Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 52 53 54 55 56 385 540 / 3849
ሊብያን ቱኒዝያን፣ ኣብ ዶባተን ተዓጊቶም ንዘለዉ ስደተኛታት ክቕበላ ከምዝተሰማምዓ ተገሊጹ

ሊብያን ቱኒዝያን፣ ኣብ ዶባተን ተዓጊቶም ንዘለዉ ስደተኛታት ክቕበላ ከምዝተሰማምዓ ተገሊጹ

Radio Erena: Wednesday, 16 August 2023 ንሊብያን ቱኒዝያን ኣብ ዘራኸብ ከባቢታት ራስ ጃዲር ተዓጊቶም ንዘለዉ ኣማኢት ስደተኛታት ንምዕቛብ ክልትኤን ሃገራት ኣብ ስምምዕ ከምዝበጽሓ ተገሊጹ። እቲ ብ15 [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋና ኣምባሳደር ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፍልስጤም መዚዛ

ስዑዲ ዓረብ፣ ንመጀመርያ እዋና ኣምባሳደር ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፍልስጤም መዚዛ

Radio Erena: Wednesday, 16 August 2023 ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት'ያ ዝብሃለላ ዘሎ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፍልስጤም ናይ መጀመርያ እዋን ኣምባሳደር መዚዛ። ተንቀሳቓሲ ኣምባሳደር ስዑ [...]
ጂቡቲን ሩስያን ኣብ መንጎአን ክህሉ ብዛዕባ ዝኽእል ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን

ጂቡቲን ሩስያን ኣብ መንጎአን ክህሉ ብዛዕባ ዝኽእል ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ዘትየን

Radio Erena: Wednesday, 16 August 2023 ሩስያ፣ ምስ ጁቡቲ ብዛዕባ ክህልዋ ዝኽእል ወትሃደራዊ ምትሕግጋዝ ብምትኳር ዘተ ከምዘካየደት ኣፍሊጣ። ምክትል ሚኒስተር ሩስያ፣ ልዩተናትን ጀነራል ኣሌክሳንደር ፎ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብጀነራል ሐሚቲ ንዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን  ተዕጥቕ ኣላ ንዝብል ጸብጻብ ነጺጋ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብጀነራል ሐሚቲ ንዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ተዕጥቕ ኣላ ንዝብል ጸብጻብ ነጺጋ

Radio Erena: Tuesday, 15 August 2023 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ብጀነራል ሓምዳን ዳጋሎ ንዝምርሑ ፈጣን ሓይልታት ሱዳን ኣጽዋር ተዕጥቕ ኣላ ንዝብል ጸብጻብ ነጺጋ። ብደረጃ ዓለም ልዑል ተነባብነት ዘለዋ ዎ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተኻየደ ናይ ድሮን ደብዳብ 10ታት ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዝተኻየደ ናይ ድሮን ደብዳብ 10ታት ሰለማውያን ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ

Radio Erena: Tuesday, 15 August 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ኣብ እትርከብ ከተማ ፍኖተ ሰላም ብዝተኻየድ ናይ ድሮን ደብዳብ 10ታት ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ። ኣብቲ ብ13 ነሓሰ ዝተኻየደ [...]
እስራኤል፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ንምድሓን፣ ‘ናይ ኣይሁድ መበቆል ዘለዎም’ ኣስታት 200 ኢትዮጵያውያን ኣውጺኣ

እስራኤል፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ንምድሓን፣ ‘ናይ ኣይሁድ መበቆል ዘለዎም’ ኣስታት 200 ኢትዮጵያውያን ኣውጺኣ

Radio Erena: Monday, 14 August 2023 እስራኤል፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ዝካየድ ዘሎ ግጭት ንምድሓኖም፣ ናይ ኣይሁድ መበቆል ኣለዎም ዝተባህሉ ኣስታት 200 ኢትዮጵያውያን ከምዘውጽአት ኣፍሊጣ። ሚኒስትሪ [...]
ኣመሪካን ጂቡቲን፣ ኣብ ጸጥታን ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን

ኣመሪካን ጂቡቲን፣ ኣብ ጸጥታን ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን

Radio Erena: Monday, 14 August 2023 ኣመሪካን ጂቡቲን፣ ኣብ ጸጥታን ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ተመያይጠን። ጸሓፊ ክፍሊ ምክልኻል ኣመሪካ፣ ኦስቲን፣ ምስ ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ኣ [...]
ካብን ናብን ሞቓድሾ-ናይሮቢ ናይ ነፋሪት ኣገልግሎት ክጅመር እዩ

ካብን ናብን ሞቓድሾ-ናይሮቢ ናይ ነፋሪት ኣገልግሎት ክጅመር እዩ

Radio Erena: Sunday, 13 August 2023 ኬንያን ሶማልን ካብን ናብን ሞቓድሾ ናይሮቢ ናይ ነፋሪት ኣገልግሎት ንምሃብ ተሳማሚዐን። ሚኒስተር ትራንስፖርት ኬንያ ኪፕቹምባ ሙርኮመን፤ ምስ ሶማላዊት መዘንኡ ፋርዶውዛ ዑ [...]
ግብጺ፤ ናብ ዩክሬይን ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትልእኽ፤ ብኣመሪካ ዝቐረበላ ጠለብ ነጺጋ

ግብጺ፤ ናብ ዩክሬይን ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትልእኽ፤ ብኣመሪካ ዝቐረበላ ጠለብ ነጺጋ

Radio Erena: Sunday, 13 August 2023 ግብጺ፤ ናብ ዩክሬይን ወተሃደራዊ ኣጽዋር ክትልእኽ፤ ብሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝቐረበላ ጠለብ፤ ከምዘይተቐበለቶ ተገሊጹ። ሰበስልጣን ግብጺ ብዓርቢ 11 ነሓሰ ንዎል ስትሪ [...]
ባንክ ዓለም ንኡጋንዳ ዝህቦ ምወላ ደው ኣቢሉ

ባንክ ዓለም ንኡጋንዳ ዝህቦ ምወላ ደው ኣቢሉ

Radio Erena: Friday, 11 August 2023 ባንክ ዓለም፣ ንኡጋንዳ ዝህቦ ዝነበረ ምወላ ደው ከብሎ ከምዝወሰነ ተገሊጹ። ሮይተርስ ብዘቕርቦ ጸብጻብ መሰረት፣ እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካል፣ ንኡጋንዳ ዝህቦ ዝነ [...]
1 52 53 54 55 56 385 540 / 3849