Category: ዜና ኤርትራ
ኤርትራ፣ ንዓመታት ልሙድ ኮይኑ ዘሎ ጸልማትን ግፋን ይቕጽል ኣሎ
Radio Erena: 22 August 2022
ኣብ ኤርትራ፣ ንዝሓለፈ ኣስታት 20 ዓመታት ልሙድ ተርእዮ ኮይኑ ዘሎ ጸልማትን ግፋን ኣብዚ እዋን'ዚ'ውን ይቕጽል ኣሎ።
ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታትን ገጠራ [...]
ብህግደፍ ዝተወደበ ፈስቲቫላት ከቢድ ብድሆታት ይገጥሞ’ሎ
Radio Erena: 21 August 2022
ብስርዓት ህግደፍ ተወዲቡ ዓመታዊ ክካየድ ዝጸንሐ ፈስቲቫላት ኤውሮጳን ኣመሪካን ካብ ደለይቲ ለውጢ ከቢድ ተቓውሞታት ይገጥሞ ኣሎ።
ብፍላይ ኣብ ኤውሮጳ፣ ሽወደን፣ ነዘርላንድስ፣ ጀርመንን ክ [...]
ጉጅለ ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ ልፍንቲ ሃገራዊ ምርድዳእ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 19 August 2022
ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት፣ ኣብ ኤርትራ ዘተ ከየካይድ፣ ብመንግስቲ ሱዳን ዝተኸልከለ፣ ጉጅለ ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን፣ ኣብ ልፍንቲ ሃገራዊ ምርድዳእ ከምዘይሳተፍ ኣፍሊጡ።
እቲ ካብ ብሄ [...]
‘ ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ፣ ንሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ ሸልል ዝበሎ፣ ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበቱ’ዩ።’ ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም
Radio Erena: 18 August 2022
ኣህጉራዊ ማሕበረሰብ፣ ንሰብኣዊ ቅልውላው ትግራይ ሸልል ዝብሎ ዘሎ፣ ብሰንኪ ሕብሪ ቆርበቱ 'ዩ ክብል ዳይረክተር ውድብ ጥዕና ዓለም፣ ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ገሊጹ።
ዶ/ር ቴድሮስ [...]
ኣብ ዶብ ሱዳንን ሊብያን፣ ናይ 20 ስደተኛታት ሬሳ ተረኺቡ
Radio Erena: 18 August 2022
ኣብ ሓለዋ ዶባት ሱዳንን ሊብያን ዝተዋፈረ ልፍንታዊ ሓይሊ ክልቲኤን ሃገራት፣ ናይ 20 ስደተኛታት ሬሳ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።
እቲ ናይ ልፍንቲ ሓይሊ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ኣብ ክል [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ተኸሲቱ ንዘሎ ጥሜት ዝውዕል 23 ሽሕ ቶን እኽሊ ዝጸዓነት መረክብ ካብ ዩክሬይን ተበጊሳ
Radio Erena: 16 August 2022
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ኵናትን ደርቂን ተኸሲቱ ንዘሎ ከቢድ ናይ ጥሜት ሓደጋ ንምምካት ዝዓለመ ምዃኑ ዝተሓበረ፣ ኣስታት 23 ሽሕ ቶን ናይ ረዲኤት እኽሊ ዝጸዓነት መርከብ፣ ብ16 ነሓ [...]
ኣዲስ ኣበባ፣ ዝበዝሐ ገበናት፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ብዝኣተዉ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት’ዩ ዝፍጸም ዘሎ ክብል መንግስቲ ወቒሱ
Radio Erena: 16 August 2022
ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን፣ ዝበዝሐ ገበናት፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ብዝኣተዉ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት'ዩ ዝፍጸም ዘሎ ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ።
ኣገልግ [...]
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ካብ ሓሙስ 18 ክሳብ ሰንበት 28 ነሓሰ ኣብ ዝካየድ ቅድድም ብሽክለታ Tour de l’Avenir ንምውድዳር ናብ ፈረንሳ ኣቕኒዓ
Radio Erena: 16 August 2022
ድሕሪ ጽባሕ ሓሙስ 18 ነሓሰ ተኸፊቱ ክሳብ 28 ነሓሰ ዝቕጽል፡ መበል 58 ውድድር Tour de l'Avenir እትወዳደር ሃገራዊት ጋንታ ቅድድም ብሽክለታ ኤርትራ፡ ናብ ፈረንሳ ኣቕኒ [...]
ኣልሸባብ መጥቃዕታቱ የሐይል፣ ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ወትሃደራት ሶማል ጸጥታ ሃገሮም ንምውሓስ ክምለሱ ዘይክኣልሉ ኣዛራቢ ኮይኑ ይቕጽል
Radio Erena: 15 August 2022
ኣልሸባብ፣ ኣብ ማእከላይን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳውብ ዞባታትን ሶማል፣ መጥቃዕታት ኣብ ምክያድ ኣብ ዝርከቡ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 3 ዓመታት ዓስኪሮም ዘለዉ ኣሽሓት ወትሃደ [...]
ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ንሓንቲ ካብ ናይ ንግዲ መራኽባ፣ ካብ ቅርሰና ባሕሪ ከምዘድሓነት ገሊጻ
Radio Erena: 14 August 2022
ኢራን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ዘለዋ ህላዌ ኣብ እተስፍሓሉ ዘላ እዋን፣ ንሓንቲ ካብ ናይ ንግዲ መራኽባ፣ ካብ ቅርሰና ባሕሪ ከምዘድሓነት ገሊጻ።
ምኽትል ኣዛዚ ባሕርያ ኢራን፣ ኣድሚራል ሙስጦፋ ታጀዲ [...]