Category: ዜና ኤርትራ
![ዳላስ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ብሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፎውዝያ ሓሺም ንዝተኻየደ ሰሚናር ዓብሊሎም ዳላስ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ብሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፎውዝያ ሓሺም ንዝተኻየደ ሰሚናር ዓብሊሎም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Dallas-Eritreans.png)
ዳላስ፣ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ ብሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፎውዝያ ሓሺም ንዝተኻየደ ሰሚናር ዓብሊሎም
Radio Erena: 26 August 2019
ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፣ ዳላስ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቶ ፍትሒ፣ ብሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፎውዝያ ሓሽም ንዝተኻየደ ሰሚናር ዓብሊሎም።
እቶም ኤርትራውያን፣ ኣብዚ ሳልስቲ [...]
![ዋዕላ “ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን” ተኻይዱ ዋዕላ “ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን” ተኻይዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Adetat.jpg)
ዋዕላ “ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን” ተኻይዱ
Radio Erena: 25 August 2019
ብስም "ንቕሎ ኣዴታት ንምድሓን ህዝብን ሃገርን" ዝተወደበ ዋዕላ ደለይቲ ፍትሒ፣ ካብ 23 ክሳብ 25 ነሓሰ፣ ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ፍራንክፈርት ተኻይዱ።
ዕላማኡ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሎ [...]
![ወኪል ኤርትራ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ሱዳን ርክብ ኣካዪዱ ወኪል ኤርትራ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ሱዳን ርክብ ኣካዪዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/eriOsudan.jpg)
ወኪል ኤርትራ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ ሱዳን ርክብ ኣካዪዱ
Radio Erena: 25 August 2019
ኣብ ጽምብል ስምምዕ ሰላም ሱዳን ወከልቱ ዘይለኣኸ መንግስቲ ኤርትራ፣ ምስ ሓድሽ ግዚያዊ መንግስቲ’ታ ሃገር ርክብ ኣካዪዱ።
ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ፣ ናብ [...]
![ገማግም ባሕሪ ሊብያ ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ጥሒሎም ከይኮኑ ተሰጊኡ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ጥሒሎም ከይኮኑ ተሰጊኡ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Libya-migrants.png)
ገማግም ባሕሪ ሊብያ ፣ ልዕሊ 100 ሰባት ጥሒሎም ከይኮኑ ተሰጊኡ
Radio Erena: 22 August 2019
ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ጃልባ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ብምጥሓላ ልዕሊ 100 ሰባት ሞይቶም ክኾኑ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ።
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ህይወት ኣብ ምድሓን ተዋፊሩ ዝር [...]
![ሃ/ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ኣብ ሓደ ግጥም 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ሃገራዊ ክብረ ወሰን ሴራ ሃ/ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ኣብ ሓደ ግጥም 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ሃገራዊ ክብረ ወሰን ሴራ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Nation-team-U15.png)
ሃ/ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ኣብ ሓደ ግጥም 6 ሸቶታት ብምምዝጋብ ሃገራዊ ክብረ ወሰን ሴራ
Radio Erena: 21 August 2019
ሃገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 15 ዓመት፣ ብ20 ነሓሰ ኣብ ስታድዮም ኣስመራ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘካየደቶ ናይ መጻረዩ ናይ ሴካፋ ግጥም፣ 6 ብ 0 ምዕዋታ፣ ዝበዝሐ ዝተመዝገ [...]
![ካብ ባሕሪ ድሒኖም፣ ን18 መዓልታት ትቕበሎም ሃገር ስኢኖም ዝጸንሑ 98 ስደተኛታት፣ ኣብ ላምፔዱሳ ክወርዱ’ዮም ካብ ባሕሪ ድሒኖም፣ ን18 መዓልታት ትቕበሎም ሃገር ስኢኖም ዝጸንሑ 98 ስደተኛታት፣ ኣብ ላምፔዱሳ ክወርዱ’ዮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Open-arms-2.png)
ካብ ባሕሪ ድሒኖም፣ ን18 መዓልታት ትቕበሎም ሃገር ስኢኖም ዝጸንሑ 98 ስደተኛታት፣ ኣብ ላምፔዱሳ ክወርዱ’ዮም
Radio Erena: 21 August 2019
ካብ ማእከላይ ባሕሪ ድሒኖም፣ ን18 መዓልታት ኣብ መርከብ ዝርከቡ 98 ስደተኛታት ትቕበሎም ሃገራት ስኢኖም ከምዝጸንሑ ኣብ ስጳኛ ዝመደበሩ ትካል ግብረ ሰናይ Open Arms ኣፍሊጡ። [...]
![ስዊዘርላንድ፣ ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ብ11% ጎዲሉ ስዊዘርላንድ፣ ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ብ11% ጎዲሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Swiss-migrations.png)
ስዊዘርላንድ፣ ብዝሒ ሓተቲ ዑቕባ ብ11% ጎዲሉ
Radio Erena: 21 August 2019
ኣብ ስዊዘርላንድ፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ፣ 3347 ሓተቲ ዑቕባ ከምዝተመዝገቡ ንክፍሊ ኢምግሬሽን እታ ሃገር ለ ኒውስ ሓቢሩ።
እዚ ብዝሒ'ዚ ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳ [...]
![ሽወደን፣ ንታሪኽ ህይወት ዳዊት ኢሳቕ እትድህስስ መጽሓፍ ተሓቲማ ሽወደን፣ ንታሪኽ ህይወት ዳዊት ኢሳቕ እትድህስስ መጽሓፍ ተሓቲማ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Dawit-Isack.png)
ሽወደን፣ ንታሪኽ ህይወት ዳዊት ኢሳቕ እትድህስስ መጽሓፍ ተሓቲማ
Radio Erena: 20 August 2019
ታሪኽ ህይወት ናይ ሓደ ካብቶም ኣብ ኤርትራ ን18 ዓመታት ተኣሲሮም ዘለዉ ጋዜጠኛታት ዝኾነ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ እትድህስስ መጽሓፍ፣ ብቋንቋ ሽወደን ተሓቲማ፣ ናብ ህዝቢ ተ [...]
![ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 335 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተታሒዞም ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 335 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተታሒዞም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/libyacoastguard.jpg)
ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 335 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ተታሒዞም
Radio Erena: 20 August 2019
ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 300 ስደተኛታት ካብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝሓዘ ገሊጹ።
ኣፈኛ 'ቲ ሓይሊ ባሕሪ ጀነራል ኣዩብ ቓስም፣ ንኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ብዝሃቦ [...]
![ጂቡቲ፣ ኣስመራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 15 ዓመት ዝቦኸረትሉ ምኽንያት “ፖለቲካዊ’ዩ” ተባሂሉ ጂቡቲ፣ ኣስመራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 15 ዓመት ዝቦኸረትሉ ምኽንያት “ፖለቲካዊ’ዩ” ተባሂሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/08/Djibouti-CECAFA.jpg)
ጂቡቲ፣ ኣስመራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 15 ዓመት ዝቦኸረትሉ ምኽንያት “ፖለቲካዊ’ዩ” ተባሂሉ
Radio Erena: 18 August 2019
ጂቡቲ፣ ካብ 16 ነሓሰ ኣትሒዙ፣ ኣብ ኣስመራ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ካብ ምስታፍ ቦኺራ።
እታ ሃገር፣ 11 ሃገራት ማእከላይን ምብራቕን ኣፍሪቃ ክሳተፍኦ ምዃነን ኣቐዲሙ ዝተሓ [...]