ደው ክብል ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ተኻይዱ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ኣምሓራ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕቲ ደው ክብል ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት ተኻይዱ

ዕRadio Erena: 20 April 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ኣምሓራ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕታት ደው ክብል ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፍታት፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታት ክልል ኣምሓራ ተኻይዱ። እዚ ኣብ ከተማታት ደሴ፣ ባህ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምርጫ ተዓዛቢ ክልእኽ ምዃኑ ገሊጹ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምርጫ ተዓዛቢ ክልእኽ ምዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: 20 April 2021 ኩነታት ኢትዮጵያ ካብዚ ዘለዎ እንተዘይብኢሱ፣ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብታ ሃገር ዝመጽእ ወርሒ ንዝካየድ ምርጫ፣ ተዓዛቢ ክልእኽ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ናይ [...]
ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዘትዩ፣ ተዓዛቢ ምርጫ  ናብ ኢትዮጵያ ክልኣኽ ወሲኑ

ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዘትዩ፣ ተዓዛቢ ምርጫ ናብ ኢትዮጵያ ክልኣኽ ወሲኑ

Radio Erena: 20 April 2021 ቤት ምኽሪ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይን ምስሓብ ሰራዊት ኤርትራን ብዝምልከት ከምዝዘተየ ተሓቢሩ። እቲ ብሰኑይ 19 ሚያዝያ፣ ብቪድዮ ኮንፈረንስ ዝ [...]
ኤርትራዊ ኣትለት ጎይትኦም ክፍለ፣ ኣብ ሆላንድ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ሳልሳይ ወጺኡ

ኤርትራዊ ኣትለት ጎይትኦም ክፍለ፣ ኣብ ሆላንድ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ማራቶን ሳልሳይ ወጺኡ

Radio Erena: 20 April 2021 ኤርትራዊ ኣትሌት ጎይትኦም ክፍለ ብሰንበት 18 ሚያዝያ፡ ኣብ ኤንሸደ ኔዘርላንድ ኣብ ዝተኻየደ፡ ውድድር NN Mission Marathon ሳልሳይ ብምእታው ተዓዊቱ። ኣብ'ዚ ኣብ ከባ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ደቡባዊ ክልል ኣምሓራ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ደቡባዊ ክልል ኣምሓራ፣ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

Radio Erena: 20 April 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ደቡባዊ ክልል ኣምሓራ ዝጀመረ መጠነ-ሰፊሕ መጥቃዕታትን ግጭታትን እናዓረገ ብምምጽኡ፣ ፈደራላዊ መንግስቲ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጁ። መንግስቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ [...]
The Authorities order the Catholic and Evangelical Churches to Exhume Cemeteries.

The Authorities order the Catholic and Evangelical Churches to Exhume Cemeteries.

Radio Erena: 19 April 2021 The authorities in Asmara have passed strict orders to the Catholic and the Evangelical Churches to exhume the cemet [...]
ኦነግ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕታት ኣካይዱ፣ እሱራት ኣፍቲሑ

ኦነግ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፡ መጠነ ሰፊሕ መጥቃዕታት ኣካይዱ፣ እሱራት ኣፍቲሑ

Radio Erena: 19 April 2021 ሓይልታት ኦነግ ሸኔ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ሰሜን ሸዋ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ከቢድ መጥቃዕታት ከምዘካየዱ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ገሊጹ። ኣብቲ ኣብ ሸዋ ሮቢት፣ ኣንጾክያን ካራቖራ [...]
ፕረዚድንታት ጂቡቲን ግብጽን ኣብ ጉዳይ እቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ተመያይጦም

ፕረዚድንታት ጂቡቲን ግብጽን ኣብ ጉዳይ እቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ ብዝምልከት ተመያይጦም

Radio Erena: 19 April 2021 ፕረዚደንታት ጂቡቲን ግብጺን፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን ኣጠቓቕማ ናይልን ብዝምልክተ ከምዝዘተመያየጡ ኣገልግሎት ዜና ግብጺ- መና ሓቢሩ። እቶም መራሕቲ፣ [...]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንአ ንምሕዳስ ስምሞ ከቲመን

ሱዳንን ቀጠርን፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድንአ ንምሕዳስ ስምሞ ከቲመን

Radio Erena: 19 April 2021 ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድና ሱዳንን ቀጠርን፣ ዳግም ንምሕዳሱ ስምምዕ ከቲመን። እዘን ክልተ ሃገራት፣ ዝምድንአን ንምሕዳስ ልዕሊ 36 ናይ ፕሮቶኮል ስምምዓ [...]
1 345 346 347 348 349 976 3470 / 9760