Category: News
ኤርትራ፣ ብረት ዝዓጠቑ፣ ኣብ ክሊ ዕድመ 65 ዓመት ዝርከቡ ኣቦታት ካብ ሃገር ከይወጹ ይኽልከሉ
Radio Erena: 26 May 2022
ኣብ ኤርትራ፣ ብረት ዝዓጠቑ፣ ኣብ ክሊ ዕድመ 65 ዝርከቡ ኣቦታት፣ ካብ ሃገር ከይወጹ መምርሒ ከምዝተመሓላለፈ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
ኣቐዲሙ እቲ መምርሒ፣ ካብ 55 ክሳብ 60 ዓመት ዝዕ [...]
ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ኮይኑ ክቅጽል፣ ብዓብላሊ ድምጺ ተመሪጹ
Radio Erena: 26 May 2022
ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት፣ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ክኸውን ብ24 ግንቦት ተመሪጹ።
ኣካል ሕቡራት ሃገራት ዝኾነ ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ንዶ/ር ቴድሮስ ንካልኣይ እዋ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ምስ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል መኺሩ
Radio Erena: 26 May 2022
ኣዛዚ እዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ጀነራል ስቴፈን ታውሰንድ፣ ምስ ሓድሽ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ተመያይጡ።
እቲ ጀነራል፣ ብ24 ግንቦት ምስ ፕረዚደንት ሓሰን ኣብ ዝገበ [...]
ኣብ ዶብ ሱዳንን ኢትዮጵያን፣ ዕጡቓት ሰለስተ ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 25 May 2022
ንኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዘዋስን ከባቢታት ጋላባት፣ መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ሰለስተ ሱዳናውያን ከምዝተቀትሉ ተሓቢሩ።
ራድዮ ዳባንጋ ምስ ነበርቲ እቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብኵናትን ደርቂን ንዝተፈናቐሉ ኣስታት 17 ሚልዮን ዜጋታታ፣ ሓገዝ ከምዝተገብረ ገሊጻ
Radio Erena: 25 May 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልላት ዓፈር፣ ኦሮምያ፣ ደቡብን ሶማልን፣ ብኵናትን ደርቂን ንዝተፈናቀሉ ኣስታት 17 ሚልዮን ዜጋታት፣ ልዕሊ 2 ቢልዮን ብር ዝግመት ሓገዝ ከምዝተገብረ፣ ኮሚሽን ስግኣት ሓ [...]
ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር፣ ዝሓለነ ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ፣ ኣብ ሰሜን ፈረንሳ ሞይቱ ተረኺቡ
Radio Erena: 25 May 2022
ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር፣ ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ከባቢ ወደብ ካሌ፣ ካብ ዝረከቡ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ሞይቱ ዝተረኽበ መንእሰይ፣ ርእሰ ቅትለት ፈጺሙ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊጹ።
[...]
መሓመድ ፋርማጆ፣ ሰነድ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኣስታት 5 ሽሕ ወትሃደራት ሶማል፣ ንሓድሽ ፕረዚደንት ኣረኪቡ
Radio Erena: 23 May 2022
ፕረዚደንት ሶማል ነበር፣ መሓመድ ዓብዱላሂ ፋርማጆ፣ ሰነድ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኣስታት 5 ሽሕ ወትሃደራት ሶማል፣ ፕረዚደንት ኮይኑ ንዝተመርጸ፣ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ከምዘረከበ ተገሊ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተፈጢሩ ብዘሎ ጸጥታዊ ኩነታት፣ ልዕሊ 4 ሽሕ ሰባት ተኣሲሮም
Radio Erena: 24 May 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ፣ ልዕሊ 4,500 ሰባት ከምዝተኣስሩ፣ ንመግለጺ መንግስቲ ናይቲ ክልል ብምጥቃስ፣ ማዕከናት ዜና ፈደራላዊ መንግስቲ ሓቢረን።
ሓይልታት ጸጥታ መንግስቲ፣ ኣ [...]
መበል 31 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ይጽንበል ኣሎ
Radio Erena: 23 May 2022
24 ግንቦት፣ መበል 31 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፣ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትጽንበል ኣላ።
ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብ ዝተፈላ [...]
ብሪጣንያ፣ ቀዳማይ ጉጅለ ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ ርዋንዳ ከተሰጋግር’ያ
Radio Erena: 23 May 2022
ብሪጣንያ፣ ቀዳማይ ጉጅለ ሓተቲ ዑቕባ፣ ኣብዚ ቀረባ ሰሙናት ናብ ርዋንዳ ከተሰጋግር ምዃና ሰበ ስልጣን ርዋንዳ ሓቢሮም።
ርዋንዳ፣ ነዞም ካብ ብሪጣንያ ዝስጎጉ፣ ዝተፈላለየ ዜግነት ዘለ [...]