Category: ዜና ኤርትራ

1 237 238 239 240 241 631 2390 / 6302
ከሰላ፣ ቀቢላዊ ምትፍናን ቤጃን ሃደንዳዋን ከምዘይሃድአ ተሓቢሩ

ከሰላ፣ ቀቢላዊ ምትፍናን ቤጃን ሃደንዳዋን ከምዘይሃድአ ተሓቢሩ

Radio Erena: 11 December 2019 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ከባቢ ከተማ ከሰላ፣ ኣብ መንጎ ቀቢላታት ቤጃን ሰራዊት መንግስትን ብዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ካብን ናብን እታ ከተማ ዘመላልስ ጎደናታት ንሓደ መዓልቲ ከምዝተዓጽወ ፓ [...]
ኢትዮጵያን ጅቡቲን፣ ብዛዕባ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ዝበጽሐኦ ስምምዕ ከምዘየለ ተገሊጹ

ኢትዮጵያን ጅቡቲን፣ ብዛዕባ ምቛም ሓይሊ ባሕሪ ዝበጽሐኦ ስምምዕ ከምዘየለ ተገሊጹ

Radio Erena: 11 December 2019 ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ወትሃደራዊ ምትሕግጋጽ ዘተኮረ ሓያሎ ስምምዓት ከምዝኸተማ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እዚ ዝተሓበረ፣ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ፣ ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰ [...]
ኤርትራውያን ነበርቲ ኦስሎ፣ ኣንጻር ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኤርትራውያን ነበርቲ ኦስሎ፣ ኣንጻር ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 11 December 2019 ኣብ ነርወይ ከተማ ኦስሎ ዝርከቡ ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ፣ "ሰላም ብግብሪ ደኣ ምበር'ምበር ብዘረባ ኣይትርከበን" ክብሉ፣ ኣንጻር ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰል [...]
ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ዘንጸላለወ ሓደጋ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ሕጂ’ውን ኣይተኣልየን

ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ዘንጸላለወ ሓደጋ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ሕጂ’ውን ኣይተኣልየን

Radio Erena: 10 December 2019 ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘንጸላለወ ሓደጋ ዕስለ ኣንበጣ፣ ጠቕሊሉ ከምዘይተኣልየ ውድብ መግብን ሕርሻን ኣጠንቁቑ። እቲ ውድብ ኣብ ዝዘርግሖ መጠንቀቕታ፣ ነ [...]
Growing Fins and Wings

Growing Fins and Wings

Radio Erena: 09 December 2019 ¨Djibouti to host Ethiopia´s navy¨ under this controversial title Muluken Yewondwossen reported to the Ethiopian [...]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

ሱዳንን ቀጠርን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ኣካይደን

Radio Erena: 09 December 2019 ቀጠርን ሱዳንን፣ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ምክያደን ሚኒስትሪ ምክልኻል ቀጠር ኣፍሊጡ። እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ምብራቕ ሱዳን ዝተኻየደ ሓባራዊ ወትሃ [...]
ሱዳን፣ ኣብ የመን ዝርከብ ልዕሊ 10 ሽሕ ሰራዊታ ክትስሕብ ምዃና ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ኣብ የመን ዝርከብ ልዕሊ 10 ሽሕ ሰራዊታ ክትስሕብ ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 09 December 2019 ሱዳን ኣብ የመን ዝርከብ ልዕሊ 10 ሽሕ ሰራዊታ ክትስሕብ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ዓብደላ ሓምዶክ ኣፍሊጡ። ንሱ ብዝሃቦ ሓበሬታ መሰረት፣ ዝበዝሐ ክፋል ሰራዊት ሱዳ [...]
እስራኤል፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዝካየድ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ሳዕቤን ምትፍናን ፖለቲካን ኣውራጃን ምዃኑ ተሓቢሩ

እስራኤል፣ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ዝካየድ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ሳዕቤን ምትፍናን ፖለቲካን ኣውራጃን ምዃኑ ተሓቢሩ

Radio Erena: 08 December 2019 እስራኤል፣ ኤርትራውያን ንሓድሕዶም ዘካይድዎ ዘለዉ ብኻራን ካልእን ምጥቕቓዕ፣ ሳዕቤን ናይቲ እናሳዕረረ ዝመጽእ ዘሎ ብፖለቲካን ኣውራጃን ናይ ምትፍናኖም መስርሕ'ዩ ክብሉ ሬድዮ ኤረ [...]
ፈረንሳ ንሊብያ ክትህቦ ዝመደበት ጀላቡ ሓለዋ ገምጋም ባሕሪ ሰሪዛ

ፈረንሳ ንሊብያ ክትህቦ ዝመደበት ጀላቡ ሓለዋ ገምጋም ባሕሪ ሰሪዛ

Radio Erena: 08 December 2019 ፈረንሳ ንሰበስልጣን ሊብያ ክትህቦ መዲባ ዝነበረት ንሓለዋ ባሕሪ ዘገልግላ ጀላቡ፣ ከምዝሰረዘቶ ኣፍሊጣ። ሸሞንተ ኣህጉራውያን ተጣበቕቲ መሰላት ብሓባር ኣብ ልዕሊ ፈረንሳ ክሲ [...]
ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ክሓድሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ግዝያዊ መዕቆቢታት ትወስድ

ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ክሓድሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ግዝያዊ መዕቆቢታት ትወስድ

Radio Erena: 06 December 2019 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ፓሪስን ካልእ ከተማታት ቴንዳታት ብምዝርጋሕ ክቅመጡ ንዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ናብ ዝተፈላለየ ግዝያዊ መዕቆቢታት ይወስዶ [...]
1 237 238 239 240 241 631 2390 / 6302