Category: ኣህጉራዊ ዜና
ፓሪስ፣ ኣብ ሊብያ ንዝፍጸም ዘሎ መሸጣ ስደተኛታት ንምቅዋም፣ ኣብ ቀጽሪ ኤምባሲ ሊብያ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 21 November 2017 ኣብ ሊብያ ንዝፍጸም ዘሎ መሸጣ ስደተኛታት ንምቅዋም፣ ኣብ ፓሪስ ኣብ ዝርከብ ቀጽሪ ኤምባሲ ሊብያ ሰልፊ ተኻይዱ። እቲ ብቀዳም 18 ሕዳር ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ፣ ብተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት [...]
ኣብ ናይሮቢ ብዝተኻየደ ግጭት ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ተቐቲሎም
Radio Erena: 19 November 2017 ኣብ ኬንያ ከተማ ናይሮቢ ኣብ መንጎ ደገፍቲ ራይላ ኦዲንጋን ፖሊስን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሑዱ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣሶሼትድ ፕረስ ካብታ ከተማ ሓቢሩ። እቲ ብዓርቢ 17 ሕዳር ዝተኻየደ [...]
ህዝቢ ዚምባብወ፣ ነቲ ብሰራዊት’ታ ሃገር ዝተወስደ ስጉምቲ ንምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ
Radio Erena: 19 November 2017 ብኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ዚምባብወ፣ ነቲ ብሓይልታት ምክልኻል’ታ ሃገር ዝተወስደ ስጉምቲ ንምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዱ። ኣብቲ ብዕለት 18 ሕዳር ኣብ ርእሰ ከተማ ሃራረን ካልኦት ከተማታትን [...]
ቀጠር፣ ኣብ ሱዳን፣ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ወደብ ክትሃንጽ’ያ
Radio Erena: 17 November 2017 ንግስነት ቀጠር፣ ኣብ ዞባ ቀይሕ ባሕሪ ብዕብየቱ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ዝስራዕ ወደብ ኣብ ሱዳን ክትሃንጽ ምዃና ተሓቢሩ። ሚኒስተር መጓዓዝያ ሱዳን ዋማኪ ዓዋድ ብዛዕባ'ዚ ኣመልኪቱ ኣብ ዝሃቦ [...]
ንፕረዚደንት ሙጋበ ካብ ስልጣን ዝኣለየ ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ናይ ልፍንቲ መንግስቲ ክምስርት ከምዝኽእል ይግለጽ ኣሎ
Radio Erena: 17 November 2017 ንፕረዚደንት ሙጋበ ዝኣለየ ሰራዊት ዚምባብዌ፣ ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ሰልፊ ዛኑ ፒኤፍን ተቓወምቲ ሰልፍታትን ብሓባር ዘቖምዎ መንግስቲ ክቐውም ክፈቅድ ከምዝኽእል ይግለጽ ኣሎ። እዚ ዝግለጽ ዘሎ [...]
ብሪጣንያ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ልምምድ ሰራዊት ሃገራት ም. ኣፍሪቃ ክትሳተፍ’ያ
Radio Erena: 16 November 2017 ብሪጣንያ፣ ኣብዚ ወርሒ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ሓባራዊ ልምምድ ፍሉይ ሓይሊ ሰራዊት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ክትሳተፍ ምዃና ኣፍሊጣ። ብሪጣንያ ነዚ ተፍልጥ ዘላ፣ ኣብቲ ሓባራዊ ልምምድ ዝውዕል [...]
ሚልሻ ሰራዊት ሱዳን፣ ንሓደ ካብ መራሕቲ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሓይልታት ዳርፉር ከምዝማረኸ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 12 November 2017 ኣሃዱ ሚልሻ ሰራዊት ሱዳን፣ ንሓደ ካብ መራሕቲ ዕጡቓት ተቓወምቲ ሓይልታት ዳርፉር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ። እቲ ኣቐድም ኣቢሉ ብጃንጃዊድ ዝፍለጥ ዝነበረ ዕጡቕ ሓይሊ፣ ምስ ሰራዊ [...]
ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ኣብ ብሩንዲ ተፈጺሙ ንዝተባህለ ገበን ክምርመር ወሲኑ
Radio Erena: 12 November 2017 ኣብ ብሩንዲ ተፈጺሙ ንዝተባህለ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት ክምርመር ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ንዘቕረቦ ጠለብ፣ መንግስቲ ብሩንዲ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፍርዲ ኣብ ዘሕለፎ ውሳኔ፣ [...]
ዩጋንዳ ኣብ ሶማል ዝዋፈሩ ተወሰኽቲ 5 ሽሕ ወተሃደራት ከተዋፍር ጠሊባ
Radio Erena: 12 November 2017 ዩጋንዳ ኣብ ሶማል ዝዋፈር ተወሳኺ 5 ሽሕ ወተሃደራት ዝሓቖፈ ሓይሊ ክትልእኽ ድልውቲ ከምዘላ ኣፍሊጣ። ወሃብ ቃል ሰራዊት ዩጋንዳ ሪቻርድ ካረሚረ ንሺን ሁዋ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ብዘይካ’ቲ ምስ [...]
ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ኣስታት ሓደ ሽሕ ሰራዊት ካብ ሶማል ክስሕብ’ዩ
Radio Erena: 10 November 2017 ኣስታት ሓደ ሽሕ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ሕብረት ኣፍሪቃ፣ ክሳብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ ሶማል ክስሕብ ምዃኑ ተሓቢሩ። ፍሉይ ልኡኽ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ጉዳይ [...]