Category: News

1 126 127 128 129 130 980 1280 / 9791
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንከተማታት ጎንደርን ባህርዳርን ካብ ዕጡቓት ኣምሓራ ናጻ ከምዝገበረን ገሊጹ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንከተማታት ጎንደርን ባህርዳርን ካብ ዕጡቓት ኣምሓራ ናጻ ከምዝገበረን ገሊጹ

Radio Erena: Thursday, 10 August 2023 ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ንከተማታት ጎንደርን ባህርዳርን ካብ ዕጡቓት ኣምሓራ ናጻ ከምዝገበረን ገሊጹ። ገለ ክፋል እተን ከተማታት ኣብ ትሕቲ ዕጡቓት ኣምሓራን ሚሊሻታት [...]
‘ብርጌድ ንሓመዱ፣ ኣንጻር ፌስቲቫላት ህግደፍ ዘካየድዎ ተቓውሞ፣ ንምልኪ ዘለዎም ሕሉፍ ጽልኢ ዘጉልሕ’ዩ።’

‘ብርጌድ ንሓመዱ፣ ኣንጻር ፌስቲቫላት ህግደፍ ዘካየድዎ ተቓውሞ፣ ንምልኪ ዘለዎም ሕሉፍ ጽልኢ ዘጉልሕ’ዩ።’

Radio Erena: Thursday, 10 August 2023 ብስም ብርጌድ ንሓመዱ ዝተወደቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ፣ ኣንጻር ፌስቲቫላት ህግደፍ ዘካየድዎ ተቓውሞታት፣ ኣብ ኤርትራ ንዘሎ ሕሉፍ ምልካዊ ስርዓት ዘለዎም ተሪር ጽ [...]
ጂቡቲ፣ 50 ሽሕ ቶን ክብደት ዘለወን መራኽብ ንምጽጋን ዘኽእል ተንሳፋፊ ጋራጅ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒላ

ጂቡቲ፣ 50 ሽሕ ቶን ክብደት ዘለወን መራኽብ ንምጽጋን ዘኽእል ተንሳፋፊ ጋራጅ ኣብ ኣገልግሎት ኣውዒላ

Radio Erena: Wednesday,09 August 2023 ጂቡቲ፣ ኣስታት 50 ሽሕ ቶን ክብደት ንዘለወን መራኽብ ንምጽጋን ዘኽእል ተንሳፋፊ ጋራጅ ኣብ ኣገልግሎት ከምዘውዓለት ኣፍሊጣ። ፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ፣ ነ [...]
ቱኒዝያ፣ ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ትፍጽሞ ኣላ ዝተባህለ ግፍዕታት ጸለመ’ዩ ክብል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ‘ታ ሃገር ነጺጉ

ቱኒዝያ፣ ኣብ ልዕሊ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ትፍጽሞ ኣላ ዝተባህለ ግፍዕታት ጸለመ’ዩ ክብል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ‘ታ ሃገር ነጺጉ

Radio Erena: Wednesday,09 August 2023 ቱኒዝያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ኣብ ልዕሊ ዘይብሎም ስደተኛታት ትፍጽሞ ምህላዋ፣ ብማዕከናት ዜና ዝጋዋሕ ዘሎ ሓበሬታ፣ ጸለመ'ዩ ክብል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር [...]
ኢትዮጵያ፣ ኵናት ክልል ኣምሓራ ብዝልዓለ ናህሩ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ባንክታት ገንዘበን ናብ ኣዲስ ኣበባ የግዕዛ ኣለዋ

ኢትዮጵያ፣ ኵናት ክልል ኣምሓራ ብዝልዓለ ናህሩ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ባንክታት ገንዘበን ናብ ኣዲስ ኣበባ የግዕዛ ኣለዋ

Radio Erena: Wednesday,09 August 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኣምሓራ ብሰንኪ ዝተወልዐ ኵናት፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ምሉእ ብምሉእ ጸጥታ ብምፍራሱን፣ እቲ ግጭት ናብ ከተማታት ጎንደርን ባህርዳርን ይጽጋዕ ብም [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ሩስያ ዘይተሳተፈቶ ዋዕላ ዘተ ሰላም ሩስያን ዩክሬይንን ወዲባ

ስዑዲ ዓረብ፣ ሩስያ ዘይተሳተፈቶ ዋዕላ ዘተ ሰላም ሩስያን ዩክሬይንን ወዲባ

Radio Erena: Tuesday,08 August 2023 ስዑዲ ዓረብ፣ ሩስያ ዘይተሳተፈቶ ዋዕላ ዘተ ሰላም ሩስያን ዩክሬይንን ወዲባ። እቲ ልዕሊ 30 ሃገራት ዝተዓደማሉ ብ06 ነሓሰ ኣብ ጂዳ ዝተኻየደ ዋዕላ ንሰላም፣ ኣብ [...]
ኡጋንዳ፣ ቤት ጽሕፈት ወኪል ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ካምፓላ ተዓጽዩ

ኡጋንዳ፣ ቤት ጽሕፈት ወኪል ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ካምፓላ ተዓጽዩ

Radio Erena: Tuesday,08 August 2023 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ካምፓላ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ወኪል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ዝሃቦ ፍቓድ ከሐድስ ፍቓደኛ ብዘይምዃኑ፣ ክዕጾ ከምዝተወሰነት ተገሊጹ። [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ናይ ህጹጽ እዋን ተኣዊጁ

Radio Erena: Tuesday,08 August 2023 ሚሊሻታትን ዕጡቓት ኣምሓራ ፋኖን፣ ንሓያሎ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝቖጻጸርሉ ዘለዉ እዋን፣ መንግስቲ ኢትዮጵያ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጁ። ኣብቲ ንኻልኣይ ሰሙን ዝ [...]
ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፤ ኣዳልዩዎ ዘሎ እማመ ሰላም፤ ንዘይተወሰነ እዋን ኣናዊሑዎ ከምዘሎ ገሊጹ

ሓይሊ ንናጽነትን ለውጥን ሱዳን፤ ኣዳልዩዎ ዘሎ እማመ ሰላም፤ ንዘይተወሰነ እዋን ኣናዊሑዎ ከምዘሎ ገሊጹ

Radio Erena: Monday, 07 August 2023 ሓለፍቲ'ቲ ምንቅስቓስ ብዕለት 5 ነሓሰ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለጺ፤ ቀንዲ ምኽንያት ናይቲ ምድንጓይ፤ ተወሰኽቲ ሲቪላውያን ውድባት ንምእካብን ነቲ እማመ ንምዕሟቕን ምዃኑ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ ወተሃደራት ሶማል፣ ከካብ መዓስከራቶም ሃዲሞም ናብ ፑንትላንድ ይሰግሩ ምህላዎም ተገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ ወተሃደራት ሶማል፣ ከካብ መዓስከራቶም ሃዲሞም ናብ ፑንትላንድ ይሰግሩ ምህላዎም ተገሊጹ

Radio Erena: Monday, 07 August 2023 ማዕከን ዜና ጋሮወ ኣብ ዘመሓላለፎ ጸብጻብ፣ ክሳብ 400 ዝኣኽሉ ወተሃደራት፣ ናብ ሰራዊት ፑንትላንድ ተጸምቢሮም ምህላዎም ኣመልኪቱ። እዚ ፕረዚደንት ደኒ ባዕሉ ይከታ [...]
1 126 127 128 129 130 980 1280 / 9791