Category: ዜና ኤርትራ
![ስዊዘርላንድ፣ ናብ ዓዶም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ከተባብዕ’የ ትብል ስዊዘርላንድ፣ ናብ ዓዶም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ከተባብዕ’የ ትብል](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/Swiss-to-expell.png)
ስዊዘርላንድ፣ ናብ ዓዶም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ከተባብዕ’የ ትብል
Radio Erena: 13 September 2019
ስዊዘርላንድ፣ ናብ ሃገሮም ንዝምለሱ ኤርትራውያን ናይ መተባብዒ ሓገዛት ክትገብር ምዃና ገሊጻ።
ብፍቓዶም ናብ ሃገሮም ንዝመለሱ ወጻእተኛታት፣ ናይ ትምህርቲ ይኹን ካልእ መደባ [...]
![ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘስልጠነቶም ሚሊሻ የመን ናብ ደሴት ሶኮትራ ተዋፍር ከምዘላ ተገሊጹ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘስልጠነቶም ሚሊሻ የመን ናብ ደሴት ሶኮትራ ተዋፍር ከምዘላ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/socotramilitia.jpg)
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘስልጠነቶም ሚሊሻ የመን ናብ ደሴት ሶኮትራ ተዋፍር ከምዘላ ተገሊጹ
Radio Erena: 12 September 2019
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሰልጠነቶም ሚሊሻ የመን፣ ናብ ደሴት ሰኮትራ ተዋፍሮም ከምዘላ ተገሊጹ።
ሶኮትራ ፖስት፣ ንስለያዊ ምንጭታት እታ ደሴት ብምጥቃስ ብዘቕረቦ ዜና [...]
![ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 500 ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ክግዕዙ’ዮም ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 500 ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ክግዕዙ’ዮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/Libya-Rwanda.jpg)
ሊብያ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 500 ስደተኛታት ናብ ርዋንዳ ክግዕዙ’ዮም
Radio Erena: 11 September 2019
ርዋንዳ፣ ኣብ መዳጎኒ መዓስከራት ዝሳቐዩ ንዘለዉ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ክትቅበል ዘኽእላ መዘክር ትማሊ 10 መስከረም ከቲማ።
እቲ ኣብ መን [...]
![ኤርትራ፣ ብጽጸያ ሓበሬታ ቀዳመይቲ ኮይና ኤርትራ፣ ብጽጸያ ሓበሬታ ቀዳመይቲ ኮይና](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/CPJ.jpg)
ኤርትራ፣ ብጽጸያ ሓበሬታ ቀዳመይቲ ኮይና
Radio Erena: 10 September 2019
ኤርትራ፣ ብጽጸያ ሓበሬታ ወይ ሳንሱርሺፕ፣ ኣብ ዓለም ቀዳመይቲ ምዃና፣ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣብ ኒውዮርክ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል፣ [...]
![ዝበዝሑ ተጻወቲ ሃገራት ጋንታ ኤርትራ፣ ብዋሕስ ናብ ናሚብያ ምጋሾም ተገሊጹ ዝበዝሑ ተጻወቲ ሃገራት ጋንታ ኤርትራ፣ ብዋሕስ ናብ ናሚብያ ምጋሾም ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/hagerawitganta.jpg)
ዝበዝሑ ተጻወቲ ሃገራት ጋንታ ኤርትራ፣ ብዋሕስ ናብ ናሚብያ ምጋሾም ተገሊጹ
Radio Erena: 10 September 2019
ኣብ ገዛእ ሜዳኣ፣ ብናሚብያ 2 ብ1 ዝተሳዕረት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ሎሚ 10 መስከረም ኣብ ናሚብያ ናይ መልሲ ግጥም ከተካይድ'ያ።
እታ ሃገራዊት ጋንታ፣ ኣብቲ ኣ [...]
![ሕ/ሃ፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሸሞንተ ሃገራት ናይ 75 ሚልዮን ዶላር ህጹጽ ምወላ ክገብር’ዩ ሕ/ሃ፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሸሞንተ ሃገራት ናይ 75 ሚልዮን ዶላር ህጹጽ ምወላ ክገብር’ዩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/unaid.jpg)
ሕ/ሃ፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሸሞንተ ሃገራት ናይ 75 ሚልዮን ዶላር ህጹጽ ምወላ ክገብር’ዩ
Radio Erena: 10 September 2019
ሕቡራት ሃገራት፣ ኤርትራ ንእትርከበን ሸሞንተ ሃገራት፣ ናይ 75 ሚልዮን ዶላር ህጹጽ ምወላ ክገብር ምዃኑ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
ቤት ጽሕፈት ሕቡራት ሃገራት ኣብ ምውህሃድ [...]
![ካብ መራሕቲ ሃገራት ዓለም፣ ዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ብምጽንሑ ፕረዚደንት ኢሳይያስ 8ይ ደረጃ ሒዙ ካብ መራሕቲ ሃገራት ዓለም፣ ዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ብምጽንሑ ፕረዚደንት ኢሳይያስ 8ይ ደረጃ ሒዙ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/African-Dictators-2.png)
ካብ መራሕቲ ሃገራት ዓለም፣ ዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ብምጽንሑ ፕረዚደንት ኢሳይያስ 8ይ ደረጃ ሒዙ
Radio Erena: 09 September 2019
ኣብዚ እዋን'ዚ ካብ ዘለዉ መራሕቲ ሃገራት ዓለም፣ ንዝነውሐ ዓመታት ኣብ ስልጣን ብምጽንሑ፣ ፕረዚደንት ሃገረ ኤርትራ፣ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሻሙናይ ደረጃ ሒዙ።
መዝገብ ዕ [...]
![ኤርትራ፣ ኣብ ዓሰብ ዝተዓሸጋ መራክብ ኲናት ነዘርላንድስ ኣብ ጸገም ወዲቐን ኤርትራ፣ ኣብ ዓሰብ ዝተዓሸጋ መራክብ ኲናት ነዘርላንድስ ኣብ ጸገም ወዲቐን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/assabholland.jpg)
ኤርትራ፣ ኣብ ዓሰብ ዝተዓሸጋ መራክብ ኲናት ነዘርላንድስ ኣብ ጸገም ወዲቐን
Radio Erena: 08 September 2019
ኣብ ወደብ ዓሰብ ተዓሺገን ዘለዋ ክልተ መራኽብ ኲናት ነዘርላንድስ፣ ኣብ ኣጸጋሚ ኩነታት ከምዝርከባ ተገሊጹ።
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ነዘርላንድስ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ እተን ኣብ ስ [...]
![ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ጋዜጠኛ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ጋዜጠኛ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/KibreAb-Tesfamichael.png)
ኣብ ሞሮኮ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ጋዜጠኛ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል ፖለቲካዊ ዑቕባ ንምሕታት ተሪፉ
Radio Erena: 05 September 2019
ካብ 19 ክሳብ 31 ነሓሰ ኣብ ሞሮኮ፣ ከተማ ራባት፣ ኣብ ዝተኻየደ ግጥማት መላእ ኣፍሪቃ፣ ንኤርትራ ወኪሉ ዝተሳተፈ ጋዜጠኛ ክብርኣብ ተስፋሚካኤል፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብ ካልእ ሃ [...]
![“ኤርትራ፣ ኣብ ሜድኣ ዘርኣየቶ ትሑት ብቅዓትን ስዕረትን፣ ውጽኢት ናይቲ ንሓሙሽተ ዓመታት ካብ ዞባዊ ግጥማት ምብኳራ’ዩ” “ኤርትራ፣ ኣብ ሜድኣ ዘርኣየቶ ትሑት ብቅዓትን ስዕረትን፣ ውጽኢት ናይቲ ንሓሙሽተ ዓመታት ካብ ዞባዊ ግጥማት ምብኳራ’ዩ”](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2019/09/National-team.png)
“ኤርትራ፣ ኣብ ሜድኣ ዘርኣየቶ ትሑት ብቅዓትን ስዕረትን፣ ውጽኢት ናይቲ ንሓሙሽተ ዓመታት ካብ ዞባዊ ግጥማት ምብኳራ’ዩ”
Radio Erena: 05 September 2019
ብ4 መስከረም ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም 2 ብ1 ዝተሳዕረት ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ንሰሉስ 10 መስከረም ናይ መልሲ ግጥም ንምክያድ ሰንበት ናብ ናሚብያ ከተ [...]