Category: ዜና ኤርትራ
![ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ማእሰርትን ንብረት ምዝማትን ገና ይቕጽል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ማእሰርትን ንብረት ምዝማትን ገና ይቕጽል](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/ethiopia.jpg)
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርድ ዘሎ ማእሰርትን ንብረት ምዝማትን ገና ይቕጽል
Radio Erena: 27 December 2020
ኣብ ትግራይ መዓስከር ስደተኛታት ዝርከቡ ኤርትራውያን ብኣባላት ጸጥታ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን መንነቶም ዘይተፈጡ ዕጡቓትን፣ ዝወርዶም ዘሎ ማእሰርትን ንብረት ምዝማትን ገና ይቕጽል [...]
![ኣብ ሽረን ከባቢኡን፣ ኣብ ዝቖመ ሓያሎ ናይ ተፍትሽ ኬላታት፣ ብናይ ኤርትራ ኣሃዱታት ይሕሎ ኣሎ ኣብ ሽረን ከባቢኡን፣ ኣብ ዝቖመ ሓያሎ ናይ ተፍትሽ ኬላታት፣ ብናይ ኤርትራ ኣሃዱታት ይሕሎ ኣሎ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/Shire.png)
ኣብ ሽረን ከባቢኡን፣ ኣብ ዝቖመ ሓያሎ ናይ ተፍትሽ ኬላታት፣ ብናይ ኤርትራ ኣሃዱታት ይሕሎ ኣሎ
Radio Erena: 23 December 2020
ኣብ ትግራይ፣ ሽረን ከባቢኡን ኣብ ዝቖመ ሓያሎ ናይ ተፍትሽ ኬላታት፣ ብናይ ኤርትራ ኣሃዱታት ይሕሎ ከምዘሎ ምንጭታት ኤረና ካብቲ ከባቢ ኣረጋጊጾም።
ሰራዊት ኢትዮጵያ ብወገኑ [...]
![The Silent Tension The Silent Tension](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/Sudan-Ethio-Border.png)
The Silent Tension
Radio Erena: 22 December 2020
Barely can the Horn of Africa escape from a tension to plunge, head-on, into another. Last week, Sudan armed forc [...]
![ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፣ “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020” ተዓዊት ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፣ “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020” ተዓዊት](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/Bi.png)
ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ፣ “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020” ተዓዊት
Radio Erena: December 2020
ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ክለብ ኒፖ ዴልኮ ዋን ፕሮቪንስ፣ ቢንያም ግርማይ፣ “ብሉጽ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2020” ተሰይሙ።
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሕዳር፣ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ፣ ቢንያም ግ [...]
![ኣስመራ፣ ህዝባዊ መጓዓዝያ ብብሽክለታን ካሮሳን ይትካእ ኣሎ ኣስመራ፣ ህዝባዊ መጓዓዝያ ብብሽክለታን ካሮሳን ይትካእ ኣሎ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/feres.jpg)
ኣስመራ፣ ህዝባዊ መጓዓዝያ ብብሽክለታን ካሮሳን ይትካእ ኣሎ
Radio Erena: 21 December 2020
ኣብ ኣስመራ፣ ኮረና ቫይረስ ንምግታእ ብዝብል፣ ንኣስታት ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣገልግሎት ህዝባዊ መጓዓዝያን ታክስን ደው ምባሉ፣ ህዝቢ ብሽክለታ፣ ካሮሳን ዓረብያን'ዩ ዝጥቀም ዘሎ።
[...]
![ኢጋድ፡ ሓሙሽተ መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝተሳተፍዎ ፍሉይ ዋዕላ ኣካይዱ ኢጋድ፡ ሓሙሽተ መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝተሳተፍዎ ፍሉይ ዋዕላ ኣካይዱ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/IGAD-leaders.jpg)
ኢጋድ፡ ሓሙሽተ መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝተሳተፍዎ ፍሉይ ዋዕላ ኣካይዱ
Radio Erena: 20 December 2020
ኢጋድ፡ መራሕቲ ጂቡቲ፤ ኢትዮጵያ፤ ሱዳን፤ ሶማልን ኬንያን ዝተሳተፍዎ መበል 38 ፍሉይ ዋዕላ ኣካይዱ።
እቲ ሎሚ ሰንበት 20 ታሕሳስ፡ ኣብ ጂቡቲ ዝተኻየደ ፍሉይ ዋዕላ፤ ኣብ [...]
![ስዊዘርላንድ፣ ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ንዘይተቐበለቶም ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ክትመልስ ምድላዋት ትገብር ስዊዘርላንድ፣ ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ንዘይተቐበለቶም ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ክትመልስ ምድላዋት ትገብር](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/eri_swis.jpg)
ስዊዘርላንድ፣ ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ንዘይተቐበለቶም ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ክትመልስ ምድላዋት ትገብር
ፈደራላዊ መንግስቲ ስዊዘርላንድ፣ ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ንዘይተቐበሎም ኤርትራውያን፣ ናብ ዓዶም ክመልስ ምድላዋት ይገብር ከምዘሎ ገሊጹ።
ቤት ፍርዲ’ቲ ምምሕዳር ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ናይ 3,400 ስደተኛታት ናይ ዑቕባ ሕቶ ድሕሪ ምምርማር [...]
![ኤርትራ ኣብ እትርከበን 10 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን የመንን፣ 48 ሚልዮን ህዝቢ፣ ብሰንኪ ኣንበጣ፣ ስእነት መግቢ ኣንጸላልዩዎ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 10 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን የመንን፣ 48 ሚልዮን ህዝቢ፣ ብሰንኪ ኣንበጣ፣ ስእነት መግቢ ኣንጸላልዩዎ](https://radioerena.wpenginepowered.com/wp-content/uploads/2020/12/Desert-Locust.png)
ኤርትራ ኣብ እትርከበን 10 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን የመንን፣ 48 ሚልዮን ህዝቢ፣ ብሰንኪ ኣንበጣ፣ ስእነት መግቢ ኣንጸላልዩዎ
Radio Erena: 18 December 2020
ኤርትራ፣ ኣብ እትርከበን 10 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃን የመንን፣ ወራር ዕስለ ኣንበጣ እብ ኣእካልን ዘራእትን ብስንኪ ዘውርዶ ዘሎ ጉድኣት፣ 48 ሚልዮን ህዝቢ ከቢድ ስእነት መግቢ [...]