Category: ዜና ኤርትራ

1 183 184 185 186 187 635 1850 / 6341
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ልዕሊ 100 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ሰጕጓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ልዕሊ 100 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ሰጕጓ

Radio Erena: 11 February 2021 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ኣስታት 100 ኤርትራውያን ናብ ኤርትራ ከምዝሰጎጎት ተሓቢሩ። እቶም ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ብመርከብ ባጽዕ ዝኣተዉ ኤርትራውያን፣ መብዛሕቶ [...]
Ethiopia Shuts Down Two Eritrean Refugee Camps

Ethiopia Shuts Down Two Eritrean Refugee Camps

Radio Erena: 10 February 2021 In a press conference in Addis Ababa, on Feb.9, Mr. Tesfahoney Gobzay, the director of the Ethiopian Agency for R [...]
Facing the woes of Vulnerability

Facing the woes of Vulnerability

Radio Erena: 09 February 2021 As if they have jumped from a frying pan to a hellfire, the Eritrean refugees in Tigray face a horrific humanitar [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዝጸንሑ መዓስከራት ሽመልባን ሕጻጽን ክዓጽዎ ምዃኑ ኣፍሊጡ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዝጸንሑ መዓስከራት ሽመልባን ሕጻጽን ክዓጽዎ ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 09 February 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ዝጸንሑ መዓስራት ሽመልባን ሕጻጽን ክዓጽዎ ከምዝወሰነ፣ ሓላፊ ክፍሊ ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስትን ኢትዮጵያ (ARRA)፣ [...]
ብውሕዱ 9 ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ክሳተፉ’ዮም

ብውሕዱ 9 ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብዚ ዓመት’ዚ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ክሳተፉ’ዮም

Radio Erena: 09 February 2021 ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት፣ ምስ ዝተፈላለያ ዓበይቲ ክለባት ዓለምና ዝተሓቝፉ ትሽዓተ ኤርትራውያን ፕሮፌሽናል ተቐዳደምቲ ብሽክለታ፣ ኣብ ኣህጉራዊ ውድድራት ክሳተፉ'ዮም። ንኣስ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራ ካብ ትግራይ ሰራዊታ ክትስሕብ ብኣመሪካ ንዝቐረበ ጻውዒት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ

ሕብረት ኤውሮጳ፣ ኤርትራ ካብ ትግራይ ሰራዊታ ክትስሕብ ብኣመሪካ ንዝቐረበ ጻውዒት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 09 February 2021 ኤርትራ ካብ ትግራይ ሰራዊታ ክትስሕብ ብኣመሪካ ንዝቐረበ ጻውዒት ከምዝድግፍ ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ኣብ ኩነታት ትግራይ ኣመልኪቱ ኣብ ዝዘር [...]
ኤርትራ፣ ብእምነቶም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 60 ሰባት ተፈቲሖም

ኤርትራ፣ ብእምነቶም ተኣሲሮም ዝጸንሑ ልዕሊ 60 ሰባት ተፈቲሖም

Radio Erena: 08 February 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ልዕሊ 60ኣመንቲ ክርስትና ጴንጠቆስጣል ካብ ማእሰርቲ ከምዝተፈትሑ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ኣረጋጊጾም። እቶም ዝበዝሑ ደቂተባዕትዮ ዝርከብኦም [...]
ግብጺ፣ ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ብቕጽበት ክፍትሑ ጸዊዓ

ግብጺ፣ ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ብቕጽበት ክፍትሑ ጸዊዓ

Radio Erena: 07 February 2021 ግብጺ፣ ሃለዋት’ቶም ኤርትራ ቀዪዳቶም ዘላ ገፈፍቲ ዓሳ ዜጋታታ ከምዘሻቐላን ብቕጽበት ክፍትሑን ጸዊዓ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ ምስ ኤርትራዊ መዘንኡ ኣቶ ዑስማ [...]
1 183 184 185 186 187 635 1850 / 6341