Category: ኣህጉራዊ ዜና
የመን: ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዝተጠቐዐ ህዝቢ ዘገልግል ሓገዝ ብህጹጽ ክለኣኽ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 20 August 2021
ኣብ የመን ኣጋጢሙ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላው ንዝተጠቐዐ ህዝቢ ዘገልግል ሓገዝ ብህጹጽ ክለኣኽ ጻውዒት ቀሪቡ።
ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ የመን ቲም ለንደርኪን፣ ንጋዜጠ [...]

ቱርኪ፣ ቅልውላው ኢትዮጵያ ሰላማዊ ምፍታሕ ንምርካብ ናይ ሽምግልና ቃል ኣትያ
Radio Erena: 19 August 2021
ፕረዚደንት ቱርኪ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕ ኣለዎ ኢሉ ከምዝኣምን ገሊጹ።
ጣይብ ኤርዶዋን ኣብታ ሃገር ዑደት ምስ ዘካየደ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ [...]
ግብጺ፣ ንሶማል ኩሉ ዓይነት ሓገዛት ከተበርክት ድልውቲ ከምዘላ ኣፍሊጣ
Radio Erena: 19 August 2021
ግብጺ፣ ንሶማል ኩሉ ዓይነት ሓገዛት ከተበርክት ድልውቲ ከምዘላ ኣፍሊጣ።
እዚ ዝተገልጸ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል መሓመድ ሑሴን ሮብለ፣ ኣብ ካይሮ ወዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣብ ዘካየደሉ ምዃኑ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ትግራይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዝውዕል ሓገዝ ልኢኻ
Radio Erena: 18 August 2021
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ትግራይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዝውዕል ሓገዝ ልኢኻ።
ኣገልግሎት ዜና ኢማራት ብዘውጸኦ ሓበሬታ መሰረት፣ እታ ሃገር ምስ ዓለማዊ ውድብ መግቢ (WFP) ብምትሕ [...]
‘ሱዳን ኣብ ኣልፋሽጋ ተሪፉዋ ዘሎ መሬት ብሓይሊ ከተምልሶ ክትግደድ እያ’፡ ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን
Radio Erena: 18 August 2021
ሱዳን ኣብ ኣልፋሽጋ ተሪፉዋ ዘሎ መሬት ብሓይሊ ከተምልሶ ክትግደድ እያ ክብል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን ገሊጹ።
ላዕለዎት ሰበስልጣን ቆንስል መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን ዝተረኽቡሉ መበል 67 [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ክነጥፋ ዝጸንሓ 11 በርጌሳውያን ማሕበራት መርመራ ይካየደለን
Radio Erena: 18 August 2021
ኣብ ኢትዮጵያ ክነጥፋ ዝጸንሓ 11 በርጌሳውያን ማሕበራት መርመራ ይካየደለን ምህላዉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ።
ማሕበረሰብ ዘይመንግስታውያን ማሕበራት ነዚ ዘፍለጠ፣ ናይ ዝመጽእ [...]
‘ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሶማል ናይ ዝተቐትሉ ሰላማውያን ሰባት ሓላፍነት ዝወስድ፣ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ እዩ’ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሶማል
Radio Erena: 18 August 2021
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ሶማል ናይ ዝተቐትሉ ሰላማውያን ሰባት ሓላፍነት ዝወስድ፣ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ እዩ፣ ክብል ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሶማል ከሲሱ።
ዝሓለፈ ሰሙን ዓቃብ ሰ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ዘተ ሰላም ክጅምር፣ ካብ ምዕራባውያን ሃገራት ከቢድ ጸቕጢ ይግበረሉ ከምዘሎ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ገሊጹ
Radio Erena: 17 August 2021
ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ምስ ሓይልታት ትግራይ ዘተ ሰላም ክጅምር፣ ካብ ምዕራባውያን ሃገራት ከቢድ ጸቕጢ ይግበረሉ ከምዘሎ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር’ታ ሃገር ገሊጹ።
ብመሰረት መንግስታዊ ማዕከ [...]

ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክርከብ’ዩ።
Radio Erena: 17 August 2021
ፕረዚደንት ሱዳን ነበር ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበነኛታት ክርከብ’ዩ፣ ክብላ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣቃሊሐን።
ኣልበሽር ኣብ ዳርፉር ፈጺሙዎ ብዝበሃል ገበናት ኣንጻ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጋሊኮማ (ዓፋር) ንዝተኻየደ ህልቂት ሰላማውያን ሰባት ብዝምልከት ንዘውጸኦ መግለጺ ተቓዊሞም
Radio Erena: 16 August 2021
ሓይልታት ትግራይ፣ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጋሊኮማ (ዓፋር) ንዝተኻየደ ህልቂት ሰላማውያን ሰባት ብዝምልከት ንዘውጸኦ መግለጺ ዘለዎም ተቓውሞ ገሊጾም።
ካብ ቤት ጽሕፈት ዩኒሴፍ ሄንሪየታ ፎ [...]