Category: News
ኡጋንዳ፣ ብሰንኪ ዕልቅልቕ ብውሕዱ 24 ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 04 August 2022
ኣብ ኡጋንዳ፣ ዝወረደ ሓያል ዝናብ ዝፈጠሮ ዕልቅልቕ ኣብ ሰብን ንብረት ከቢድት ጉድኣት ኣውሪዱ።
ብፍላይ ኣብ ምብራቓዊ ሸነኽ እታ ሃገር፣ ክልተ ዓበይቲ ሩባታት ብምፍርሽሑ፣ ኣብቲ ከባቢ [...]
ላዕለዋይ ሓላፊ ኣልሸባብ ነበር፣ ሸኽ ሙክታር ሮቦው ሚኒስተር ሃይማኖታዊ ጉዳያት ሶማል ኮይኑ ተመዚዙ
Radio Erena: 03 August 2022
ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል፣ ሃምዛ ዓብዲ ባረ፣ ንምክትል ኣዛዚ ኣልሸባብ ዝነበር፣ ሸኽ ሙክታር ሮብው፣ ሚኒስተር ሃይማኖታዊ ጉዳያት ክከውን መዚዝዎ።
እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ 26 ዝኣ [...]
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፣ ዘተ ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ኣስመራ ከእንግድ ምዃኑ ተሓቢሩ
Radio Erena: 03 August 2022
ዝተፈላለዩ ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን፣ ፈላሚ ርክቦም ኣብ ኣስመራ ብምክያድ፣ ኣብ ተኽእሎ ሓፈሻዊ ዘተ ሰላም እቲ ክመያየጡ ምዃኖም ጋዜጣ ኣል ሱዳኒ ሓቢራ።
ምስ ኤርትራ ዘዳውብ ምብ [...]
የመን፣ ሎሚ ዘብቅዐ ስምምዕ ምቁራጽ ተዅሲ ንምንውሑ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት ይካየድ ኣሎ
Radio Erena: 02 August 2022
ኣብ መንጎ ሑቱን ብስዑዲ ዓረብን ሕቡራት ኢማራትን ዝድገፍ መንግስቲ የመንን፣ ካብ 2 ሚያዝያ ኣትሒዙ በብክልተ ኣዋርሕ እናተናውሐ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝጸንሐ ግዝያዊ ስምምዕ ምቑራጽ ተ [...]
ወትሃደራዊ ዕልዋ ሱዳን ለውጢ ኣብ ምውሓስ ከምዝፈሸለ ጀነራል ሐመቲ ተኣሚኑ
Radio Erena: 02 August 2022
ወትሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ካብ 25 ጥቅምቲ 2021 ኣትሒዙ፣ ነቲ ሲቪላዊ ወገን ብዕልዋ ብምእላይ ስልጣን ብሒቱ እኳ እንተሎ፣ ለውጢ ኣብ ምምጻእ ግና ከምዝፈሸለ፣ ብሐመቲ ዝፍለጥ ምክት [...]
ውድድር ጉያ ሻምፕዮን ዓለም ጁንየር፣ ኣብ ናይ 5 ሽሕ ሜትሮ፣ ክልተ ኤርትራውያን ካልኣይን ሳልሳይን ብምዃን ተኸታቲሎም ኣትዮም
Radio Erena: 02 August 2022
ኤርትራውያን ኣትሌታት መርሃዊ መብራህቱን ሃብቶም ሳሚኤልን ናብ ትማሊ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ኣብ ካሊ ኮሎምብያ ኣብ ዘካየድዎ፡ 5 ሽሕ ሜትር ዝርሕቀቱ ውድድር ጉያ ሻምፕዮን ዓለም ጁንየር [...]
23 ሃገራት ዝሳተፍኦ፣ ኣብ ፈረንሳ ዝካየድ ቅድድም ብሽክለታ፣ ንኣፍሪቃ እትውክል እንኮ ሃገር ኤርትራ ክትከውን’ያ
Radio Erena: 02 August 2022
ካብ 18 ክሳብ 28 ነሓሰ ኣብ ፈረንሳ ኣብ ዝካየድ፣ ቅድድም ብሽክለታ Tour de l'Avenir፣ ኤርትራ እትርከበን 23 ሃገራውያን ጋንታታት ክሳተፋ ምዃነን ተረጋጊጹ።
15 ካብተ [...]
ካብ ክልል ኣምሓራ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብብዝሒ ክኣቱ ዝተበገሰ ህዝቢ ይዕገት ምህላዉ ተገሊጹ
Radio Erena: 02 August 2022
ካብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ፣ ብብዝሒ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ዝተበገሰ ህዝቢ፣ ብሓይልታት ጸጥታን ፖሊስን ይዕገት ከምዘሎ ተሓቢሩ።
ብፍላይ ካብ ሰሜንን ደቡብን ወሎ ተበጊ [...]
ሓይልታት ለውጢ ሱዳን ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስተር ክረቑሕ ተስፋ ኣሎ
Radio Erena: 02 August 2022
ሓይልታት ንለውጢ ሱዳን፣ ሲቪላዊ መሰጋገሪ መንግስቲ ዝመርሕ ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ክረቑሑ ምዃኖም፣ ንሓደ ካብ መራሕቲን ኣባላትን ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ነበር፣ መሓመድ ኣል ፋ [...]
ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ብዝተላዕለ ፍሕፍሐ ወደብ ስዋኪን ንሓያሎ መዓልታት ተዓጽዩ
Radio Erena: 01 August 2022
ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ሱዳን፣ ወደብ ስዋኪን ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ብዝተላዕለ ፍሕፍሐ፣ እቲ ወደብ ካብ 28 ሓምለ ኣትሒዙ ንኣርባዕተ መዓልታት ካብ ስራሕ ተሰናኺሉ ከምዘሎ ራድዮ ዳባ [...]