Category: ዜና ኤርትራ

1 342 343 344 345 346 633 3440 / 6322
ማሕበር ካቶሊካውያን ጉባኤታት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምዝርራብ ተበግሶ ይወስድ

ማሕበር ካቶሊካውያን ጉባኤታት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምዝርራብ ተበግሶ ይወስድ

Radio Erena: 22 November 2017 ማሕበር ካቶሊካውያን ጉባኤታት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንምዝርራብ ተበግሶ ከምዝወሰደ ይግለጽ ኣሎ። መንግስቲ ኤርትራ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት እቲ ዞባ ንዝተወከሉ 11 [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዙር ርዋንዳ ራብዓይ ደረጃ ሒዛ

ኤርትራ፣ ኣብ ዙር ርዋንዳ ራብዓይ ደረጃ ሒዛ

Radio Erena: 21 November 2017 ካብ 12 ክሳብ 19 ሕዳር ኣብ ርዋንዳ ኣብ ዝተኻየደ ዙር ርዋንዳ፣ ሃገራዊ ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ መበል ራብዓይ ደረጃ ሒዛ ቅድድማ ዛዚማ። ኣብዚ ብናይ ውልቂ ዓወት ኣባል ደቡብ ኣ [...]
ብሪጣንያ፣ ናብ ኤርትራ ንዝገሹ ዜጋታታ ብጉዳይ ምንቅስቓስ ባጤራ ናቕፋ ዘውጽኦ መጠንቀቕታ ኣሐዲሳ

ብሪጣንያ፣ ናብ ኤርትራ ንዝገሹ ዜጋታታ ብጉዳይ ምንቅስቓስ ባጤራ ናቕፋ ዘውጽኦ መጠንቀቕታ ኣሐዲሳ

Radio Erena: 20 November 2017 ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ወጻኢ ብሪጣንያ፣ ናብ ኤርትራ ንዝገሹ ዜጋታቱ ብጉዳይ ምንቅስቓስ ባጤራ ናቕፋ ብዝምልከት ኣቀዲሙ ዘውጽኦ መጠንቀቕታ ኣሐዲሱ። እቲ ቤት ጽሕፈት ብሓሙስ 16 ሕዳር ኣብ ዝ [...]
ጃፓን ኣብ ጅቡቱ ዘቖመቶ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተስፍሖ ምዃና ኣፍሊጣ

ጃፓን ኣብ ጅቡቱ ዘቖመቶ ወትሃደራዊ መዓስከር ከተስፍሖ ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 20 November 2017 ጃፓን ኣብ ጅቡቲ ዘቖመቶ ወትሃደራዊ መዓስከር፣ ከተስፍሖ ምዃና ሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር ኢስቱኖሪ ኦኖደራ ኣፍሊጡ። ሚኒስተር ምክልኻል ጃፓን ብ18 ሕዳር ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ሃገሩ ነቲ [...]
መንግስቲ እስራኤል ንስደተኛታት ብዝምልከት ዳግማይ ዘውጸኦ መደብ ተጸዋዒ ስደተኛታት ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ

መንግስቲ እስራኤል ንስደተኛታት ብዝምልከት ዳግማይ ዘውጸኦ መደብ ተጸዋዒ ስደተኛታት ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 19 November 2017 ኩነታት ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢ ደረጃ በጺሑ ኣብ ዘለወሉ እዋን፣ ብመንግስቲ’ታ ሃገር ዳግማይ ንዝቐረበ እማመ ከምዘይቅበሎ ተጸዋዒ ስደተኛታት ውድብ [...]
ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ ኣብ ኣስመራ ንዘካየድዎ ተቓውሞ ዝድግፍ ሰልፍታት ሕጂ’ውን ይቕጽል

ተማሃሮ ዲያእ ኣል እስላምያ ኣብ ኣስመራ ንዘካየድዎ ተቓውሞ ዝድግፍ ሰልፍታት ሕጂ’ውን ይቕጽል

Radio Erena: 17 November 2017 ተማሃሮ ዲያእ ኣልእስላምያ ብ31 ጥቅምቲ ንዘካየድዎ ተቓውሞ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፍታት ኣብ ሃገራት ኤውሮጳ፣ ኣመሪካን ኣፍሪቃን ሕጂው'ን ይቕጽል ኣሎ። በዚ መሰረት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣሽ [...]
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘንበሮ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሑ

ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘንበሮ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ኣናዊሑ

Radio Erena: 15 November 2017 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ኤርትራ ዘንበሮ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ከምዘናውሖ ተገሊጹ። እዚ ባይቶ ነቲ ንሸሞንተ ዓመታት ዝጸንዐ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ክናዋሕ [...]
ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ንፕረዚደንት ሙጋበን ስድራቤቱን ምእንቲ ድሕነቶም ናብ ውሑስ ቦታ ከምዘግዓዘ ኣፍሊጡ

ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ንፕረዚደንት ሙጋበን ስድራቤቱን ምእንቲ ድሕነቶም ናብ ውሑስ ቦታ ከምዘግዓዘ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 15 November 2017 ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ንፕረዚደንት ሮበርት ሙጋበን ስድራቤቱን ምእንቲ ድሕነቶም ናብ ውሑስ ቦታ ከምዘግዓዘ ኣፍሊጡ። ሰራዎት ዚምባብዌ ነዚ ዝገለጸ፣ ናብ 15 ሕዳር ኣብ ዘውግሐ ለይቲ ንመደበራት [...]
መራሕቲ ኢትዮጵያን ቀጠርን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃን ምትእትታው ሃገራት ወሽመጥ ፈጢርዎ ዘሎ ጽልዋን ዘትዮም

መራሕቲ ኢትዮጵያን ቀጠርን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃን ምትእትታው ሃገራት ወሽመጥ ፈጢርዎ ዘሎ ጽልዋን ዘትዮም

Radio Erena: 15 November 2017 መራሕቲ ኢትዮጵያን ቀጠርን ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃን ምትእትታው ሃገራት ወሽመጥ ፈጢርዎ ዘሎ ጽልዋን ዘከምዝዘተዩ ማዕከናት ዜና ዓረብ ሓቢረን። እቶም መራሕቲ ነዚ ዝዘተዩ ቀዳማይ ሚ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ኡጋንዳ ምብጻሕ ፈጺሙ

ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ኣብ ኡጋንዳ ምብጻሕ ፈጺሙ

Radio Erena: 15 November 2017 ፕርዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብ ኡጋንዳ ናይ ክልተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካይዱ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ13 ሕዳር ናብታ ሃገር ድሕሪ ምእታዉ ምስ ኡጋንዳዊ መዘንኡ ፕረዚደን [...]
1 342 343 344 345 346 633 3440 / 6322