Category: ዜና ኤርትራ
መራሕቲ ሱዳንን ቻድን ኣብ ጸጥታ ዶባቶም ዘትዮም
Radio Erena: 05 December 2017 መራሕቲ ሱዳንን ቻድን ብዛዕባ ጸጥታ ዶባት ክልትኤን ሃገራት ዘትዮም። እቶም መራሕቲ ነዚ ዝዘተዩ፣ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ኣብ ሃገራዊ ጽምባል ቻድ ንምስታፍ ብ1 ታሕሳስ ናብ [...]
ምስ ሑቲ ዝነበሮ ልፍንቲ ብምርሕራሕ ኣንጻሮም ኣብ ኵናት ሓድሕድ ተጸሚዱ ዝጸንሐ ፕረዚደንት የመን ነበር ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ ተቐቲሉ
Radio Erena: 04 December 2017 ምስ ሑቲ ዝነበሮ ልፍንቲ ብምርሕራሕ ኣንጻሮም ኣብ ኵናት ሓድሕድ ተጸሚዱ ዝጸንሐ ፕረዚደንት የመን ነበር ዓሊ ዓብደላ ሳልሕ ከምዝተቐትለ ተገሊጹ። እቲ ፕርዚደንት ነበረ ከምዝተቐትለ ዝግለጽ [...]
ብዘይንጹር ምኽንያት ተዓጽዩ ዝርከብ ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ክኽፈት ትጽቢት ከምዘሎ ተሓቢሩ
Radio Erena: 04 December 2017 ብዘይንጹር ምኽንያት ተዓጽዩ ዝርከብ ኮሌጅ ዓዲ ቀይሕ፣ ኣብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ፣ ኣብ ጥሪ 2018 ክኽፈት ትጽቢት ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ምስ ምምዛዝ ሓድሽ ዳይረክተር ላዕለ [...]
ሱዳን፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ተዛዚሙ
Radio Erena: 04 December 2017 ኣብ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ከባቢ ፖርት ሱዳን ክካየድ ዝጸንሐት ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ 10 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ትማሊ ሰንበት 3 ታሕሳስ ተዛዚሙ። ኣብቲ ብዘይካ ካብ ኤርትራ፣ ካብ ኩለን [...]
ሓድሽ ፕረዚደንት ዚምባብዌ ሓድሽ ካቢነ ሚኒስተራት ኣቝሙ
Radio Erena: 04 December 2017 ድሕሪ ምእላይ ሮበርት ሙጋበ ሓድሽ ፕረዚደንት ኮይኑ ቃለ መሓላ ዝፈጸመ ኤመርሰን ምናንጋዋ ሓደስቲ ኣባካት ካቢነ ሚኒስተራት መዚዙ። እቲ ፕረዚደንት ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዘቖመ ሓድሽ ካቢነ ሚኒ [...]
ኣብ ካናዳዊ ትካል ዕደና ነቭሰን ገንዘቦም ኣዋፊሮም ዘለዉ ወነንቲ ብርኪ፣ ማሎም ካብቲ ትካል ክስሕቡ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 03 December 2017 ኣብ ካናዳዊ ትካል ዕደና ነቭሰን ገንዘቦም ኣዋፊሮም ዘለዉ ወነንቲ ብርኪ፣ ማሎም ካብቲ ትካል ክስሕቡ ጻውዒት ቀሪቡ። ‘ፍሪዶም ዩናይትድ’ ዝተባህለ ማሕበር፣ ‘ኣብ ኤርትራ ባርነት ደው ይበል’ [...]
ኣብ ኣመሪካ ዝርከቡ ኣይሁዳውያን ማሕበራትን ትካላትን፣ መንግስቲ እስራኤል ንዘውጸኦ ስደተኛታት ብዘይድሌቶም ናይ ምስጓግ መደብ ዘለዎም ተቓውሞ ገሊጾም
Radio Erena: 03 December 2017 ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝርከቡ ሓያሎ ኣይሁዳውያን ማሕበራትን ትካላትን፣ ነቲ መንግስቲ እስራኤል ዘውጸኦ ስደተኛታት ናብ ሃገራት ኣፍሪቃ ብዘይድሌቶም ናይ ምስጓግ መደብ ዘለዎም ተቓውሞ [...]
ብምክትል ዳይረክተር ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝምራሕ ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ፈጺሙ
Radio Erena: 01 December 2017 ብምክትል ዳይረክተር ዞባ ኣፍሪቃ ኣንጀለ ዲኮንግ-ኣታንጋና ዝምራሕ ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ ፈጺሙ። እታ ዳይረክተር ኣብዚ [...]
እስራኤል ኣብ ሩዋንዳ ኤምባሲ ክትከፍትን ቀጥታዊ በረራታት ክትጅምርን ምዃና ኣፍሊጣ
Radio Erena: 30 November 2017 ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 10 ሽሕ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ንምስጓግ እትሰርሕ ዘላ እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ኤምባሲ ክትከፍት ምዃና ኣፍሊጣ። እስራኤል፣ ብዘይካ'ዚ ካብ ቴልኣቪ [...]
ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ሊብያ ንዝካየድ ዘሎ መሸጣ ደቂ ሰብ ብዝምልከት ህጹጽ ኣኼባ ኣካዪዱ
Radio Erena: 30 November 2017 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ኣብ ሊብያ ዝካየድ ዘሎ መሸጣ ደቂ ሰብ ብዝምልከት ህጹጽ ኣኼባ ኣካዪዱ። ኣብቲ ብጠለብ ፈረንሳ ብሰሉስ 28 ዝተኻየደ ህጹጽ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ፣ [...]