Category: News

1 107 108 109 110 111 971 1090 / 9701
ፍሉይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን፣ ቮልከር ፐርትስ ብወለንትኡ ካብ መዝነቱ ተኣልዩ

ፍሉይ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን፣ ቮልከር ፐርትስ ብወለንትኡ ካብ መዝነቱ ተኣልዩ

Radio Erena: Thursday, 14 September 2023 ምስቲ ብጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ዝምራሕ ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ኣብ ምስሕሓብ ዝጸንሐ ፍሉይ ወኪል ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን፣ ቮልከር ፐርት [...]
ኤርትራ፣ 5 ሬክቴር ስኬል ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ

ኤርትራ፣ 5 ሬክቴር ስኬል ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ኣጋጢሙ

Radio Erena: Thursday, 13 September 2023 ኣብ ኤርትራ፣ 5 ሬክቴር ስኬል ዝዓቐኑ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከምዘጋጠመ ኣህጉራውያን ትካላት መጽናዕቲ ስነ ምድሪ ሓቢረን። እቲ ትማሊ 13 መስከረም፣ ሰዓት 8:5 [...]
‘ክሳብ ንዕወት ኵናት ክቕጽል’ዩ።’ ፕረዚደንት ሶማል

‘ክሳብ ንዕወት ኵናት ክቕጽል’ዩ።’ ፕረዚደንት ሶማል

Radio Erena: Thursday, 14 September 2023 ኣንጻር ኣልሸባብ ዝጀመሮ ካልኣይ መድረን ወሳኒን መጥቃዕቲ ከምቲ ዝተጸበዮ ክዕወተሉ ዘይክኣለ ፕረዚደንት ሶማል፣ ሃሰን ሸኽ ማሕሙድ፣ ሕጂ'ውን ኵናት ክቕጽል ምዃኑ [...]
ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ዘካየደ ኣማሓዳሪ ዞባ ዳርፉር፣ ዝኾነ ወገን ኣብ ልዕሊ ልፍንቲ ሓይልታት ዳርፉር መጥቃዕቲ ከይፍትን ኣጠንቂቑ

ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ዘካየደ ኣማሓዳሪ ዞባ ዳርፉር፣ ዝኾነ ወገን ኣብ ልዕሊ ልፍንቲ ሓይልታት ዳርፉር መጥቃዕቲ ከይፍትን ኣጠንቂቑ

Radio Erena: Thursday, 14 September 2023 ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ዘካየደ፣ ኣማሓዳሪ ዞባ ዳርፉር ሚን ሚናዊ፣ ኣብቲ ዞባ ንዝርከቡ ናይ ልፍንቲ ሓይልትታት ንምጥቃዕ ዝካየድ ፈተነ ናብ ዝበኣሰ ግጭት ክዓርግ ም [...]
ሽወደን፣ ወዲ 25 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ ብጥይት ተቐቲሉ

ሽወደን፣ ወዲ 25 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ ብጥይት ተቐቲሉ

Radio Erena: Thursday, 14 September 2023 ኣብ ሽወደን፣ ከተማ ኡፕሳላ፣ መጎስ ኣማኑኤል ዝተባህለ ኣብ ክሊ ዕድመ 20ታት ዝርከብ ኤርትራዊ መንእሰያ፣ ኣብ ኣፍደገ መንበሪ ገዝኡ ብዝተተኮሰሉ ጠያይቲ ከምዝተ [...]
ሶማል፣ ኣልሸባብ ብዘጻወዶ ነታጕ፣ ሓደ ኣባል ባይቶ ዝርከቦም ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ኣልሸባብ ብዘጻወዶ ነታጕ፣ ሓደ ኣባል ባይቶ ዝርከቦም ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: Wednesday, 13 September 2023 ኣልሸባብ፣ ኣብ ዞባ ጋልምዱግ፣ ኤል ጋራስ እብ ዝተባህለት ሓውሲ ከተማ ኣብ ዘጻወዶ ነታጕ፣ መሓመድ ያር ዝተባህለ ኣባል ባይቶ ዝርቦም ሰለስተ ሰባት ከምዝተቐትሉ [...]
የመን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ተቐቲሎም

የመን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብዝተጎሃሃረ ግጭት ብውሕዱ 10 ተቐቲሎም

Radio Erena: Wednesday, 13 September 2023 ኣብ የመን፣ ናብ ሃገራት ወሽመት ንምስጋር ዝተኣኻኸቡ ኣሽሓት ኢትዮጵያውያን ስደተኛታታ፣ ንሓድሕዶም ኣብ ዘካየድዎ ባእሲን ዕግርግርን፣ ብውሕዱ 10 ካብኣቶም ከም [...]
እስራኤል፣ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ብፍቓዶም ካብታ ሃገር ክወጹ ንምትብባዕ ልዕሊ 5 ሚልዮን ዶላር ሰሊዓ

እስራኤል፣ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ብፍቓዶም ካብታ ሃገር ክወጹ ንምትብባዕ ልዕሊ 5 ሚልዮን ዶላር ሰሊዓ

Radio Erena: Wednesday, 13 September 2023 ካቢኔ እስራኤል፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ መንጎ ደገፍቲ ህግደፍን ብብርጌድ ንሓመዱ ዝተወደቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢን ዝተኻየደ ናዕብን ዕግርግርን፣ ብ10 መስከረም ኣብ [...]
ብሰንኪ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ዋሕዲ ፓስፖርት ዘጋጠማ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ፓስፖርታት ካብ ፈረንሳ ኣዚዛ

ብሰንኪ ናይ ወጻኢ ሸርፊ ዋሕዲ ፓስፖርት ዘጋጠማ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ፓስፖርታት ካብ ፈረንሳ ኣዚዛ

Radio Erena: Tuesday, 12 September 2023 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣጋጢምዎ ዘሎ ዋሕዲ ፓስፖርት ንምቕላል ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ፓስፖርታት ካብ ፈረንሳ ገዚኡ። መርበብ ዜና ኢንተሊጀንስ ብዝቐረበ ዜና መሰረት፣ [...]
1 107 108 109 110 111 971 1090 / 9701