Category: News
ስምምዕ ኣልጀርስ ተግባራዊ ክኸውን፣ ቅልውላው ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ዓቢ ተራ ኣለዎ ክብል ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ
Radio Erena: 26 December 2022
ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ኣልጀርስ ዝተፈረመ ስምምዕ ሰላም፣ ተግባራዊ ክኸውን፣ ነዚ ናይ ሕጂ ቅልውላው ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ዓቢ ተራ ኣለዎ ክብል ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ።
[...]
ፈ.መ. ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ኣብ ናይሮቢ ንዝበጽሑዎ ስምምዕ ሕብረት ኤውሮጳ ሞጒሱ
Radio Erena: 25 December 2022
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን፣ ናይ ተዓዛብነትን ሽምግልናን መሰል ንሕብረት ኣፍሪቃ ክህቡ ምስምሞዖም፣ ብሓጎስ ከምዝተቐበሎ ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ።
እቲ ሕብረት ብ [...]
ግብጺ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ክልተ ደሴታት፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይተረክብ፣ ምድንጓይ ትፈጥር
Radio Erena: 25 December 2022
ግብጺ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽራ ዝጸንሓ ክልተ ደሴታት፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ከይተረክብ፣ ምድንጓይ ትፈጥር ኣላ ዝብል ክሲ ቀሪቡዋ።
እተን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ደሴታት፣ ኣብ ትሕቲ ወተሃደ [...]
መንግስቲ ሶማል ኣብ ልዕሊ ሜድያታት ጽጽያ (ሰንሰርሺፕ) ጀሚሩ
Radio Erena: 25 December 2022
መንግስቲ ሶማል፣ ሜድያታት ሃገሩ ትሕዝቶታተን ናብ ህዝቢ ቅድሚ ምዝርገሐን፣ ንመንግስቲ ከፍልጣ ኣለወን ክብል ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ።
ጋዜጠኛታት’ታ ሃገር ንናይ ወጻኢ ማዕከናት ዜና ኣብ [...]
ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ FRUD ዝጸንሑ ወተሃደራት ጂቡቲ ናጻ ኣውጺኡ
Radio Erena: 23 December 2022
ኣብ ትሕቲ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሓይልታት ጂቡቲ ዝጸንሑ ወተሃደራት፣ ብሰራዊት ኢትዮጵያ ናጻ ከምዝወጹ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ኣብ [...]
የመንን ሱዳንን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ክገብራ ተሳማሚዐን
Radio Erena: 23 December 2022
ሱዳንን የመንን ወተሃደራዊ ምትሕግጋዝ ክገብራ ዝሕግዘን ኣፈናዊ መዘክር ፈሪመን።
ብሌተናል ጀነራል ሞሕሰን ኣል-ዳየሪ ዝተመርሐ ወተሃደራዊ ልኡኽ የመን፣ ኣብ ሱዳን ናይ ሓሙሽተ [...]
መርማሪት ጉጅለ ሕ.ሃ. ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዕድመ ስልጣና ተናዊሑ
Radio Erena: 23 December 2022
ቆንስል ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተፈጸመ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት እትምርምር ጉጅለ፣ መራሒኣ መሓመድ ቻንደ ኦትማን ክኸውን መዚዙዎ።
ቆንስል ሰ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ኣብ እዋን ናይ ትምህርቲ ፈተና ዓባያ ክሽፈና ከምዘይትፈቅድ ገሊጻ
Radio Erena: 22 December 2022
ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ኣብ እዋን ናይ ትምህርቲ ፈተና ዓባያ ምሽፋን ከምዘይክእላ፣ ንኮሚሽን ግምገማ ትምህርቲን ሞያዊ ስልጠናን ብምጥቃስ መርበባት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን።
[...]
ኣማሓዳሪ ዞባ ዳርፉር፣ ሚኒ ኣርኮ ሚናዊ ምስ መራሕቲ ደቡብ ሱዳንን ኤርትራን ዘትዩ
Radio Erena: 22 December 2022
ካብ ነሓሰ 2021 ኣትሒዙ ኣማሓዳሪ ዞባ ዳርፉር ናይ ሱዳን ኮይኑ ዝተመዘዘ፣ ሚኒ ኣርኮ ሚናዊ ኣብ ዝተፈላለየ ጉዳያት ብምትኳር ምስ መራሕቲ ደቡብ ሱዳንን ኤርትራን ዘትዩ።
ሚ [...]
ቀዳማይ ዙርያ ናይቶም ኣብ ኤርትራ ኣብ ታዕሊም ዝጸንሑ ሶማላውያን ናብ ዓዶም ተመሊሶም
Radio Erena: 22 December 2022
ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት ሰለስተ ዓመታት ኣብ ታዕሊም ጸኒሖም ዝተባህሉ ኣስታት 5 ሽሕ ሶማላውያን፣ ናብ ዓዶም ክምለሱ ጀሚሮም።
ቀዳማይ ዙርያ ናይቶም ተመለስቲ ወትሃደራት፣ ብ2 [...]