Category: ዜና ኤርትራ

1 204 205 206 207 208 636 2060 / 6360
ጀርመን፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን፣ ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ተረኺቦም

ጀርመን፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን፣ ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ተረኺቦም

Radio Erena: 15 October 2020 ኣብ ጀርመን፣ ከባቢ ከተማ ሄሊገንሮስ፣ ሸሞንተ ኤርትራውያን ኣብ ናይ ጽዕነት መኪና ተዓብዒቦም ከምዝተረኽቡ ፖሊስ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቶም ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም፣ ኤርትራውያን ምዃኖም [...]
ናይ ሎሚ 14 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣-

ናይ ሎሚ 14 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣-

Radio Erena 14 October 2020 https://www.youtube.com/watch?v=8ffHWalBG3A&feature=emb_title [...]
ራድዮ ኤረና፣ ብAfrica Media Development Foundation (AMDF) ዝወሃብ ናይ 2020  ናይ ትብዓት ጋዜጠኝነት ተዓዋታ

ራድዮ ኤረና፣ ብAfrica Media Development Foundation (AMDF) ዝወሃብ ናይ 2020 ናይ ትብዓት ጋዜጠኝነት ተዓዋታ

Radio Erena: 13 October 2020 ራድዮ ኤረና፣ ብAfrica Media Development Foundation (AMDF) ዝወሃብ ናይ 2020 ናይ ትብዓት ጋዜጠኝነት ተዓዋቲት ኮይና። እዚ ኣብ ናይጀርያ ዝመደበሩ ዘ [...]
ን19 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት፣ ተባዕ ጋዜጠኛ 2020 ናይ ፔን ፒንተር ተባሂሉ

ን19 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት፣ ተባዕ ጋዜጠኛ 2020 ናይ ፔን ፒንተር ተባሂሉ

Radio Erena: 13 October 2020 ን19 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከብ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኣስራት፣ ተባዕ ጋዜጠኛ 2020 ናይ ፔን ፒንተር ብሪጣንያ ተረቑሑ። ጸሓፊ፣ ገጣሚን ጋዜጠኛን ኣማኑኤል ኣስራት፣ [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 13 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣-

ናይ ሎሚ ሰሉስ 13 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና፣-

Rado Erena: 13 October 2020 https://www.youtube.com/watch?v=9n0816FiJvo&feature=emb_title [...]
ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዘለዋ ሕማቕ ኣተሓሕዛ ወቒሱ

ፓርላማ ሕብረት ኤውሮጳ፣ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዘለዋ ሕማቕ ኣተሓሕዛ ወቒሱ

Radio Erena: 12 October 2020 ስዑዲ ዓረብ፣ ብምኽንያት ለበዳ ኮረና ቫይረስ ድሕሪ ዝኣወጀቶ ኣዋጅ ምዕጻው፣ ልዕሊ 16 ሽሕ ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ኣብ ሓደ መኽዘን ጸፋጺፋ ሒዛቶም ከምዘላ ክቃላሕ ጸኒሑ'ዩ። [...]
ኣብ ልዕሊ ኔቭሰን፣ ኩባንያ ቢሻ ተመስሪቱ ዝጸንሐ ክሲ ብሽምግልና ተዛዚሙ

ኣብ ልዕሊ ኔቭሰን፣ ኩባንያ ቢሻ ተመስሪቱ ዝጸንሐ ክሲ ብሽምግልና ተዛዚሙ

Radio Erena: 11 October 2020 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት ነበር፣ ኣብ ልዕሊ ናይ ካናዳ ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን መስሪቶሞ ዝጸንሑ ክሲ፣ ኣብ መንጎ ክልቲኦም ወገናት ብዝተበጽሐ ሽምግልና (Settlemen [...]
ኤርትራን ሲሸልስን እተን እንኮ ብኮረና ቫይረስ ሞት ዘይመዝገባ ሃገራት ኣፍሪቃ

ኤርትራን ሲሸልስን እተን እንኮ ብኮረና ቫይረስ ሞት ዘይመዝገባ ሃገራት ኣፍሪቃ

Radio Erena: 11 October 2020 ኣብ 55 ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ክሳብ 10 ጥቅምቲ ኣብ ዝነበረ ግዜ ልዕሊ 1.55 ሚልዮን ሰባት ብኮረና ቫይረስ ከምዝተለኽፉ ጸብጻብ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣመልኪቱ። እቶም 1.29 ሚል [...]
1 204 205 206 207 208 636 2060 / 6360