Category: ዜና ኤርትራ
![መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ብናጻ ኣካል ክጻረ ከምዘይደሊ ገሊጹ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ብናጻ ኣካል ክጻረ ከምዘይደሊ ገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/ethio_soldiers.jpg)
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት ብናጻ ኣካል ክጻረ ከምዘይደሊ ገሊጹ
Radio Erena: 10 December 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወልዐ ኵናት፣ ብናጻ ኣካል ክጻረ ድሌት ከምዘይብሉ ገሊጹ።
ኣፈኛ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ሬድዋን ሓሰን፣ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፣ እቲ መንግስቲ፣ [...]
![መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብምጥያስ ናብ ካናዳን ካልኦት ሃገራትን ዝተበገሱ ኤርትራውያን ስደተኛታት መውጽኢ ቪዛ ከልኪሉ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብምጥያስ ናብ ካናዳን ካልኦት ሃገራትን ዝተበገሱ ኤርትራውያን ስደተኛታት መውጽኢ ቪዛ ከልኪሉ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/IOM-Addis-Abeba.png)
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብምጥያስ ናብ ካናዳን ካልኦት ሃገራትን ዝተበገሱ ኤርትራውያን ስደተኛታት መውጽኢ ቪዛ ከልኪሉ
Radio Erena: 09 December 2020
ብትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራትን ብውልቂን ናብ ዝተፈላለየ ሃገራት ክጣየሱ ጉዳዮም ተወዲኡ፣ በረራ ጥራይ ክጽበዩ ዝጸንሑ 10ታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ መውጽኢ ቪ [...]
![Women’s Voices Must Be Heard: The Hidden Lives of Female Refugees in Libya Women’s Voices Must Be Heard: The Hidden Lives of Female Refugees in Libya](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/women-in-Libya-1.png)
Women’s Voices Must Be Heard: The Hidden Lives of Female Refugees in Libya
Radio Erena: 09 December 2020
Despite women making up an estimated 10 percent of the refugees and migrants in Libya, their voices are frequentl [...]
![መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ሕግን ጸጥታን ብዝቐልጠፈ ከስፍን ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ሕግን ጸጥታን ብዝቐልጠፈ ከስፍን ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/tigray.jpg)
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ሕግን ጸጥታን ብዝቐልጠፈ ከስፍን ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ
Radio Erena: 09 December 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ትግራይ፣ ሕግን ጸጥታን ብዝቐልጠፈ ከስፍህን ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣንቶንዮ ጉተረሽ ጸዊዑ።
እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ብ7 ታሕሳስ ኣብ ዘመሓላለፎ [...]
![The Stretch to the Breaking Point The Stretch to the Breaking Point](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/War-in-Tigray.png)
The Stretch to the Breaking Point
Radio Erena: 08 December 2020
On the 4th of December, the Arabic program of Radio Erena presented a comprehensive program on the impacts of the [...]
![ናይ ሎሚ ሰሉስ 08 ታሕሳስ ፈነወ ራድዮ ኤረና ናይ ሎሚ ሰሉስ 08 ታሕሳስ ፈነወ ራድዮ ኤረና](https://img.youtube.com/vi/7o4BwvvppKo/hqdefault.jpg)
ናይ ሎሚ ሰሉስ 08 ታሕሳስ ፈነወ ራድዮ ኤረና
Radio Erena: 08 December 2020
https://www.youtube.com/watch?v=7o4BwvvppKo&feature=emb_title [...]
![ኣብ ሆስፒታላት ኤርትራ ክእለዩ ዝጸንሑ ተወሰኽቲ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ብኣውቶቡሳትን ነፈርትን ናብ ዓዶም ተፋንዮም ኣብ ሆስፒታላት ኤርትራ ክእለዩ ዝጸንሑ ተወሰኽቲ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ብኣውቶቡሳትን ነፈርትን ናብ ዓዶም ተፋንዮም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/Ethiopian-soldiers.png)
ኣብ ሆስፒታላት ኤርትራ ክእለዩ ዝጸንሑ ተወሰኽቲ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ብኣውቶቡሳትን ነፈርትን ናብ ዓዶም ተፋንዮም
Radio Erena: 08 December 2020
ኣብ ሆስፒታላት ኤርትራ ክእለዩ ዝጸንሑ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ዝተወግኡ ተወሰኽቲ ወትሃደራት ኢትዮጵያ ብኣውቶቡሳትን ነፈርቲን ናብ ዓዶም ተፋንዮም።
ኣብ ሆስፒታላት ተሰነይን ባረ [...]
![UN Negotiates the Use of Eritrean Ports for humanitarian aid in Tigray UN Negotiates the Use of Eritrean Ports for humanitarian aid in Tigray](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/massawa.jpg)
UN Negotiates the Use of Eritrean Ports for humanitarian aid in Tigray
Radio Erena: 07 December 2020
Diplomatic sources confirmed to Radio Erena the current negotiations between the United Nations and Eritrea for u [...]
![ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ክልል ትግራይ ዝልእኮ ሰብኣዊ ሓገዛት ወደባት ኤርትራ ክጥቀም ከምዝኽእል ተገሊጹ ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ክልል ትግራይ ዝልእኮ ሰብኣዊ ሓገዛት ወደባት ኤርትራ ክጥቀም ከምዝኽእል ተገሊጹ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/massawa.jpg)
ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ክልል ትግራይ ዝልእኮ ሰብኣዊ ሓገዛት ወደባት ኤርትራ ክጥቀም ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 07 December 2020
ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ክልል ትግራይ ዝልእኮ ሰብኣዊ ሓገዛት ወደባት ኤርትራ ንኽጥቀም ኣብ ምዝርራብ ከምዘሎ ዲፕሎማስያውያን ምንጭታት ንራድዮ ኤረና ሓቢሮም።
እቲ ኣህጉራዊ ትካ [...]
![ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት 26 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣመንቲ መሰኻኽር ጂሆቫ ተፈቲሖም ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት 26 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣመንቲ መሰኻኽር ጂሆቫ ተፈቲሖም](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/128772680_10221326176258371_3371696539193243646_n.jpg)
ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት 26 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣመንቲ መሰኻኽር ጂሆቫ ተፈቲሖም
Radio Erena: 07 December 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ንኣስታት 26 ዓመታት ብዘይሕጋዊ ኣገባብን መስርሕ ፍርዲን ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣስታት 28 ኣመንቲ መሰኻኽር ጂሆቫ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ተፈቲሑም።
እቶም ብዘይካ እምነቶ [...]