Category: ዜና ኤርትራ
![ኣብ ዞባታት ሰሜናዊን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ፣ ግራውቶም ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዐ ስድራቤታት ሓገዝ ይጽበዩ ኣብ ዞባታት ሰሜናዊን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ፣ ግራውቶም ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዐ ስድራቤታት ሓገዝ ይጽበዩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/denkel.jpg)
ኣብ ዞባታት ሰሜናዊን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራ፣ ግራውቶም ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዐ ስድራቤታት ሓገዝ ይጽበዩ
Radio Erena: 04 June 2020
ኣብ ኤርትራ፣ በብእዋኑ ኣብ ዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ብዝያዳ ዝተሃስየ ዞባታት ኤርትራ፣ ሰሜናውን ደቡባውን ቀይሕ ባሕሪ'ዩ።
ኣብዚ ብተደጋጋሚ ዝተራእየ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ብዙሕ [...]
![ደሃዮም ዝጠፍአ ሰለስተ ባሕረኛታት ቱርኪ፣ ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ክህልዉ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ ደሃዮም ዝጠፍአ ሰለስተ ባሕረኛታት ቱርኪ፣ ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ክህልዉ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Turkish-Sailors-3.png)
ደሃዮም ዝጠፍአ ሰለስተ ባሕረኛታት ቱርኪ፣ ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ክህልዉ ከምዝኽእሉ ተገሊጹ
Radio Erena: 02 June 2020
ንክሊ ማያት ዓለምና ኣብ ምዛር ዝነበሩ ሰለስተ ባሕረኛታት ቱርኪ፣ ደሃዮም ዝጠፍኣሉ ናይ መወዳእታ ቦታ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኤርትራ ምዃኑ ተሓቢሩ።
እቶም ደሃዮም ካብ ዝጠፍአ ወርሒን [...]
![ኤርትራ ዘይብሉ ናጻ ናይ ንግዲ ከባቢ ኣፍሪቃ (AfCFTA)፣ ኣብ ግብሪ እንተውዒሉ፣ ድሕሪ ኮረና ቫይረስ፣ ቁጠባ ንምሕዋይ ክሕዝግ ይኽእል’ዩ ተባሂሉ ኤርትራ ዘይብሉ ናጻ ናይ ንግዲ ከባቢ ኣፍሪቃ (AfCFTA)፣ ኣብ ግብሪ እንተውዒሉ፣ ድሕሪ ኮረና ቫይረስ፣ ቁጠባ ንምሕዋይ ክሕዝግ ይኽእል’ዩ ተባሂሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/AfCFTA-2.jpg)
ኤርትራ ዘይብሉ ናጻ ናይ ንግዲ ከባቢ ኣፍሪቃ (AfCFTA)፣ ኣብ ግብሪ እንተውዒሉ፣ ድሕሪ ኮረና ቫይረስ፣ ቁጠባ ንምሕዋይ ክሕዝግ ይኽእል’ዩ ተባሂሉ
Radio Erena: 02 June 2020
ኣህጉር ኣፍሪቃ ናጻ ናይ ንግዲ ከባቢ (African Continental Free Trade Area - AfCFTA) ድሕሪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዝህሉ ቁጠባዊ ሕውየት ክሕግዝ ናብ ትግባረ ክ [...]
![ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርራን ሱዳንን ዝገለለ ናይ 105 ሚልዮን ኤውሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ኣበርኪቱ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርራን ሱዳንን ዝገለለ ናይ 105 ሚልዮን ኤውሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ኣበርኪቱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/06/Janez-EU.jpg)
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ንኤርራን ሱዳንን ዝገለለ ናይ 105 ሚልዮን ኤውሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ንቀርኒ ኣፍሪቃ ኣበርኪቱ
Radio Erena: 02 June 2020
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ብሰንኪ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንዘጋጠመ ናይ መነባብሮ ጸገማት ንምፍታሕ፣ ንኣርባዕተ ሃገራት ቀርኒ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ 105.5 ሚልዮን ኤውሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣበርኪቱ።
[...]
![ፈረንሳ ኣብ ግሪኽ ካብ ዝርከቡ ስደተኛታት ን750 ሰባት ዑቕባ ክትህብ’ያ ፈረንሳ ኣብ ግሪኽ ካብ ዝርከቡ ስደተኛታት ን750 ሰባት ዑቕባ ክትህብ’ያ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/sidetenatatgreece.jpg)
ፈረንሳ ኣብ ግሪኽ ካብ ዝርከቡ ስደተኛታት ን750 ሰባት ዑቕባ ክትህብ’ያ
Radio Erena: 31 May 2020
ፈረንሳ ኣብ ግሪኽ ካብ ዝርከቡ ስደተኛታት ን750 ሰባት ዑቕባ ክትህብ ምዃና ኣፍሊጣ።
ቤት ጽሕፈት ሚኒስተር ጉዳይ ስደተኛታት ግሪኽ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ፈረንሳን [...]
![ኣየርላንድ፣ ንኤርትራውያን ቆልዑ ንምሕጋዝ ዝውዕል ኣስታት 1 ሚልዮን ኤውሮ ለጊሳ ኣየርላንድ፣ ንኤርትራውያን ቆልዑ ንምሕጋዝ ዝውዕል ኣስታት 1 ሚልዮን ኤውሮ ለጊሳ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/UNICEF.jpg)
ኣየርላንድ፣ ንኤርትራውያን ቆልዑ ንምሕጋዝ ዝውዕል ኣስታት 1 ሚልዮን ኤውሮ ለጊሳ
Radio Erena: 29 May 2020
መንግስቲ ኣየረላንድ፣ ኤርትራውያን ቆልዑ ንምሕጋዝ ዝውዕል ኣስታት 1 ሚልዮን ኤውሮ ከምዝለገሰ ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት (UNICEF) ኣፍሊጡ።
እቲ ሓገዝ፣ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት [...]
![ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዳግማይ ወራር ከካይድ ምዃኑ FAO ኣጠንቂቑ ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዳግማይ ወራር ከካይድ ምዃኑ FAO ኣጠንቂቑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/grasshopper-1.jpg)
ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዳግማይ ወራር ከካይድ ምዃኑ FAO ኣጠንቂቑ
Radio Erena: 27 May 2020
ብናይ በረኻ ዝፍለጥ ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሰነ፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዳግማይ ወራር ከካይድ ተገሚቱ ከምዘሎ ውድብ መግብን ሕርሻን (FAO) ኣጠንቂቑ።
ብመሰረት እቲ ውድብ [...]
![ቻይና፣ ንሓያሎ መራሒ ሃገራት ኣፍሪቃ ትስሊ ኣላ ተባሂላ ቻይና፣ ንሓያሎ መራሒ ሃገራት ኣፍሪቃ ትስሊ ኣላ ተባሂላ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/africa.jpg)
ቻይና፣ ንሓያሎ መራሒ ሃገራት ኣፍሪቃ ትስሊ ኣላ ተባሂላ
Radio Erena: 27 May 2020
ሄሪቴጅ ፋውንዴሽን ዝተባሃለ መጽናዕታዊ ትካል ኣብ ዘቕረቦ መርመራዊ ጸብጻብ፣ ቻይና ንሓያሎ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምእትስልዮም ኣቓሊዑ።
ቻይና፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት [...]
![ኮሮናቫይርረስ፣ ንብዝሒ ተጠቃምነት ኢንተርነት ብልዕሊ 35% ከምዘዕበዮ ተገሊጹ ኮሮናቫይርረስ፣ ንብዝሒ ተጠቃምነት ኢንተርነት ብልዕሊ 35% ከምዘዕበዮ ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/Internet.jpg)
ኮሮናቫይርረስ፣ ንብዝሒ ተጠቃምነት ኢንተርነት ብልዕሊ 35% ከምዘዕበዮ ተገሊጹ
Radio Erena: 26 May 2020
ንለበዳ ኮራና ቫይረስን ስዒቡ ድሕሪ ዝወጸ ኣዋጃት ውሸባን ምዕጻው ኣብ ኣባይትን፣ ህዝቢ ናብ ማዕከናት ዜና ዝጸንሖ ኣተኩሮ ብዝልዓለ ናህሩ'ዩ ወሲኹ።
ከም ቲቪን ሬድዮን ዝኣመሰለ ሜድ [...]
![25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ 25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/05/Africa-Day.png)
25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ
Radio Erena: 26 May 2020
25 ግንቦት መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ ተዘኪሩ።
እዚ ንመበል 57 ዓመቱ ዝዝከር ዘሎ፣ መዓልቲ ኣህጉር ኣፍሪቃ፣ ለበዳ ኮረና ቫይረስ ንምክልኻል ዝተጀመረ ጻዕሪ ነሐይል ብዝብል ኣርእስቲ' [...]