Category: ዜና ኤርትራ

ኣፍሪቃ፣ ነዊሕ ዓመታት ኣብ ስልጣን ካብ ዝጸንሑ መራሕቲ፣ ድሕሪ በሺር ስዒቡ ዝእለ መን’ዩ? ኣብ ዝብል ኣርእስታት ትንታነታት ይቐርብ
Radio Erena: 16 April 2019
ድሕሪ ምእላይ ፕረዚደንት በሺር፣ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ስልጣን ካብ ዝርከቡ መራሕቲ፣ ስዒቡ ዝእለ መንዩ'? ኣብ ዝብል ኣርእስቲ፣ ሓያሎ ማዕከናት ዜናታት ትንታነታት የቕርባ ኣለዋ [...]

“ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመ ተደናጉዩ ኣሎ ክንብል ንኽእል ኢና፣” ኣቶ የማነ ገብርኣብ
Radio Erena: 15 April 2019
"ናይ ዶብ ሕቶ ወይ ድማ ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመ ተደናጉዩ ኣሎ ኢልና ክንዛረብ ንኽእል ኢና" ክብል ኣቶ የማነ ገብርኣብ ገሊጹ።
ኣቶ የማነ ነዚ ዝገለጸ፣ ኣብ ስዑዲ ዓ [...]

ስንኩላን ኵናት ተጋደልቲ ኤርትራ፣ ዝተሃንጸሎም ኣባይቲ ንእሙናት ኣገልገልቲ ህግደፍ ምዕዳሉ፣ ዘሕደረሎም ቁጠዐ ይገልጹ
Radio Erena: 12 April 2019
ኣብ ቃኘውን ካልእ መዓስከራትን ንዝርከቡ ስንኩላን ኵናት ተጋደልቲ ኤርትራ፣ ንዓኣቶም ዝተሃንጸ ኣባይቲ፣ ንእሙናት ኣገልግልቲ ህግደፍ ምዕዳሉ ዘሕደረሎም ቁጠዐ ብምረት ይገልጹ ከምዘሎ ምንጭታት [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰሚናራት፣ ህዝቢ ብዛዕባ ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመን ምሕንጻጽ ዶባትን ከይሓትት ይንገሮ ኣሎ
ኣብ ኤርትራ፣ በብደረጅኡ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ዘመተን ጎስጓስን ሰሚናራት፣ ህዝቢ ብዛዕባ ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመን ምሕንጻጽ ዶባትን ብዝምልከት ከይሓትት ይንገሮ ኣሎ።
ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ ሓበሬታ፣ ነቲ ሰ [...]
መደባት ኤረና
Radio Erena · ሰንበት 23 ለካቲት 2025
Radio Erena · ቀዳም 22 ለካቲት 2025
Radio Erena · ዓርቢ 21 ለካቲት 2025
Radio Erena · ሓሙስ 20 ለካቲት 2025
Radio Erena [...]

ከረን፣ ገለ ክፋል ናይቲ 125 ዓመት ዝገበረ ጥንታዊ መስጊድ ብምፍራሱ ክልተ ሰባት ሞይቶም
ኣብ ከተማ ከረን፣ ተደኵኑ ዝርከብ ጥንታዊ መስጊድ ከረን ኣል ዓቲቕ፣ ሓደ ክፋሉ፣ "ጉባ ኣል መስጂድ"፣ ብሮቡዕ 10 ሚያዝያ ብምፍራሱ ክልተ ሰባት ከምዝሞቱን ትሽዓተ ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉን ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም።
እቲ ታሪኻዊ [...]

ሚኒስተር ምክልኻል ትመርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢጣልያ ናብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ይበጽሕ
ብሚኒስተር ምክልኻል ኢጣልያ፣ ኤሊዛቤታ ቴራንታ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢጣልያ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ምብጻሕ የካይድ ከምዘሎ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም።
ነቲ ልኡኽ ዝመርሐት ሚኒስተር ኤሊዛቤታ፣ ምስ ሚኒስተር ምክ [...]

“ፕረዚደንት ጂቡቲ ካብ መዓስ’ዩ ኣፈኛ መንግስቲ ኤርትራ ኮይኑ?” ሚኒስተር ዜና ኤርትራ
"ፕረዚደንት ጅቡቲ ካብ መዓስ'ዩ ኣፈኛ መንግስቲ ኤርትራ ኮይኑ?” ክብል ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፣ብመንገዲ ትዊተር መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ሚኒስተር ነዚ መልእኽቲ ብሰሉስ 9 ሚያዝያ ዘመሓላለፈ፣ ፕረዚደንት ጂቡ [...]

ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ባጽዕ ከምዝምስረት ፕረዚደንት ጅቡቲ ገሊጹ
ኢትዮጵያ ብሓገዝ ፈረንሳ ከተቖሞ መዲባ ዘላ ሓይሊ ባሕሪ; መደበሩ ኣብ ባጽዕ ከምዝኸውን ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ገሊጹ።
ፕረዚደንት ጅቡቲ ነዚ ዝገለጸ፣ ምስ ሓንቲ ካብ ህቡባት መጽሔታት ፈረንሳ ዝኾነት፣ ዠን ኣፍሪክ፣ ቁ [...]

“ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ርክብ ሰላም፣ ምሉእ ኣይኮነን፣” ዶ/ር ደብረጽዮን
ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጀመርኦ ርክብ ሰላም፣ እወታዊ እኳ እንተኾነ፣ ግና ምሉእ ኣይኮነን ክብል ምክትል ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ገሊጹ።
ንሱ ምስ መደበር ሬድዮን ቴሌቪዥንን ደቡብ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ [...]