Category: ዜና ኤርትራ
![ኤርትራን ዚምባብዌን፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ህዝባዊ ጽምብል መዓልቲ ናጽነተን ከካይዳ ዘይክኣላ ክልተ ሃገራት ኣፍሪቃ ኤርትራን ዚምባብዌን፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ህዝባዊ ጽምብል መዓልቲ ናጽነተን ከካይዳ ዘይክኣላ ክልተ ሃገራት ኣፍሪቃ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/may-24.jpg)
ኤርትራን ዚምባብዌን፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ፣ ህዝባዊ ጽምብል መዓልቲ ናጽነተን ከካይዳ ዘይክኣላ ክልተ ሃገራት ኣፍሪቃ
Radio Erena: 25 May 2020
ንዝሓለፈ 28 ዓመታት፣ መዓልዊ ናጽነት ኤርትራ፣ ብድሙቕ ህዝባዊ ጽምብል ክብዓል ምጽንሑ ዝፍለጥ'ዩ።
ትማሊ 24 ግንቦት ዝወዐለ መበል 29 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ግና፣ ብሰንኪ ለበዳ [...]
![24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/may-24.jpg)
24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር
Radio Erena: 24 May 2020
24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻኢን ብዝርከቡ ኤርትራውያን ብዝተፈላለየ ኣገባባት ትኽበር ኣላ።
ኣብዚ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ዝተፈላለየ ደምበታት ተ [...]
![ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ፤ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ይዛዝም ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ፤ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ይዛዝም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/danakali.jpg)
ኩባንያ ዕደና ዳናካሊ፤ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ይዛዝም
Radio Erena: 24 May 2020
ኣብ ኤርትራ ዕደናዊ ንጥፈታት ዘካይድ ዘሎ ዳናካሊ፣ ካልኣይ ገጽ ምድላዋቱ ኣብ ምዝዛም ከምዝርከብ ተገሊጹ።
እቲ ኣውስትራልያዊ ትካል ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ እዚ ካልኣይ ገጽ ኣብ ወርሒ ሰነ [...]
![“ኤርትራ፣ ካብ 800 ሰባት ንላዕሊ ክሕዝ ዘይግብኦ ዓዲ ኣቤቶ ልዕሊ 2500 እሱራት ተጨቓጪቖም ኣለዉ።” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል “ኤርትራ፣ ካብ 800 ሰባት ንላዕሊ ክሕዝ ዘይግብኦ ዓዲ ኣቤቶ ልዕሊ 2500 እሱራት ተጨቓጪቖም ኣለዉ።” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/Amnest-Eritrea.jpg)
“ኤርትራ፣ ካብ 800 ሰባት ንላዕሊ ክሕዝ ዘይግብኦ ዓዲ ኣቤቶ ልዕሊ 2500 እሱራት ተጨቓጪቖም ኣለዉ።” ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል
Radio Erena: 21 May 2020
ኣብ ዓዲ ኣቤቶ፣ ማይ ስርዋን ዓላን ኣብ ዝርከብ ኣብያተ ማእሰርቲ፣ እሱራት ብዘይእኹል ማይን ጥዕናዊ ውሕስነትን፣ ብሕማቕ ተታሒዞም ከምዘለዉ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሎሚ 21 ግንቦት ኣብ [...]
![ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ተገሊጹ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/refugee_camp_eth.jpg)
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ተገሊጹ
Radio Erena: 21 May 2020
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከራት ስደተኛታት፣ ክሳብ እዚ እዋን'ዚ ካብ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ናጻ ምህላወን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣስታት [...]
![ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሓስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ለጊሳ ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሓስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ለጊሳ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/Locust.png)
ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሓስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሓገዝ ለጊሳ
Radio Erena: 19 May 2020
ጀርመን፣ ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ንዝተሃስዩ ሓረስቶት ኤርትራ ዝውዕል ናይ ኣስታት 1.5 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ሰብኣዊ ሓገዝ ምብርካታ ኤምባሲ እታ ሃገር ካብ ኣስመራ ኣፍሊጡ።
እቲ ብመ [...]
![ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶባትን ጸጥታን ዘተኮረ ናይ ክልተ መዓልታት ምምኽኻር ኣካይደን ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶባትን ጸጥታን ዘተኮረ ናይ ክልተ መዓልታት ምምኽኻር ኣካይደን](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/Ethiop-Sudan.jpg)
ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጉዳይ ዶባትን ጸጥታን ዘተኮረ ናይ ክልተ መዓልታት ምምኽኻር ኣካይደን
Radio Erena: 18 May 2020
ብቀዳማይ ሚኒስተራት ዝተመርሐ፣ ርክብ ላዕለዎት ኣካላት መንግስቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ።
እቲ ካብ 15 ክሳብ 17 ግንቦት፣ ንክልተ መዓልታት ዝቐጸለ ርክብ ላዕ [...]
![ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ዝኣተወ ጂቡታዊ ፓይሎት ብግዴታ ናብ ዓዱ መሊሳ ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ዝኣተወ ጂቡታዊ ፓይሎት ብግዴታ ናብ ዓዱ መሊሳ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/Djibouti-airforce-Pilot.jpg)
ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ዝኣተወ ጂቡታዊ ፓይሎት ብግዴታ ናብ ዓዱ መሊሳ
Radio Erena: 17 May 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ዑቕባ ንምሕታት ናብታ ሃገር ንዝኣተወ ፓይሎት ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ብግዴት ናብ ዓዱ መሊስዎ።
እቲ ፎኣድ ዮሱፍ ዓሊ ዝተባህለ ኣባል ሓይሊ ኣየር ጂቡቲ፣ ብፕረዚደን [...]
![ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/RSF-sudan-2.jpg)
ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ
Radio Erena: 17 May 2020
ልዕሊ 350 ኣባላት ናይቲ ብመሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዝምራሕ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ከባቢ ሳዋ ዓስኪሩ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ሊብያ ኦብዘርቨር ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ሕቡራት ኢማ [...]
![ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት፣ 700 ሽሕ ክታበት ናብ ኤርትራ ልኢኹ ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት፣ 700 ሽሕ ክታበት ናብ ኤርትራ ልኢኹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/UNICEF-Eritrea.jpg)
ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት፣ 700 ሽሕ ክታበት ናብ ኤርትራ ልኢኹ
Radio Erena: 14 May 2020
ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት (UNICEF)፣ ልዕሊ 700 ሽሕ ክታበት ናብ ኤርትር ከምዝልኣኸ ኣፍሊጡ።
እቲ ትካል፣ ብ13 ግንቦት ብትዊተር ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፣ ኣህጉራዊ በረራታት [...]