Category: News
ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ፣ ኣእካል ዝጸዓና 354 መራኽብ ካብ ዩክሬይን ተፋንየን
Radio Erena: 27 October 2022
ብመንጎኝነት ቱርኪ፣ ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክሬይን ብዝተበጽሐ፣ ቅልውላው መግቢ ናይ ምፍታሕ ስምምዕ መሰረት፣ ካብ ባሕቲ ነሓሰ ክሳብ 18 ጥቅምቲ ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ ኣእካል ዝጸዓና 3 [...]
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ኣመሪካ ከም ተዓዛቢት ትሳተፍ ኣላ
Radio Erena: 27 October 2022
ብመንጎኝነት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ ሰላም ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣመሪካ ከም ተዓዛቢት ትሳተፍ ምህላዋ ተገሊጹ። [...]
‘ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ሸራሮ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝርከብዎም 40 ሰለማውያን ሰባት ረሺኑ።’ ኣምነስቲ ኢንተርናሽል
Radio Erena: 27 October 2022
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ 6 ክሳብ 12 መስከረም ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ ኣብ ሸራሮ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝርከብዎም ልዕሊ 40 ሰለማውያን ሰባት ከምዝረሸነ ኣምነስቲ ኢንተርናሽል ሓቢሩ። [...]
ካምፓላ፣ ትሽዓተ ሰባት ብሕማም ኢቦላ ተለኺፎም
Radio Erena: 26 October 2022
ኣብ ወርሒ መስከረም ኣብ ማእከላይ ኡጋንዳ ዝተራእየ ሕማም ኢቦላ፣ ናብ ርእሰ ከተማ ካምፓላ ከምዝኣተወ ሰበ ስልጣን ጥዕና እታ ሃገር ሓቢሮም።
ኣብታ ከተማ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ [...]
ሱዳን፣ ሰራዊት ዕልዋ ብምክያድ ስልጣን መሰጋገሪ መንግስቲ ዝበሓተሉ ሓደ ዓመት ብህዝባዊ ናዕቢ ተዘኪሩ
Radio Erena: 26 October 2022
ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዝምራሕ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ነቲ ድሕሪ ምውዳቕ ስርዓት በሺር ኣብ ዝቖመ መሰጋገሪ መንግስቲ መላፍንቱ ዝነበረ ሲቪላዊ ወገን ብዕላዋ ብምእላይ ስልጣን [...]
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ክሳብ 30 ጥቅምቲ ክቕጽል’ዩ
Radio Erena: 25 October 2022
ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዝካየድ ዘሎ ቀጥታዊ ዘተ ሰላም መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን ክሳብ ሰንበት 30 ጥቅምቲ ክቕጽል ምዃኑ ተገሊጹ።
እቲ ቀጥታዊ ዘተ፣ ብሰሉስ 25 ጥቅምቲ፣ ኣብ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል ኣብ ዝተወልዐ ናይ ቀቢላ ግጭት ናይ ዝተቐትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 220 በጺሑ
Radio Erena: 25 October 2022
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል፣ ካብ 17 ጥቅምቲ ኣትሒዙ ኣብ ዝቐጸለ ናይ ቀቢላ ግጭት ናይ ዝተቀትሉ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 220 ከምዝበጽሐ መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ብከቢድን ፎኵሲን ዝቖ [...]
‘ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ልዕሊ ፍርቂ ናይቲ ኣስታት 140 ሚልዮን ዝግመት ህዝቢ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ የብሉን።’
Radio Erena: 25 October 2022
ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ካብ ዝነበር ኣስታት 140 ሚልዮን ህዝቢ፣ እቲ ኣስታት ፍርቂ፣ ኣገልግሎት ኤሌክትሪሲቲ ዝተሓረሞ ምዃኑ፣ ኣህጉራዊ ማሕበር ጸዓት ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል [...]
ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ንመጀመርያ እዋኖም ቀጥታዊ ዘተ ሰላም ንምክያድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣለዉ
Radio Erena: 25 October 2022
ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ትግራይን፣ ኣብ ሕዳር 2020 ኵናት ካብ ዝጅመር፣ ኣብዚ ክልተ ዓመታት ንመጀመርያ እዋኖም ቀጥታዊ ዘተ ሰላም ንምክያድ ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣለዉ።
እ [...]
ኣብ ሶማል፣ ወደብ ኪስማዮ፣ ኣብ ሓደ ሆቴል ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 9 ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 24 October 2022
ኣብ ደቡባዊ ሶማል ኣብ እትርከብ፣ ዞባ ጁባላንድ፣ ወደባዊት ከተማ ኪስማዮ፣ ኣብ ሓደ ሆቴል ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ተቐቲሎም።
ጠበናጁን ተፈንጃሪን ዝዓጠቑ ኣ [...]