Category: ዜና ኤርትራ
ሊብያ፣ ኣብ ኮንተይነር ተጸፍጺፎም ይሰጋገሩ ካብ ዝነበሩ ስደተኛታት ብውሕዱ ሽዱሽተ ቆልዑ ተዓብዒቦም ሞይቶም
Radio Erena: 17 July 2018 ኣብ ሊብያ፣ ምዕራባዊ ገማግም ባሕሪ እትርከብ ከተማ ዙዋራ፣ ኣብ ኮንተይነር ተጸፍጺፎም ይሰጋገሩ ካብ ዝነበሩ ልዕሊ 100 ስደተኛታት ብውሕዱ ሸሞንተ ሰባት ተዓብዒቦም ከምዝሞቱ ተገሊጹ። ናይታ ከተማ [...]
ቅድሚ 20 ዓመታት ካብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዝተሰጕ ኤርትራውያን ንብረት ኣብ ክልተ ዓበይቲ መኻዚኖታት ተዓሺጉ ምህላዉ ተሓቢሩ
Radio Erena: 16 July 2018 ኣብ እዋን ኵናት ኤርትራን ኢትዮጵያን፣ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዝተሰጕ ኤርትራውያን ንብረት ኣብ ክልተ ዓበይቲ መኻዚኖታት ተዓሺጉ ምህላዉ ዘ ሪፖርተር ካብታ ከተማ ሓቢሩ። እቲ ዝተፈላለየ ናይ ገዛን [...]
እስራኤል፣ ኣብያተ ሺሻን ቁማርን ቀንዲ መተሓላለፊ ዓባይ ሰዓል ኤርትራውያን ይኸውን ኣሎ ተባሂሉ
Radio Erena: 16 July 2018 ኣብ እስራኤል፣ ብዓባይ ሰዓል ወይ ቲቢ ናይ ዝጥቅዑ ዘለው ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፣ ብዝሒ እናዛየደ ክመጽእ ምጽንሑ ከምዘሎ ተገሊጹ። ሓደ ካብ ኣውራ ጠንቅታት ናይዚ ድማ፣ ኣብ ሓደ ክፍሊ ብዙሓት [...]
ፕ. ኢሰያስ ዝመርሖ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ፣ ቀዳም 14 ሓምለ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ
Radio Erena: 15 July 2018 ፕረዚደንት ኢሰያስ ዝመርሖ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት ንምፍጻም፣ ቀዳም 14 ሓምለ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። ፕረዚደንት ኢሰያስ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣዲስ ኣበባ [...]

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ሻቕሎቶም ይገልጹ
Radio Erena: 15 July 2018 ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ምስዚ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተራእዩ ዘሎ ሃንደበታዊ ምዕባለታት፣ ሻቕሎቶም ይዓዝዝ ከምዘሎ ሓቢሮም። ንጉዳይ ስደተኛታት ዝከታተል ኣካል መንግ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ብስም’ቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝጸንሐ ኵነታት፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ደው ከብል ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 13 July 2018 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ 20 ዓመታት ብስም'ቲ ምስ ኢትዮጵያ ዝጸንሐ ኣይሰላም ኣይኵናት ሃዋሁ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ክፍጽሞ ዝጸንሐ ከበድቲ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ደው ከብል ዝተፈላ [...]
ፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ስዊዘርላንድ ንኤርትራውያን ዝወሃብ ዑቕባ ክጸብብ ወሲኑ
Radio Erena: 13 July 2018 ፈደራላዊ ቤት ፍርዲ ስዊዘርላንድ ንኤርትራውያን ዝወሃብ መሰል ዑቕባ ውሱንን ጸቢብን ክኸውን ኣጽዲቑ። እቲ ቤት ፍርዲ ትማሊ ሓሙስ 12 ሓምለ ኣብ ዝሃቦ ውሳኔ፣ ነቲ ኣቐዲሙ ዝተዋህበ፣ መሰል ዑቕባ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደሃዩ ናይ ዝጠፍአ ኤርትራዊ-ሽወደናዊ ደላይ ፍትሒ ሃለዋት ከፍልጥ ይሕተት
Radio Erena: 13 July 2018 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናይቲ ካብ 21 ግንቦት ኣትሒዙ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ደሃዩ ጠፊኡ ዘሎ ሓደ ካብ ንጡፋት ደላይቲ ፍትሒ ዝኾነ ኤርትራዊ- ሽወደናዊ ኤርምያስ ተኪኤ ሃለዋቱ ከፍልጥ ዝተፈላለዩ ተጣበቕ [...]
ምብራቕ ሱዳን፣ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ክናዋሕ ፕረዚደንት በሺር እማመ ኣቕሪቡ
Radio Erena: 12 July 2018 ፕረዚደንት ኣል በሺር፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ምብራቕ ሱዳን ዝተኣወጀ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ክናዋሕ ንባይቶን ኣመሓደርትን እማመ ኣቕሪቡ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ እማመ ዘቕረበ፣ ንሽዱሽተ [...]
ልኡኽ UNHCR ፣ ኣብ ኤርትራ ብዛዕባ ዘለዉ ሶማላውያን ስደተኛታት ዘትዩ
Radio Erena: 12 July 2018 ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ጉዳይ ሶማላውያን ስደተኛታት ኣምባሳደር መሓመድ ዓብዲ ኣፈይ ዝመርሖ ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ህሉው ኩነታት ናይቶም ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ስደተኛታት ብ [...]