Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 182 183 184 185 186 386 1840 / 3855
ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ክለኣኽ ዝጸንሐ ክታበት ጸረ ኮቪድ19፣ ደው ኢሉ

ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ክለኣኽ ዝጸንሐ ክታበት ጸረ ኮቪድ19፣ ደው ኢሉ

Radio Erena: 05 September 2021 ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ክለኣኽ ዝጸንሐ ክታበት ጸረ ኮቪድ19፣ ደው ከምዝበለ ተገሊጹ። ኣብ ሕብረት ኣፍሪቃ ክፍሊ ምክልኻል ተላባዒ ሕማማት ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ ኣብ [...]
ኣመሪካ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ብዝምልከት ምስ ሕቡራት ሃገራትን  ሕብረት ኤውሮጳን ዘትያ

ኣመሪካ፣ ብዛዕባ ኵናት ትግራይ ብዝምልከት ምስ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ዘትያ

Radio Erena: 03 September 2021 ኣመሪካ፣ ኵናት ትግራይ ብዘተ ዝፍትሓሉ፣ ምቑራጽ ተዅሲ ዝትግበረሉን ሰብኣዊ ሓገዛት ብዘይመሰናኽል ዝበጽሓሉን ተኽእሎታት ብዝምልከት ምስ ሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ዘትያ። [...]
ኢንተርፖል፣- ሓላፊ ጸጥታ ነበር ዝርከቦም ካብ ሱዳን ዝሃደሙ ሰበ ስልጣን ስርዓት በሺር ክህደኑ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

ኢንተርፖል፣- ሓላፊ ጸጥታ ነበር ዝርከቦም ካብ ሱዳን ዝሃደሙ ሰበ ስልጣን ስርዓት በሺር ክህደኑ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ

Radio Erena: 03 September 2021 ኣህጉራዊ ማሕበር ፖሊስ ገበነኛታት- ኢንተርፖል፣ ሓላፊ ጸጥታ ነበር፣ ሳላሕ ጎሽ ዝርከቦም፣ ካብ ሱዳን ዝሃደሙ ሰበ ስልጣን ስርዓት በሺር፣ ተሃዲኖም ናብ ሕጊ ክቐርቡ ትእዛዝ ኣመ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ኤምባሲታት ትዓጹን ዲፕሎማሰኛታትን ትስሕብ ኣላ

ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት ኣብ ወጻኢ ዝርከብ ኤምባሲታት ትዓጹን ዲፕሎማሰኛታትን ትስሕብ ኣላ

Radio Erena: 03 September 2021 ኣብ ኵናት ትግራይ ተሸሚሙ ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ከቢድ ናይ ቁጠባ ቁልውላው ስለዝገጠሞ፣ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከብ ሓያሎ ኤምባሲታቱን ይዓጹን ዲፕሎማሰኛታት ይስሕብ ከምዘሎ [...]
ሓይልታት ትግራይ፣ ንረዲኤት ዝተኸዘነ ኣእካል ዘሚቶም ክብል ትካል ግብረ ሰናይ ኣመሪካ ወቒሱ

ሓይልታት ትግራይ፣ ንረዲኤት ዝተኸዘነ ኣእካል ዘሚቶም ክብል ትካል ግብረ ሰናይ ኣመሪካ ወቒሱ

Radio Erena: 02 September 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ዝኣተውዎ ዓድታት፣ ንረዲኤት ዝተኸዘነ ኣእካል ይዘምቱ ኣለዉ ክብል ወኪል ትካል ግብረሰናይ ኣመሪካ ኣብታ ሃገር ወቒሱ። እቶም ሓይልታት፣ መካይን ትካላት ግብ [...]
ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ክትልግስ’ያ

ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮቪድ 19 ክትልግስ’ያ

Radio Erena: 02 September 2021 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ንሃገራት ኣፍሪቃ ዝውዕል 10 ሚልዮን ክታበት ጸረ ኮረና ቫይረስ ክልግስ ምዃኑ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ነዚ ዘፍለጠ፣ ድሕሪ'ቲ ብ29 ነሓሰ፣ ኣብ ጀርመን ከተማ [...]
ሱዳንን ቀጠርን፣ ወትሃደራዊ ዝምድናአን ንምሕዳስ ዘትየን

ሱዳንን ቀጠርን፣ ወትሃደራዊ ዝምድናአን ንምሕዳስ ዘትየን

Radio Erena: 02 September 2021 ሱዳንን ቀጠርን፣ ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ ዝምድናአን ንምሕዳስ ኣብ ዝብል ዛዕባ፣ ዘተ ከምዘካየዳ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እዘን ክልተ ሃገራት ነዚ ዝዘተያ፣ ብጠቕ [...]
ሱዳን፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ንምግታእ ዝዓለመ ሓድሽ ውጥን ኣውጺኣ

ሱዳን፣ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ንምግታእ ዝዓለመ ሓድሽ ውጥን ኣውጺኣ

Radio Erena: 01 September 2021 መንግስቲ ሱዳን፣ ብመንገዲ እታ ሃገር ንዝካየድ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ንምግታእ ዝዓለመ ሓድሽ ውጥን ከምዘውጽአ ኣፍሊጡ። እቲ ካብ መወዳእታ 2021 ክሳብ 2023 ዝጸንሕ ውጥን፣ [...]
ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ካብ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ዲፕሎማስያዊ ጸቕጢ ዝበዝሖ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ደገፍ ሃገራት ኣፍሪቃ የቋምት

ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ካብ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ዲፕሎማስያዊ ጸቕጢ ዝበዝሖ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ደገፍ ሃገራት ኣፍሪቃ የቋምት

Radio Erena: 01 September 2021 ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ካብ ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ዲፕሎማስያዊ ጸቕጢ ዝበዝሖ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ፣ ደገፍ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪቃ የቋምት ከም [...]
“ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ኣማኢት ተቐቲሎም፣ ልዕሊ 90 ሽሕ ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎም።”

“ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ኣማኢት ተቐቲሎም፣ ልዕሊ 90 ሽሕ ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ተመዛቢሎም።”

Radio Erena: 31 August 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮምያ፣ ኣብ ምዕራብ ወለጋ፣ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ቅነ፣ ኣማኢት ሰባት ከምዝተቐትሉን ልዕሊ 90 ሽሕ ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ከምዝተመዛበሉን ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰ [...]
1 182 183 184 185 186 386 1840 / 3855