Category: News
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ኣዋርሕ 28 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ሰጕጓ
Radio Erena: 30 May 2022
ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ 28 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ከምዝሰጎገት ተሓቢሩ።
ብወገን ኢትይጵያ፣ ነቲ ናይ ምምላስ መስርሕ ከተሳልጥን ክትከታተልን [...]
ኢትዮጵያ፣ ዲጋ ተሃድሶ ንሳልሳይ እዋን ማይ ናይ ምምላእ መስርሕ ከተካይድ ምውሳና፣ ዘይሓላፍነታዊ’ዩ ክትብል ሱዳን ተቓዊማ
Radio Erena: 30 May 2022
ኢትዮጵያ፣ ንዲጋ ተሃድሶ፣ ንሳልሳይ እዋን ማይ ናይ ምምላእ መስርሕ ከተካይድ ምዃና ንዘሕለፈቶ ሓበሬታ ሱዳን ተቓዊማ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን፣ ብ28 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለ [...]
ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ንምእላያ፤ ኣመሪካን ነዘርላንድስን ሓድሽ ተበግሶ ወሲደን
Radio Erena: 29 May 2022.
ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝተራሕረሐት ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ፣ ንምእላያ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንዘውጾኦ መደብ ንምድጋፍ፤ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ነዘርላንድስን ሓድሽ ተበግሶ ወሲደን።
[...]
እስራኤል ምስ ሱዳን ዝምድና ንምምስራት እትገብሮ ዘላ ፈተነ ደው ከተብል፤ ኣመሪካ ጸዊዓ
Radio Erena: 29 May 2022.
እስራኤል ምስ ሱዳን ዲፕሎማስያዊ ዝምድና ንምምስራት እትገብሮ ዘላ ፈተነ ደው ከተብል፤ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ጸዊዓ።
ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ኣመሪካ ብዕለት 27 ግንቦት ኣብ ዘውጸኦ መግ [...]
መስመር ባቡር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ዓመት 26 ሚልዮን ብር ከሲሩ
Radio Erena: 29 May 2022.
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ህዝቢ ዘመላልስ መስመር መንገዲ ባቡር፤ ኣብ ውሽጢ ሓደ ዓመት ናይ 26 ሚልዮን ብር ክሳራ ከምዘጋጠሞ፤ ሰበስልጣን'ቲ ትካል ገሊጾም።
እቲ ብኤለክትሪክ ዝሰርሕ መስመ [...]
ናይ ሎሚ ቀዳም 28 ግንቦት 2022 ፈነወና፦
Radio Erena: 28 May 2022.
Radio Erena · ቀዳም 28 ግንቦት 2022
[...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 27 ግንቦት ፈነወ ራድዮ ኤረና
Radio Erena: 27 May 2022
Radio Erena · ዓርቢ 27 ግንቦት 2022
[...]
The Call of the Wild President
Radio Erena: 26 May 2022
One more time in this year’s Independence-Day keynote address by president Isias Afwerki, the Eritreans were forced to [...]
ማእከላይ ባሕሪ፣ ሃለዋት ናይ 75 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝተሳእነ ተገሊጹ
Radio Erena: 26 May 2022
ዋሕዚ ሓተቲ ዑቕባ ብማእከላይ ባሕሪ እናዛየደ ኣብ ዝመጽኣሉ ወቕቲ፣ ኣብዚ ሳልስቲ፣ ኣስታት 100 ሰባት ጽዒና ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ናይ ጎማ ጃልባ ከምዝጠሓለተ ተገሊጹ።
[...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ክልተ ቅነ፣ ልዕሊ 11 ጋዜጠኛታት ተኣሲሮም
Radio Erena: 26 May 2022
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ክልተ ቅነ፣ ልዕሊ 11 ጋዜጠኛታት ከምዝኣሰረ ኣብ ኒዮርክ ዝመደበሩ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ገሊጹ።
እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ መብዛሕቶም [...]