Category: ዜና ኤርትራ
![ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘጋጠሞም ዘሎ ናይ ምዝገባ መሰናኽል ይቕጽል ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘጋጠሞም ዘሎ ናይ ምዝገባ መሰናኽል ይቕጽል](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/01/Eritreans-in-Ethiopia-IOM.png)
ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ ዘጋጠሞም ዘሎ ናይ ምዝገባ መሰናኽል ይቕጽል
Radio Erena: 11 February 2020
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ንኤርትራውያን ብጥሙር ዝወሃበ ዝነበረ ዑቕባ፣ ኣብዚ እዋን'ዚ በብውልቂ ምጽራይ እናተገብረሉ ክቕጽል ምዃኑ ምስ ትካል ኣህጉራዊ ምሕበር ስደተኛታት ቅርበት ዘለዎም ወ [...]
![The Silent Guns and Roadblocks The Silent Guns and Roadblocks](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/AU-33-650x360.png)
The Silent Guns and Roadblocks
Radio Erena: 11 February 2020
Fifty-five nations’ leaders are gathering in Addis Ababa for the 33rd African Union summit. The theme of the summ [...]
![ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ UNHCR ዝተመዝገቡ 2420 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣለዉ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ UNHCR ዝተመዝገቡ 2420 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣለዉ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/South-Sudan-650x390.png)
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ UNHCR ዝተመዝገቡ 2420 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣለዉ
Radio Erena: 11 February 2020
ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ዝተመዝገቡ 2420 ኤርትራውያን ስደተኛታት ከምዘለዉ ጸብጻብ UNHCR ጠቒሱ።
እቲ ክሳብ 31 ጥሪ 2 [...]
![ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ የመን ንዝተሰሓበ ሰራዊታ ወትሃደራዊ ኣቀባበላ ጌራ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ የመን ንዝተሰሓበ ሰራዊታ ወትሃደራዊ ኣቀባበላ ጌራ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/UAE-Yemen-650x344.png)
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ የመን ንዝተሰሓበ ሰራዊታ ወትሃደራዊ ኣቀባበላ ጌራ
Radio Erena: 11 February 2020
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ 2015 ኣትሕዙ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሰሊፉ ናብ የመን ዝወፈረ ሰራዊታ፣ በብቁሪብ ምስሓብ ካብ እትጅምር ኣስታት ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ።
ሕቡራት ኢማ [...]
![ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ኡጋንዳ ኣስፋሕፊሑ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ኡጋንዳ ኣስፋሕፊሑ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/Locust-400x243.png)
ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ኡጋንዳ ኣስፋሕፊሑ
Radio Erena: 11 February 2020
ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣጋጢሙ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ካብ ሃገር ናብ ሃገር እናስፋሕፈሐ ናብ ኡጋንዳ በጺሑ።
እቲ ካብ ኬንያ ሰጊሩ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ ዘሎ ወራር ዕስ [...]
![ስዑዲ፣ ኢቓማ ዘይብሎም ዜጋታት ኤርትራ ካብታ ሃገር እንተወጺኦም ዝኾነ መቕጻዕቲ ከምዘይትብይነሎም ኣፍሊጣ ስዑዲ፣ ኢቓማ ዘይብሎም ዜጋታት ኤርትራ ካብታ ሃገር እንተወጺኦም ዝኾነ መቕጻዕቲ ከምዘይትብይነሎም ኣፍሊጣ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/Iqama-Saudi-400x243.jpg)
ስዑዲ፣ ኢቓማ ዘይብሎም ዜጋታት ኤርትራ ካብታ ሃገር እንተወጺኦም ዝኾነ መቕጻዕቲ ከምዘይትብይነሎም ኣፍሊጣ
Radio Erena: 10 February 2020
ስዑዲ ዓረብ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ (ኢቓማ) ዘይብሎም ይኹኑ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓዶም ካብ ዝወድቕ ነዊሕ ዓመታት ዝገበረ ኤርትራውያን፣ ኣብዘን ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ናብ ሃገሮም ክምለሱ [...]
![ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሕ/ሃ ክዋፈር ጠለብ ኣቕሪባ ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሕ/ሃ ክዋፈር ጠለብ ኣቕሪባ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/Sudan-UN-400x261.jpg)
ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ዞባ ምብራቕ ሱዳን ዓቃብ ሰላም ሕ/ሃ ክዋፈር ጠለብ ኣቕሪባ
Radio Erena: 10 February 2020
መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ምብራቕ ሱዳን ዝርከቦ ሓያሎ ዞባታት፣ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ክዋፈር ወግዓዊ ጠለብ ከምዘቅረበ መግለጺ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተ [...]
![መንደፈራ፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ መንእሰያት ብጥይት ተቐቲሉ መንደፈራ፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ መንእሰያት ብጥይት ተቐቲሉ](https://radioerena.wpengine.com/wp-content/uploads/2020/02/Shewit-Yacob-650x380.png)
መንደፈራ፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ መንእሰያት ብጥይት ተቐቲሉ
Radio Erena: 09 February 2020
ኣብ መንደፈራ፣ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ብ4 ለካቲት፣ ካብ ግፋ ክሃድም ዝፈተነ ወዲ 26 ዓመት መንእሰያት ብዝተተኮሰሉ ብጥይት ተቐቲሉ።
እቲ ወዲ ስዉእ ተጋዳላይ ምዃኑ ዝተገልጸ መንእ [...]
![ሰሙናዊ ፍጻሜታት: ቀዳም 08 ለካቲት 2020 ሰሙናዊ ፍጻሜታት: ቀዳም 08 ለካቲት 2020](https://img.youtube.com/vi/qEYTsZA3QZs/hqdefault.jpg)
ሰሙናዊ ፍጻሜታት: ቀዳም 08 ለካቲት 2020
Radio Erena: 09 February 2020
https://www.youtube.com/watch?v=qEYTsZA3QZs [...]
ጉዳይ ኣብ መሓዩር ዝርከቡ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታት ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ቀሪቡ
Radio Erena: 09 February 2020
ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ በብመድረኹ ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ እዋን፣ ንጉዳይ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ይስሃቕን ኣብ ቀይዲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ጋዜጠኛታትን ዝምልከት ቀሪቡ።
ኣብ ኮሚሽን ሰብ [...]