Category: ዜና ኤርትራ
The diplomatic pitfall
Radio Erena: 27 October 2020
Eritrea is famous for avoiding committal statements on the situation of individual and mass prisoners of conscience. [...]
ናይ ሎሚ ሰሉስ 27 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 27 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=10aqeaQzh2s&feature=emb_title [...]
ኣብ ጂሮ ዲ ኢጣልያ ክሳተፍ ዝቐነየ ኣማኑኤል ገብረግዚኣብሄር፣ ንኤርትራ 8 ነጥቢ ኣብ ዩ.ሲ.ኣይ ኣመዝጊቡላ
Radio Erena: 27 October 2020
ንደቡባ ኣፍሪቃዊት ክለብ ኒፖን ቴሌግራፍ ኤንድ ቴሌኮም (NTT) ወኪሉ ኣብ መበል 103 ጂሮ ዲ ኢጣልያ ክሳተፍ ዝቐነየ ኤርትራዊ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር፡ ንኤርትራ፣ ኣብ ኣህጉራ [...]
ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ንዝስጎጉ ሓተቲ ዑቕባ ንኽትቅበል ኣብ ስምምዕ በጺሓ ተባሂሉ
Radio Erena: 25 October 2020
ሱዳንን እስራኤልን፣ ብመንጎኝነት ፕረዚደንት ትራምፕ፣ ወግዓዎ ዝምድና ከምዝመስረታ ድሕሪ ምግላጹ፣ ሓደ ካብቲ ብቀዳምነት ኣብ ስምምዕ ክበጽሓሉ ዝኽእላ ነጥብታት፣ ጉዳይ እቶም ኣብ እ [...]
ኣብ ኤርትራ ዕደናዊ ንጥፈታት ዘካዪድ ዘሎ ኩባንያ ዳናካሊ ንሽልማት ተሓጽዩ
Radio Erena: 25 October 2020
ኣፍሪካ ማዕድንን ጸዓትን ዝተባህለ ኣውስትራልያዊ ጉጅለ፣ ኣብ ኤርትራ ዕደናዊ ንጥፈታት ንዘካዪድ ዘሎ ኩባንያ ዳናካሊ ንሽልማት ሓጽዩዎ።
እቲ ጉጅለ፣ ናይ 2020 ዓመተ ምህረት፣ ጸለው [...]
ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ብሃንደበታዊ ሕማም ሞይቱ
Radio Erena: 25 October 2020
ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳን ኣብ ኤርትራ፣ ብሃንደበት ሓሚሙ ድሕሪ ምውዳቑ፣ ብኡ ንብኡ ከምዝሞተ ማዕከናት ዜና ኬንያ ሓቢረን።
ኣምባሳደር ማይክል ንያንግ፣ ስድራቤቱ ክበጽሕ ንኬንያ ኣብ ዝ [...]
“ግብጺ፣ ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ዲጋ ከተዕንዎ ትኽእል’ያ።” ፕረዚደንት ትራምፕ
Radio Erena: 21 October 2020
ግብጺ፣ ኢትዮጵያ ንእትሃንጾ ዘላ ዲጋ ከተዕንዎ ከምእትኽእል፣ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ገሊጹ።
እቲ ፕረዚደንት ንምምስራት ዝምድና እስራኤልን ሱዳንን ብዝምልከት ምስ መራሕቲ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 23 ጥቅምቲ 2020 ፈነወና
Radio Erena: 23 October 2020
https://www.youtube.com/watch?v=nQwbZj-ZAm0&feature=emb_title
[...]
ሽወደን፣ ብጉዳይ ዳዊት ኢሳቕ፣ ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ክሲ ተመስሪቱ
Radio Erena: 21 October 2020
ኣብ ሽወደን፣ ብዛዕባ ሃለዋት ዳዊት ኢሳቕ ብዝምልከት፣ ኣብ ልዕሊ ሓያሎ ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ክሲ ተምስሪቱ።
እቲ ሎሚ 21 ጥቅምቲ ዝተመስረተ ክሲ፣ ሰበ ስልጣን መንግ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢታት ሽዕብ፣ ወቒሮ፣ ኣስማጥ መሂመትን ከርከበትን ኣንበጣ ተራእዩ
Radio Erena: 21 October 2020
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኤርትራ ዕስለ ኣንበጣ ከምዝተራእየ ተሓቢሩ።
ብወገን ኢትዮጵያ ዝሰገረ ዕስለ ኣንበጣ፣ ኣብ ሓደ ሓደ ከባቢታት ዞባ ደቡብ ከምዝተራእየ ክ [...]