Category: ዜና ኤርትራ

1 284 285 286 287 288 632 2860 / 6316
እስራኤል፣ ብቅትለት ጓል 12 ዓመት ኤርትራዊት ቆልዓ ክህደን ዝጸንሐ መንእሰያት ተታሒዙ

እስራኤል፣ ብቅትለት ጓል 12 ዓመት ኤርትራዊት ቆልዓ ክህደን ዝጸንሐ መንእሰያት ተታሒዙ

Radio Erena; 29 November 2018 ኣብ እስራኤል፣ ከተማ ቴልኣቪቭ፣ ብቅትለት ጓል 12 ዓመት ኤርትራዊት ቆልዓ ክህደን ዝጸንሐ፣ ተስፋብርሃን ተስፋጽዮን ዝተባህለ ኤርትራዊ መንእሰይ ተታሒዙ። እቲ መጻምድ'ቲ ኣዲኣ ምዃኑ ዝተን [...]
ስዊዘርላንድ፣ ብባርዕ ዝሞቱ ሽዱሽተ ሰባት፣ ክልተ ቆልዑ ዝርከብዎም ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን’ዮም

ስዊዘርላንድ፣ ብባርዕ ዝሞቱ ሽዱሽተ ሰባት፣ ክልተ ቆልዑ ዝርከብዎም ዜጋታት ኤርትራን ኢትዮጵያን’ዮም

Radio Erena: 28 November 2018 ብሰኑይ 26 ሕዳር ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ካንቶና ሶሎተርን፣ ሓተቲ ዑቕባን ስደተኛታትን ኣብ ዝነብርሉ ህንጻ፣ ብዘጋጠመ ባርዕ ዝሞቱ ሽዱሽተ ሰባት፣ ዜጋታት ኤርትራን ምዃኖም ተገሊጹ። ክልተ ካብ [...]
ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ በጺሑ

ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ በጺሑ

Radio Erena: 28 November 2018 ብሓላፊ ክፍሊ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ግዳማዊ ኣገልግሎታት ሕብረት ኤውሮጳ ኮአን ቨርቫኤክ ዝምራሕ ልኡኽ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ በጺሑ። እቲ ልኡኽ ብመንገዲ ትዊተር ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፣ ኣብ ኣስ [...]
እስራኤል፣ ጓል 12 ዓመት ኤርትራዊት ቆልዓ ብምቕታል ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ይህደን

እስራኤል፣ ጓል 12 ዓመት ኤርትራዊት ቆልዓ ብምቕታል ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ይህደን

Radio Erena: 27 November 2018 ኣብ እስራኤል፣ ደቡባዊ ቴልኣቪቭ፣ ስልቫና ጸጋይ ዝተባህለት ጓል 12 ዓመት ኤርትራዊት ቆልዓ ሞይታ ከምዝተረኽበት ንፖሊስ ብምጥቃስ ታይምስ ኦፍ እስራኤል ሓቢሩ። እታ ብሰኑይ 26 ሕዳር ሞይ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ ብጸብለልታ ተዓዊታ

ኤርትራ፣ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ ብጸብለልታ ተዓዊታ

Radio Erena: 27 November 2018 ካብ 21 ክሳብ 25 ሕዳር፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2018፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣንጸባራቒ ዓወታት ተጎናጺፎም። ኤርትራ ድማ ብ10 ወርቂ፣ 6 ብሩ [...]
እስራኤል፣ ብኤርትራውያን መማህራንን ወለዲን እትመሓደር ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ፣ ኣቡጊዳ ተማሃሮኣ ተመርቕ

እስራኤል፣ ብኤርትራውያን መማህራንን ወለዲን እትመሓደር ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ፣ ኣቡጊዳ ተማሃሮኣ ተመርቕ

Radio Erena: 26 November 2018 ኣብ እስራኤል እትርከብ፣ ብኤርትራውያን መማህራንን ወለድን እትእለ ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ኣቡጊዳ፣ ን10 ኣዋርሕ ከተምህሮም ዝጸንሐት ተማሃሮኣ ብ24 ሕዳር ኣመሪቓ። ኣብዚ ዝተዛዘመ ናይ [...]
ሱዳንን ግብጽን ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘተኮረ ዘተ ኣካይዳን

ሱዳንን ግብጽን ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘተኮረ ዘተ ኣካይዳን

Radio Erena: 26 November 2018 ብሚኒስተር ምክልኻል ጀነራል መሓመድ ዛኪ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትህደራዊ ልኡኽ ግብጺ ኣብ ሱዳን ምብጻሕ የካይድ። እቲ ወትሃደራዊ ልኡኽ ብቀዳም 24 ሕዳር ናብ ካርቱም ድሕሪ ምእታው፣ ምስ ፕረ [...]
ኢጋድ፣ ልዕሊ 1600 ወትሃደራት ናብ ደቡብ ሱዳን ከዋፍር’ዩ

ኢጋድ፣ ልዕሊ 1600 ወትሃደራት ናብ ደቡብ ሱዳን ከዋፍር’ዩ

Radio Erena: 26 November 2018 ኢጋድ፣ ካብ ሓሙሽተ ሃገራት ዝተዋጽአ 1695 ወትሃደራት ዝሓቖፈ ሰራዊት ናብ ደቡብ ሱዳን ከዋፍር ምዃኑ ተሓቢሩ። እቲ ካብ ሱዳን፣ ኡጋንዳ፣ ኬንያ፣ ጅቡቲን ሶማልን ዝዋጻአ ሰራዊት፣ ኣብ ሓ [...]
እስራኤል፣ ስደተኛታት ነናብ ሃገሮም ክትጥርዝ ዘኽእላ ንድፊ ሕጊ ናብ ባይቶ ቀሪቡ

እስራኤል፣ ስደተኛታት ነናብ ሃገሮም ክትጥርዝ ዘኽእላ ንድፊ ሕጊ ናብ ባይቶ ቀሪቡ

Radio Erena: 25 November 2018 እስራኤል ኣብ ሃገራ ዘለዉ ስደተኛታት ነናብ ሃገሮም ክትጥርዝ ዘኽእላ ንድፊ ሕጊ ናብ ፓርላማ’ታ ሃገር ቀሪቡ። እቲ ብረቡዕ 21 ሕዳር ብሰልፊ ሊኲድ ዝቐረበ ንድፊ፣ ብፍላይ ኤርትራውያን ስደተ [...]
ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ኣመሪካ ናብ ኤርትራ ክበጽሕ’ዩ

ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ኣመሪካ ናብ ኤርትራ ክበጽሕ’ዩ

Radio Erena: 22 November 2018 ብተሓጋጋዚ ጸሓፊ ጉዳያት ወጽኢ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ፣ ቲቦር ናጅ ዝምራሕ ላዕለዋይ ዲፕሎማሰኛ ኣመሪካ፣ ኤርትራ ናብ እትርከበን ኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ክበጽሕ'ዩ። እቲ ኣመሪካዊ ዲፕ [...]
1 284 285 286 287 288 632 2860 / 6316