Category: ዜና ኤርትራ
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቻይና ናብ ጂቡቲ በጺሐን
Radio Erena: 08 December 2022
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቻይና ናብ ጂቡቲ ከምዝበጽሓ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
እተን ብሰለስተ ዓበይቲ መራኽብ ኵናት ዝተመርሓ ጭፍራ፣ ካብ 05 ታሕሳስ ኣትሒዘን መልህቀን [...]
መደባት ቆልዑ ኣብ ዩቱብ እተዳሉ ኤርትራዊት መንእሰይ፣ ብቢቢሲ ኣብ ዝዝርጋሕ 100 ጸለውቲ ሰባት ተረቝሓ
Radio Erena: 07 December 2022
መደባት ቆልዑ ኣብ ዩቱብ እተዳሉ፣ ቅሳነት ቴድሮስ ዝተባህለት ኤርትራዊት ነባሪት ኡጋንዳ፣ ብቢቢሲ ዓመታዊ ኣብ ዝዝርጋሕ 100 ጸለውቲ ሰባት ተረቝሓ።
ቅሳነት፣ 'በለ ቡቡ' ብ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ካብ 65% ናይ ውግእ ከባቢታት ከምዝሰሓቡ ዋና ኣዛዚ ገሊጹ
Radio Erena: 07 December 2022
ሓይልታት ትግራይ ዓሪዶምሉ ካብ ዝነበሩ 65% ናይ ውግእ ከባቢታት ከምዝሰሓቡ፣ ዋና ኣዛዚ ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊጹ።
እቲ ጀነራል፣ ብ03 ታሕሳስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሓይልታ [...]
‘ኤርትራዊ ሓታቲ ዑቕባ ኣብ ጀርመን፣ ብናይ ካራ መጥቃዕቲ ጓል 14 ዓመት ቆልዓ ቀቲሉ ካልኣይቲ ድማ ብኸቢድ ኣቝሲሉ።’ ፖሊስ
Radio Erena: 05 December 2022
ኣብ ደቡባዊ ጀርመን፣ ኣብ ጎደና ብዝተፈጸመ ናይ ካራ መጥቓዕቲ፣ ጓል 14 ዓመት ቆልዓ ክትቕተል እንከላ ጓል 13 ዓመት ድማ ብጽኑዕ ቆሲላ ከምዘላ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
[...]
ነርወይን ካናዳን፣ መንግስቲ ኤርትራ ንዝመደቦም ሓለፍቲ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ነጺገን
Radio Erena: 05 December 2022
ነርወይን ካናዳን፣ መንግስቲ ኤርትራ ንዝመደቦም ሓለፍቲ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ከምዝነጸጋ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።
ነርወይ፣ ዘርእሰናይ ተስፋይ ንዝተ [...]
ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ጨናፍር ዘለወን ኩለን ባንክታት ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምራ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ
Radio Erena: 04 December 2022
ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል’ታ ሃገር ጨናፍር ዘለወን ኩለን ባንክታት ኣገልግሎት ምሃብ ክጅምራ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ።
ብፍላይ ኣብ’ተን ፈደራላዊ ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝቆጻ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ከምዝሰሓበ ተገሊጹ
Radio Erena: 02 December 2022
ሰራዊት ኤርትራ፣ ካብ ሓያሎ ከባቢታት ትግራይ ከምዝሰሓበ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም።
ኣብ ከባቢታት ሽረ፣ ኣኽሱምን ዓድዋን ዝጸንሓ ኣሃዱታት ኤርትራ፣ ናብ ከባቢታት ዶብ [...]
‘ኢጋድ፣ ምስ ሩስያን ቻይናን ምሕዝነት ክጅምር ኣለዎ።’ ሚ/ጉ/ ወጻኢ ሱዳን
Radio Erena: 01 December 2022
ሱዳን፣ መበል 48 ዋዕላ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሃገራት ኢጋድ የንእጊዳ።
እቲ ብ30 ሕዳር ኣብ ካርቱም ዝተኻየደ ዋዕላ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኣባላት ሃገራት፣ ብፍላይ ድማ ስ [...]
ማእከላይ ባሕሪ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ልዕሊ 860 ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን ሃለዋቶም ጠፊኡ
Radio Erena: 30 November 2022
ኣብዚ ዓመት'ዚ፣ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ተበጊሶም ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ንምእታው ካብ ዝተበገሱ፣ ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 10ታት ኣሽሓት ስደተኛታትን ሓተቲ ዑቕባን፣ ናይ 863 [...]
ካብ 2017 ኣትሒዞም ኣብ ኤርትራ ተኣሲሮም ዝጸንሑ 10ታት የመናውያን ናብ መንግስቲ የመን ተሰጋጊሮም
Radio Erena: 30 November 2022
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ 2017 ኣሲራ ናብ ኤርትር ካብ ዘመጽኣቶም 10ታት የመናውያን፣ ኣብ 7 ጥቅምቲ 2022 ናብ ዓዶም ከምዝተሰጋገሩ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ሓቢሮም።
እ [...]